Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية  Portuguese
Book of the day

ኣቦና ኣብ ሰማያት እትነብር-1.pdf


Advertisement
  • word cloud

ኣቦና ኣብ ሰማያት እትነብር-1.pdf
  • Extraction Summary

ስለዚ እምበኣር ብኣኣ ጌርኩም ብሰናይ ከትመላለሱ ይከኣለኩም ኢዩ። ዝበሉ ሰባት ኣባኹም ስአልን መልከዕ ኣምላኸ ይርእዩ። ኣብ ኩሉ እንዓዮ ስም ጐይታ ከመስግን ኢዩ። ከምኡ ኢሉ ድማ ስም እግዚኣብሄር ይኸብር ኢዩ። እዚ ኩሉ ዝበልናዮን ካልእ እውን ከውሰኽ ዝከኣልን ኩለን ኣብ ሓንጎልካ ኣብ ምስትንታንካ ከሓድር እሞ ከምዚ ንኸትብል ኢዩ ስምካ ይቀደስ ምዕራፍ ዓሰርተው ሻሙሽሸተ መንግስትኻ ትምጻእ እቲ ሓቀኛ ንጉስን መላኸን ሓደ ንሱ እግዚኣብሄር ኢዩ። ከመይሲ ንኹሉ ነገር ዝመልኸ ንሱ ኢዩ። ጐይታ ግና መኣስን ብኸመይን ኢዩ ገዚኡ። መንግስቲ ጐይታ እምበኣር ምስ መስቀልን ድሕነትን ምትእስሳር ዘለዎ ኮይኑ ኩሎም ደቂዚ መንግስቲ ዘበሉ ድሕነት ረኸቡ ተበጃውነት ብሞት ናይ ከርስቶስ ኣብ መስቀል ኣብ ሰዓት ትሽዓተ ኢዩ ተፈጺሙ። ብስራት መንግስቲ ኣብ ልደት ክርስቶስ ኢዩ ጀሚሩ።

  • Cosine Similarity

ስለዚ ከኣ ኢና ጸሎት ምስ ኣምላኸ ምርኻብያ ንብላ ከምኡ ከኣ ህላዌ ኣምላኸ ከም ዘሎ ይስመዓካ። እዚ ኩሉ ልቢ ተሓጐሳ ደው ብምባል ናብ ኣምላኽ እተቕርቦ ጸሎት ብመዛሙር ሊዩ ብርግጽ ኣብ ቅዳሴና ጊታር ኮነ ከራር ኣይንጥቀምን እንተኾነ ናይ ልብና ኩሎም መሳርሒታት ህርመት ንጥቀም ዜማ እምበኣር ጸሎት ኢዩ ጸሎት ከኣ ዜማ ኢዩ ንሳ ኣብ ህላዌ ኣምላኸ እንህልወላ ናይ ቃላት ዝማሬ ኢያልብና ብሓጐስ ጐይታ ይመልእ ብኹሉ ስምዒተና ከኣ ኣብ ኩሉ ኣጋጣሚታት ንኣምላኽ ንዝምረሉኣብ ግዜ ሓዘን ከይተረፈ ብናይ ሓዘን ዜማ ስምዒታትና ናብ ኣምላኸ ንዝምረሉ ምዕራፍ ከልተ ጽናይ ቅቡል ጸሎት መግለጺ ናብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ዝቐርብ ጸሎት ኩሉ ቅቡል ከም ዘይኮነ ክንፈልጥ ይግባእ ። ኣምላኸ ኣብ ፍቕሪ እውን ቀዳማይ ኢዩ። ንሕና ድማ ኣብ ጸሎትና ካብ ኣቦ ደኣ እምበር ካብ ውሉድ ኣይንልምንን ቋኣቦነት ኣምላኽ ካብ ጥንቲ ዝተፈለጠ ኢዩ ኣብ መእተዊ ዛንታ ማይ ኣይሂ ከም ዝብሎ። እዚ ዓይነት ጠባይ ጸሎት ግና ኣብ ጸሎት ጐይታ ጥራይ ዝድረት ዘይኮነስ ኣብ ኩሉ ጸሎታትና ብኸምዚ ኢዩ ተሰሪዑ ዘሉ መዛዘሚ ናይ ነፍስወከፍ ጸሎት ሸውዓተ ሰዓታትና ብኸምኡ ንውድእ ዎ ኣምላኸ መሓረና ዎ ቅዱስ መሓረናኩለንተናና ኣንጽሕንንኣእምሮና ኣበራብር ብቅዱሳን መላእኸትኻ ክከበበና እዚ ኩሉ ብሕብረት ወይ ብድርብ ስም ኢዩ ። ብሓቂ ዎ ጐይታ ንስኻ አቦይ ኢኻ ኣብ ተመሳሳሊ ግዜ ከኣ ኣቦ ኩሉ ኢኻ ። ስለዚ ከኣ ከዛረበካ እንከለኹ ከም ናተይ ኣቦ ጥራይ ዘይኮንኩስ ከም ሓደ ካብ ብዙሓት ኣሕዋተይ ኣቦና እንዳበልኩ ከም ነፍሰይን ቅድሚ ነፍሰይን ዝዝከሮም ምዕራፍ ትሽዓተ ጽሎት ኣብ ሰማያት እትነብር ኣቦናን ናይ ሕብረት መንፈስን ኣብዛ ጸሎት ጐይታ ናይ ግሊ ጸሎት ኣይርከባን ኢዩ እቲ መኸንያት ድማ ሰብምእንቲ ኩሉ ሰብ ደኣ እምበር ምእንቲ ውልቁ ጥራይ ከም ዘይጽልይ የረድኣና ። ከምኡ እውን መንፈሳውያን ኣቦታት ከኣ ኣለውዎ እዚ እንልምኖ ዘለና ኣቦ ግና እቲ ኣብ ሰማያት ዝነብር ኣምላኻዊ አቦ ኢዩ ኣብ ሰማይ ዘይኮነስ ኣብ ሰማያት ። ከምቲ እቲ ኣብ ቤት መቐደስ ዘሎ መብራህቲ ህላዌ ኣምላኽ ኣብ ላዕሊ ምኺኑ ዘመልከት እቲ ናብኡ ከበጽሕ ዝደሊ ድማ ካብ ምድሪ ተላዒሉ እንዳ ለዓለ ብምልዓል ናብ መስቀል ብምብጻሕ ናብኡ ናብ ላዕሊ ከጥምት ብግዲ ኢዩ ኣብ ሰማያት ብዝብል ኣበሃህላ ናይ ዘልኣለም ህይወትና ምስ እግዚኣብሄር ምኺኑ የዘኻኸረና ከርስቶስ ኣብ ዳግም ምጽኣቱ ብደመና ምስ መጽአ ኣብ ሰማይ እንከሎ ከንርእዮ ኢና ምስኡ ብደመና ከጥልፈና ኢዩ። ከምቲ ኣብ ግጥሚ ዝብሎ ንስኻ ብሓቂ ኣብ ሰማያት ኢኻ እንተ ኩሉ ልቢ ግና ኣብ ፍቕሪ ልዕልናኻ ይነብር እዚኣ እምበኣር ኢያ እታ ኣምላኽ ዝነብረላ ሰማይ ። ንኣብነት ከም ኣብ ቐልዲ ኣይንጥቀመሉን ኢና ከምቲ ገለገለ ሰባት ስም እግዚኣብሄር ኣብ ደርፊ ኣብ ዋዛ ኣብ ከም መፍትሕ ዛንታታት ወዘተ ንምድናቕም ወይ ንጉድኣቶም ንምግላጽ መንፈሳዊ ኣብ ዘይኮነ ነገር ስም እግዚኣብሄር ብሓሶት ይጥቀሙ ። እቲ ጐይታ ብተግባሩ ተደኒቹ ምኽንያት ናይቲ ዝገብሮ ምስ ሓተቶ እቲ ባርያ ድማ ከመይከ ዘይሰግድ ስም እቲ ዓቢ ኣምላኸ ሰማይን ምድሪ ዝፈጠረ እንዳ ተጸውዐ ሓለቓታት መላእኸቲ ሰማይ ምስ ሰራዊቶምን ኩሎም ናይ ሰማይ ሓይልታትን ዝሰግድሉ ዶ ኣይኮነን እዚ ባርያ ከኣ ንጐይታኡ ትምህርቲ ኮኖ እሞ እቲ ጐይታ ድማ ካብ ሽዑ ንደሓር ስም ኣምላኸ ብከንቱ ምልዓል ኣቋረጸ ። ከምዚ ብምባል እቲ ግዝኣት ከኣ ኣብ መንኩቡ እዩ ስሙውን ግሩም መካር ብርቱዕ ኣምላኽ ኣቦ ዘለኣለም መስፍን ሰላም ኪስመ እየዩ አወ ጐይታ ኣብ ኩሉ ነገር መገከር ኢዩ መስተንከር ኢዩ ብዘለኣለማውነቱ መንከር ኢዩ ካብ ዘይምንባር ናብ ምህላዉ ኣምጺኡ ብከእለት ፈጣሪነቱ መስተንከር ኢዩ ብዘይተበጻሕነቱንዘይምርመር ዘይተራእይነቱ ዘይርአ ምኺኑ መስተንከር ኢዩ ምስ ኣቦ ዘለዎ ማዕርነት ኣይሓድግን ከይበለ ካብ ድንግል ማርያም ምውላዱ ተሰጋውነቱ መስተንከር ኢዩ ትንሳኤኡን ዕርገቱን መንከር ኢዩ ኣብ ኩሉ ተኣምራቱ ። ኣብ መዛሙር እውን ከምኡ ኢዩ ተባሂልሉ ዘሎ ዎ ኣምላኸ መገድኻ ብቕድስና እዩ ከም ኣምላኸ ዝበለ ዓብዩ ኣምላኸከ መን ኣሎ ተአምራት እትገብር ኣምላኸ ንስኻ ኢኻ መዝ ። ኣብ ከርስትና ድማ ካልእ ስም ሂባቶ ኣላ ንሱ ድማ ፍቕሪ ዝብል ኢዩ። ዮሓንስ ሃዋርያ ድማ ከምዚ ኢሉ ኣሎ ኣምላኸ ፍቕሪ እዩ እቲ ኣብ ፍቕሪ ዚነብር ከኣ ኣብ ኣምላኸ ይነብር ኣምላኸውን ኣብኡ ይነብር። ንሕና ድማ ኣብ ናይ ጐይታ ጸሎት ዎ ኣቦና ኣብ ሰማያት እትነብር ኢልና ንጽውዖ ማቴ ። ኣብቲ ናይ ሓጥያት ሓሳብ ካብ ምቕጻል ካኣ የቋርጽ ስለዝኾነ ድማ ኢዮም እቶም ብሓጥያት ዝተታሕዙ ካብ ስም አግዚኣብሄር ዝሃድሙ መኽንያቱ ስም እግዚኣብሄር ንሓጥያቶምን ድኻሞምን ሕልናአኦምን ስለ ዘዘኻኸሮም ኣብ ውሽጦም ዝጻረር ኣካል ስለ ዝስመዖም እዩ ኣጋንንቲ ንደቂ ሰባት ከዋግእዎም እንከለዉ ስም እግዚኣብሄር ኢዮም ዘረስዖዎ ከምኡ ጌሮም ድማ ናብ ናይ ሓጥያት ባርነት ደረጃ የብጽሕዎ መኸንያቱ ስም ኣምላኸ ኮነ ዝኾነ ብዛዕባ ጐይታ ዘበለ ከሰምዑ ከሳብ ዘይፈትዉ ስለ ዝበጽሑ ስም እግዚኣብሄር ዋላ ብሃንደበት ህጻን እውን ጽልዋን ሓይልን ኣለዎ ከም ጐይታ ይርኢ ኢዩ ጐይታ ይሰምዕ ኢዩ ምባል ። ኣብ ህይወቱ ዕግበት ከስመዖ እንከሎ ድማ ካብ ጸበባ እንተ ወጸ ጸቢቡኒ ኔሩ ኣምላኸ ኣርሂዉለይ ብምባል ኣምላኸ ኣብ ብዙሕ ነገረይ ሰናይ ኢዩ ይብል ስለዚ ስም እግዚኣብሄር ዋላ እውን ምስ ገዛእ ነፍስኻ ኣብ ልሳንካ ቀጻሊ ደጋግሞ። ከምኡ ኢሉ ድማ ስም እግዚኣብሄር ኣብ ልብኻን እምነትካን ከምኡ እውን ምስ ዘባት ምዝርራብካን ከቕደስ ኢዩ ኣብ ብሕትኻ ኮነ ምስ ሰባት ምስ እትዛረብ ብቀትሪ ኮነ ለይቲ ብስሙ ተዛረብ እወ ኩሉ ግዜ ኣብ ግዜ ጸሎትካ ሰባት ኣብ እትረድኣሉ ኣብ ማሕበራዊ ኮነ ግላዊ ዕዮ ህይወትካ ኣብ ልብኻ ቀዳማይ ክሰፍር ዘለዎ ስም እግዚኣብሄር ኢዩ። መኽንያቱ ብስብከት ስም አግዚኣብሄር ኣብቶም ሰባት ይቅደስን ስሙ ተላልዮምን ምስኡ መራኸቢ ትፈጥረሎምን እሞ ነዚ ስም እዚ ደጋጊሞም ከጠቕስዎ ምስ ጀመሩ ከኣምኑን ስሙ ከጽውዖዎ ይኸእሉ ጐይታ ብዛዕባ ኣቦ ንደቂ ሰባት ከላልዮ እንከሎ ከምኡ ኢዩ ጌሩ ኣብ ዮሓንስ ኣሎኩም ከምዚ ከኣ ይብል ነዞም ካብ ዓለም ዝሀብካኒ ሰባት ስምካ ገለጽኩሎም ጻድቕ ኣቦይ ዓለም ኣይፈለጠትካን ኣነ ግና ፈሊጠካ አሎኹ እዚኣቶምውን ንስኻ ኸም ዝለኣኸካኒ ፈሊጦም ኣለዉ። ብርግጽ ኣምላኸ ኣብ ሰማይ ልዕል ዝበለ ከንሱ ብትሕትና ናብ ምድሪ ብምጥማት ነቲ መስኪን ካብ ሓመድ ነቲ ነዳይ ከኣ ካብ ጎሓፍ ኣልዒሉ ምስ መሳፍንቲ ህዝቢ ዘቐምጥ ኢዩ እምበኣር ኣብ ጸሎትካ ስምካ ይቀደስ ክትብል እንከለኻ ልከዕ አምላኸ ሓይሊ ክህበካ እሞ ስም እግዚኣብሄር ኣብ ሰባት ከግለጽ ሰባት ነዚ ስምዚ ኣማኑኤል ትርጉሙ ኣምላኽ ምሳና ዝብል ከፍቅርዎ ምግባር። ስም የሱስ እቲ ንህዝቡ ካብ ሓጥያቶም ዘድሓኖም እቲ መልኣኽ ነቶም ጓሶት ከም ዘበሰሮም የሱስ ብዛዕባ ኣምላኸ ዝነገረና እንተ ተመልኪትና ከኣ ከም ሓደ ሩህሩህ ኣቦ ከይለመንካዮ ዝህብ ጌሩ እዩየ ሃዋርያ ቅዱስ ዮሓንስ ከኣ ብዛዕባ ኣምላኸ ከምዚ ኢሱና ኣሎ ኣምላኸ ፍቕሪ እዩ እቲ ኣብ ፍቕሪ ዚነብር ከኣ ኣብ ኣምላኸ ይነብር ኣምላኸውን ኣብኡ ይነብር። ብርግጽ ንሱ ኣብ ሰማያት ኢዩ እንተኾነ መንፈሱ ኣብ ውሽጢ ልቦም ኗኢዩ ንስኻትኩም ቤት ኣምላኸ መንፈስ ኣምላኸ ድማ ኣብ ውሽጥኹም ዝነበር ኢኹም ቄረ ። እዚ ኩሉ ዝበልናዮን ካልእ እውን ከውሰኽ ዝከኣልን ኩለን ኣብ ሓንጎልካ ኣብ ምስትንታንካ ከሓድር እሞ ከምዚ ንኸትብል ኢዩ ስምካ ይቀደስ ምዕራፍ ዓሰርተው ሻሙሽሸተ መንግስትኻ ትምጻእ እቲ ሓቀኛ ንጉስን መላኸን ሓደ ንሱ እግዚኣብሄር ኢዩ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Advertisement
Bottom banner

Download options | Convert to Pdf | Reading List | Advertise on dirzon

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact