Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية  Portuguese
Book of the day

ገድለ አቡነ አረጋዉ ግእዝ ትግርኛ (2).pdf


Advertisement
  • word cloud

ገድለ አቡነ አረጋዉ ግእዝ ትግርኛ (2).pdf
  • Extraction Summary

ገጅክ ለረ » ን ንጸረዊ ገድለ አቡነ አረጋዊ ቀ በ ኒስ ነ ብሰም አብን ቅዱሰን ሓደ ኣ ር ሥላ ባሕርይ ብም ኃሪቹ ዌ ተለ ብልዕልናን ኣምላ ዝነብር ንኩሉ ጊረ። ብምሕረት እግዚኣብሔር ቦሶ ኦነ ጸሎትን በረኸትን ቦዞሶ ሰንያ ኣቡነኣረጋዊምሰኣገልገፅ ወሶቦ ርእየ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ አረጋዊ አበ ብዙኃን ደቂቅ ከመ ያዕቀብ ስፉሐ አዕጽቅ ዘመልዑ አዝርእቲሁ በኢትዮጵያ እምዕራብ እስከ ምሥራቅ ዘይትነበብ አመ ዐሥሩ ወረቡዑ በዕለተ በዓሉ ወክብሩ ለለወርጉ በሰላመ እግዚአብሔር አብ አሜን። ፍ ወማትያሰ ወለዶ ለዮሴፍ ወዮሴ ወለዶ ለመሰቀል መዋዒ ወመሰቀል መዋዒ ወለዶ ለዮሐኒ ወዮሐኒ ወለዶ ለኢየሱሰ ሞዓ ዘሐይቅ ወለእብነ ሰንበልት ወእብነ ሰንበልት ወለዶ ለዳንኤል ወዳንኤል ወለዶሙ ለአርሳሰንዩ ወለዘኢየሱሰ ወዘኢየሱሰ ወለዶ ለዮሐንሰ ድ ወእምድኅረ እሉ እሙንቴቱ እለ ተሰይሙ መምህራነ አባ ገብረ ግርያም።

  • Cosine Similarity

ወዝንቱሰ አቡነ ዘሚካኤል ሶበ ርእዮሙ ለአኃዊሁ ተፈሥሐ በመንፈሱ ወተኣምጉ ወተሓቀፉ ወተሳዓሙ በበይናቲሆሙ ወእምድኅረዝ እሉ አኃው ይቤልዎ ለአባ ጳሂሰ አልብሰነ አሰኬማ ለነኒ አባ ክቡር ወይቤሎሙ አባ ጳሂስ ትክሉኑ ኦ ውሉድየ ጸዊረ ምንኩስና እሰመ ዕፁብ ወክቡድ ክጠርጎ ጥቅምቲ ቶ ፃ መሊሱውን ከምቲ ሓዋርያ ነቲ ሒደት ሕማምኩም ንሱ ብዕጽፊ ክፍጽመልኩም እዩ ዝበሎ ኣባ ዘሚካኤል ገና ብሕፃንነቱ ልብሰ ምንኩስና ኸም ዝለበሰ ምስ ሰምዑ ቅዱሳን ሮም ናብኡ መጽኡ ንሳቶም ከኣ ኣባ ሊቃኖስ ናይ ዮስጥንጥንያ ኣባ ይምኣታ ናይ ሃገረ ዮስያ እዮም ኣባ ጽሕማ ኻብ ኣንጾኪያ ኣባ ጉባ ኻብ ቂልቅያ ኣባ ኣፍጹ ኻብ እስያ ኣባ ጴንጠለዎን ካብ ሮምያ ኣባ ኣሌፍ ካብ ቂሣርያ ኩሎም እዚኦም ኣባ ጳኩሚስ ናብ ዘለዎ ገዳም መጽኡ ኣቦና ዘሚካኤል ድማ ንኣኅዋቱ ምስ ረኣዮም ፈጺሙ ተሓጉስሰ ምስ ተራኸቡ ውን ነንሕድሕዶም ብሰላምታ ተሓቋዮፎም ተሰዓዓሙ ድኅርዚ እዞም ኣኅዋት ንኣባ ጳኩሚስ ክቡር ኣቦና ንኣና ውን ልብሲ ምንኩስና ኣልብስና በልዎ ኣባ ጳኩሚስ ከኣ ኣቱም ደቀይ ምንኩስና ዶ ኽትጾሩ ትኽእሉ ኢኹም ኣጨናችቕን ከቢድን እዩ ዝከ አቡነ እረጋዊ ቶ ርው ውእቱ። ንጽሕፍ ዜና ትሩፋሁች ኣብ ዓሠርተ ኣፍ ነፁ ለለ አረጋዊ ዝበቤዔ በ ልን ዘፎትነበብ አመ ጮሩ ወረቡዑ እበጎ ኣረጋዊ ንጽሕፍ ለኀዳር በረኸትን ብፁዕ ኣቡነ ጸሎቱ ወበረከቱ ወትብልናሁ ጸሎትን ለአቡነ አረጋዊ የሀሉ ምሰለ ኣረጋዊ ምስ ኣገልገልቶም ሰብኡትን ፍቁሩ ለዓለመ ዓለም አሜገ ኣንሰትን ንዘለዓለም ይኹን ምዕራፍ ኔ ምዕራፍ ሓደ እወእምዝ ሞተ አልዓሜዳ ንጉሥ ኣብ መበል ሣልሳይ ዓመት በሠለሰቱ ዓመት እምዘወፅኡ እሉ ምምጻእ እዞም ቅዱሳገ ንጉሥ ቅዱሳን ወተጋብኡ ሕዝብ ኣልዓሜዳ ዓረፈ ብዙኅ ሕዝብን ወበከይዎ ኩሉ ሕዝብ ወቅዱሳን እቶም ዋዱሳን ከኣ በኸዩሉ። ቅዱስ ኣቡነ ኣረጋዊ ነታ ቅድስቲ ሰፍራ ዳሞ ምስ ረኗኢይ ሠለስተ ጊዜ ሰገደ ዳግማይ ውን ናብ ገምገም ሩባ ምስ በጽሐ ሓደ ሰብ መጺኡ እዚ እኩብ ሕዝቢ እንታይ እዩ እዚኦም ከ እንታዎት እዮም ኢሉ ሓተተ። እቲ መንእሰይ እዚ ምስ ሰምዐ ብጉያ ናብ ቤቱ ብምኻድ ነቲ ሕሙም ወዱ ኣብ ዓራት ጸይሩ ኣምጽአ ነቲ ዝሓመመ ወዱ ኣብ እግሪ ኣቦና ኣቐሚጡ ኦ ኣባ ንወደይ ብጸሎትካ ኽትፍውሰለይ እምኅፀነካ ኣሎኹ በሉ ኣቡነ ኣረጋዊ ኸኣ ጉይታይን ንጉሠይን ኣምላኸይን ኢየሱስ ክርሰቶስ ካብ ዓራት ሕማሙ የተንሥኣዮን ካብ ደዌኡ ኸኣ የሕውዮን በለ። ኣብ ዕለት ዓሠርተው ኣርባዕተ ዝንበብ ዜና ትሩፋትን ኣረጋዊ ጸሎትን በረኸትን ልማኖን ኣቦና ኣረጋዊ ምስ ኣገልገልቱ ሰብኡትን ከንስኑኑ። ሚመሙ ምዕራፍ ፅ ወእንዘ የሐውር አቡነ አረጋዊ በጽሐ ኀበ እግረ ደብር ወረከበ ሐብለ እንተ ላዕል ወነበረ ታሕቴሃ እንዘ ይትመሀለል ሠሉሰ መዋዕለ ወሥሉሰ ለያልየ ወመጽእ መልእከ እግዚአብሔር ቅዱስ ሚካኤል ወይቤሎ ምንትኑ ዘያጽዕቀከ ኦ ቅዱሱ ለእግዚአብሔር ወይቤሎ አቡነ አረጋዊ እፈቅድ እዕርግ ውሰተ ዛቲ ደብር ከመ እትጋነይ በእንተ ኃጢኣትየ ወእትመሀለል በእንተ ጌጋይየ ያ ወይቤሎ መልአከ እግዚአብሔር አ አረጋዊ ዘእፍቀርከ ንዴተ እምብዕል ሥት ገድከ አቡነ አረጋዊ ኞ ንዘለዓለም ይኹን ምዕራፍ ሓደ ኣቡነ ኣረጋዊ እናከደ ኣብ እግረ እታ እምባ ምሰ በጽሐ ኻብ ላዕለ ጠልጠል ዝበለት ገመድ ረኸበ ኣብ እግራ ሠለሰተ መንልትን ለይትን ምስ ጸለየ መልኣኽ እግዚኣብሔር ቅዱሰ ሜካኤል መጺኡ ኦ ናይ እግዚኣብሔር ቅዱሴ እንታይ የጨንቐካ ኣሉ በሎሉ። ንሱ ውን ናብኡ ቐረበ ብፁዕ ኣቡነ ኣረጋዊ ነቲ ገበል ምስ ረኣዮ ጭራኻ ኣውሪድካ ኣደይበኒ በሉ እቲ ገበል ግና ጭራኡ ናብቲ ኣቡነ ኣረጋዊ ዘለዎ ኣየውረደን እንታይ ደኣ ኣብ ማእከል እቲ ጸድፊ ጭራኡ ነበረ እቲ ገበል ድማ ንኣቡነ ኣረጋዊ ኣብዛ ጸድፊ እንታይ እዩ ዘሎካ ብምባል ብልሳን ሰብ ተዛረቦ መሊሱ ኸኣ ሰማዕ ኽነግረ ሎ። ኣብ ክንዳኡ ኸኣ ንጉሥ ካሌብ ነገሠ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ኣረጋዊ ኸኣ ብምስሊ ዳስ ንእሸቶ ገዛ ሰርሐ ነታ ምስኡ ዘምኣ ታቦት ከኣ ኣብኡ ኣቐመጣ ብዛዕባ ቁርባን ድማ ናብ እግዚኣብሔር ለመነ እግዚኣብሔር ከኣ ጸሎቱ ሰሜዑ ንመሥዋዕቲ ቀርባን ዘድልይዎ ወርቂ ጻሕለ ብሩር ጽዋዕ ኣልባሳት ዘዲባጋት ኣብ ውሸጣ ምውቕ መና ዘለዋ መሶብ ወርቁ ዥሉ ንመሦውዒ ዘድሊ ዘበለ መላእኽቲ ኣብ ሰማይ ጊዞምሉ ወረዱ ር የ ወለሰናብት ወበኩሉ በዓላት ይትገበር ሎቱ ወነበረ በዘከመዝ እሰከ ሐነጸ መቅደሰ ለማኅደሩሰ ረከበ ንሰቲተ በዓተ ወነበረ ውሰቴታ እንዘ ይገብር ጸሉታተ ወሰግደታተ ሌሊተ እንዘ ኢየዐርፍ በብዙኅ ጸሎታት ወትግሀታት ምዕራፍ ወይረቂ ሐ እምደዊሆን ፍጡነክ ር መ ከ አቡነ አረጋ ን ፃ ፃ እዚ ብዕለት ሰንበትን ብበዓላኑ ይግበረሉ ነበረ። ኣብ ዓርተው ኣርባዕተ የካቲት ዝንበብ ዜና ገድሉን ትሩፋትን ብፁዕ ቅዱስ ኣቡነ ኣረጋዊ ንጽሕፍ ጸሉትን ብፁዕ ኣቡነ በረኸትን ኣረጋዊ ምስ ገድከ አቡነ አረጋዊ ፅ ሸ ወእምድኅረ ኀምስቱ ምእት ዕሥራ ወአርባዕቱ ዓመት እምልደተ እግዚእነ ኢየሱስ ክርስቶስ ኮነ ዐቢይ ጸብእ ውስተ ሀገረ ናግራን በማእከሎሙ ለክርስቲያን ወአረማውያን ወአይሁድ ወአኀለቆሙ ማዝሩቅ ፊንሐሴ ንጉሠ ሂማሪያ ዐላዊ ለሕዝበ ክርስቲያን በምክረ አረማውያን ወአይሁድ ወአውዐየ አብያተ ክርስቲያናት ወእምቅድመዝኩሉ ይቤሎሙ ዐላዊ ንጉሥ ለሰብአ ናግራን እለ ኮኑ ክርስቲያነ ለእመ ክሕድክምዎ ለክርስቶሰ ብክሙ ሕይወት ወአልቦ ዘይነክየክሙ ሙስና ወኢምንትኒ። ምዕራፍ ወእምድኅረ ኀምሰቱ ዕሥራ ወአርባዕቱ ዓመት ካሌብ ንጉሥ ኢትዮጵያ አስተጋብአ ሰራዊተ ዘመጠነ ጐልቁ ሰብዓ እልፈ መ ኀበ ሐለየ ቀዲሙ በሐመር መ ይጽባእ ብሔረ ሳባ ወእንዘ ነክ ሐመረ ካሌብ ንጉሠ ዖኪ ጵያ ጸንሖ ውእቱ ዐላዊ ብዙኃን ሠራዊቱ ወተጻብአ ውእቱ ዐላዊ ወ ሃገር ዑር ምስ ዓለው እግዚኣብሔር ብልሒ ኩናቱን ግስጋሴኡን ርእዮም ጉይዮም ከየምልጡ ትኅቲ ምድሪ መንገዲ ኸፈተሉ ንውሓት መንገዱ ንኃያል ጉያዩ መንገዲ ሠለስተ መዓልቲ እዩ በቲ አግዚኣብሔር ዝኸፈተሉ ትኅቲ ምድሪ ጉይዩ ደምሰሶም ሓደ እኳ ኻብኦም ከይሓደገ ነታ ሃገር ኣብ ትኅቲኡ ኣእተዋ ክሳዕ ሎሚ ውን ኣላ ምዕራፍ ሓሙሽተ ድኅሪ ኃሙሸተ ሚእትን ዕሥራን ኣርባዕተን ዓመት ሰብዓ ሸሕ ዝኣኽሉ ሠራዊት ኣኽቲቱ ናብቲ ዝሓሰቦ ናብ ሳባ የመን ክዋጋእ መርከብ ተሰኝለ ካሌብ ንጉሥ ኢትዮጵያ ካብ መርከብ ክወርድ ከሎ እቲ ኸሓዲ ንጉሥ ምስ ብዙኃት ሠራዊቱ ጸንሖ እሞ ኩናት ገጠሙ ኣብ መንጉኦም ውን እቲ ኩናት በርትዐ ር ጨመሙምሎፖ ኀየሉ ወጸንዑ በውስተ ጸብእ ወበቅድመ ጸባእያኒሆሙ ወሞዕዎሙ ወዘረውዎሙ ስሠራዊተ ንጉሥ ዐላዊዩ። ዳግማይ ካሌብ ንጉሥ ናብ ኣቡነ ኣረጋዊ ብጸሎትካ እግዚኣብሔር ብሰላም መሊሱኒ እየዩ ሕጂ ውን መስቀል ሞት ክርስቶስ ተሰኪመ እየ እሞ ኦ ኣባ እግዚኣብሔር ንፍጻመ ኸብቅዓኒ ምእንታይ ጸሊ ኢሉ ለኣኸ። በዚ ነገር እዚ ኣቡነ ኣረጋዊ እምብዛ ተሓጉሰ ነቲ መልእኽተኛ ኸኣ ዝሓይቨ ጌርካ ኢኻ እሞ እግዚኣብሔር ዝደለኻዮ ይፈጽመልካ በሎ ኢሉ ለኣኾ እቲ ልኡኽ ነዚ ምስ ሰምቦዐ ጢ በረከተ እምኀበ አቡነ አረጋዊ ወእንዘ ይገብር ካሌብ ንጉሠ ኢትዮጵያ ውሰተ ገዳመ ዖግዕት በመንኖ ዝንቱ ዓለም በጾም ወበጸሎት ወበብዙጎ ስግደት ዐሠርተ ወክልኤተ ዓመተ አዕረፈ አመ ዕሥራሁ ለወርኀ ግዝት ወወረሰ ክብረ ሰማያዊ ዘኢየኀልፍ እሰከ ለዓለመ ዓለም ምዕራፍ ፅ ኦ ኣኃውየ ፍቁራን ርእዩ ዘገብረ እግዚአብሐር አምላኮሙ ለክርስቲያን በዕደ ዝንቱ ኀያል ወመሰተጋድል ካሌብ ንጉ ኢትዮጵያ ቀናኢ አሰመ በአኣስ ለአምላኩ ርክቦ ምኩናነ በኀበ ኩ ፍ እሰክንድርዖ ወአንጾኪያ ወሮም ያ ኻብ ኣቡነ ኣረጋዊ በረኸት ተቐዚኒ ናብ ዝመጽኦ ተመልሰ ካሌብ ንጉሥ ኢትዮጵያ ኳ ዓለም መኒኑ ኣብ በረኻን በዓት ዓሠርተው ክልተ ዓመት ብብዘነ ጾምን ጸሎትን ሰግደትን ምሰ ነረ ብዕሥራ ግንቦት ዓረፈ። ሰላም ወኖቅር ፄ ጸሎቱ ወበረከቱ ለአቡነ አረጋዊ የሀሉ ምስለ ፍቁሩ ለዓለመ ዓለም አሜን ምዕራፍ ብፁዕስ ወቅዱስ አቡነ አረጋዊ ርእየ ብዙኃነ ሰብአ እለ ይመጽኡ ኀቤሁ ይስምዑ ትምህርተ ወይርእዩ መንክራተ ዘገብረ በኀይለ ጸሎቴ ወያጸእቅዎ ወኢየኀድግዎ ከመ ይትባሕተው ለጸሎት ወለጽሙና ወኢያበውሕዎ ይሑር ፈቂደዶ አነ ወያነክር በእንተ ታቂሆሙ ወአፍቅሮቶሙ መላእ ምድረ ኣዜብ ተሰምዐ ንመንግሥቱ ሓደ እኳ ዝቃወም ኣይነበረን እንትርዬ ንምሕናፅ ቤተክርስቲያን ንኩናት ዝመጸእ ኣይነበረን ንሱ ኣብ ዘመነ ሰላምን ፍቕርን ዝነገሠ ነበረ ጸሎትን በረኸትን ኣቡነ ኣረጋዊ ምስ ኣገልገልቱ ሰብኡትን ኣንስትን ንዘለዓለም ይኹን ኣሜን። ምስ ተጓዕዘ ኸኣ ቐልጢፉ ደብረ ዳሞ በጽሐ ኣብ እግሪ እቲ ደብሪ ዝከ አቡነ አረጋ ፃ ቅ ታሕተ ር ወዐርገ ውሰተ ውእቱ ደብር ምሰለ ኀዳጣን ሰብእ ዘሥምረቶሙ ኀበ ቅዱሰ አቡነ አረጋዊ ወሰገደ ሎቱ ታሕተ እገሪሁ ለአቡነ ብፁዕ አረጋዊ ወተአምኖ በአምኃ መንፈሳዊት ወአሰተብዮዖ ወይቤሉ ባርክ ኦ ኣባ ኪያየ ወመንግሥትየ ወኩሎ ሰራዊትየ። ሰምካ ኣብ መንግሥተ ሰማያት ኣብ መጽሓፍ ሕይወት ንዘለዓለም ይጸሕፍ ኢሉ ባረኾ ንሱውን ኣሜን ይኹን በለ ጸሎትን በረኸትን ኣቡነ ኣረጋዊ ምስ ኣገልገልቱ ሰብኡትን ኣንስትን ንዘለዓለም ይኹን ኣሜን። አረት ከህ ቱ ለኮብ ክቡር ጸሉቱነ በሪከሇ ያ በሪ ኸረን ናይ የ ይዕቀቦ ለፍቁሩ ክቡር ኣቦ ኣቡነ ኣረጋዊ ፖስ ነባጺ ጫ ኮፖ ኦግ ኣገልገልቱ ሰብኡትን ኣንስትን መ እሽ ኣ ጊኔ ይኹን ኣሜን አን ከምወ ነካ ል ፖዕራቶ ምዕራፍ ሓደ ግው አል ሐወርም ገብረመስቀል ንጉሥ ገብረ መስቀስ ካብቲ ዞ ለአቡነ አረጋዊ እምባ እናወረደ ንኣቡነ ኣረጋዊ ኦ ኣባ ነዚ መሳልል ከፍርሶዶ ወይስ ሆጡ ዘንተ ማዕርገ ኦ አባ ቃት ሦ ስአ አቡነ አረጋዊ ክሓድጎ በሎ ኣቡነ ኣረጋዊ ኸኣ ግእኡስ ኣፍርሶ ደኣ ግናኸ ኣብ ክንዲ ነን ጦዊ ቁ ርኛ ህበ ዳህምሞ ሎቱሰ ። ገሕፍ እንከ ዜና ገድሉ ሩፋቲሁ ለብፁዕ ወቅዱስ ነጡጀ ክቡር ዘይትነበብ ለጦሦሩ ወረቡዑ ለወርኀ ፃዞት በሰላመ እገዚአብሔር ለዝ አሱቱ ወበረከቱ ለብፁዕ ወሌስ አቡነ አረጋዊ የሀሉ ሾለ ፍቁሩ ለዓለመ ዓለም ዘዘርኀ ገነቦት ርወን ብ ቶ አቡነ አረጋዊ ኞች ገድለ ኣቡነ ዘር ወርቲ ግንቦት ብስም አብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምላዝ ቅድሚ ዘመናት ዝነበረ ጥንትን ፍጻመን ዘይብሉ ንኩሉ ዝኃዘ መዓቱ ዝረኃቐ ምሕረቱ ዝበዝኀ ጻድቕነ ንዝበደለ ዝዕገሥ ዝቐረበ ዘርሕቕ ዝረሓቐ ዘቕርብ ልብን ኩሊትን ዝምርምር ንጸጉሪ ዚቁጽር ኣብ ጠፈር ተቐሚጡ መሠረት ዝሰከም ዝርአን ዘይርአን ብምፍጣሩ ዘይምካሕ ኣሚሜንና ኣብ ዕለት ዓሠርተው ኣርባዕተ ግንቦት ዝንበብዜና ገድልን ትሩፋትን ብፁዕን ቅዱስን ክቡር ኣቡነ ኣረጋዊ ብምሕረት እዚኣብሔር ንጽሕናፃ ጸሉቱን በረኸቱን ምሕረት ኣምላኩን ብፁዕ ቅዱስ ኣቡነ ኣረጋዊ ምስ ኣገልገልቱ ሰብኡትን ቀ አሜን። ጉይታ ኸኣ ኽሳዕ ዓሠርተው ኃሙሸተ ትውልዲ ኽምሕረልካ እየ በሉ ኣቡነ ኣረጋዊ ድማ እዛ ቦታ መኝበሪ ነገሥታት ጻጳሳት ክቡራንን ጥራይ ኮይና ኣይትትረፍ ግናኸ ንግፋዓት ነዳያን ዘኽታማት ዕዉራንራ ሓንካሳን መጸግዒት ምእንቲ ኽትከውን ኩሉ ይቀበረላ ኣነ ጋሻን ስደተኛን በዛ ሃገር እየ በሎ ስ መድኃኒና ድማ ኦአ ኣረጋዊ ኸም ዝበልካዮ ወአውሥኦ አቡነ አረጋዊ ኒነ ወይቤሎ እለሂ ለ ውስተ መቅደስየ እለ ኡ ዘርቅ ወዘቅሩብ ወሞቱ ተበተ እንበለ ንሰሓ ኀድግ ሉሙ ሓቢአቶም። የ ንጽሕፍ እንከ መጽሐፈ አብ ዓሠርተው ኣርባዕተ ሓምለ ዚና ገድሉ ወትሩፋቲሁ ለብፁዕ ዝንበበ መጽሓፍ ገድልን ዜና ወቅዱስ አቡነ አረጋዊ ዘይትነበብ ትሩፋቱን ብፁዕ ቅዱስ ኣቡነ አመ ዓሠሩ ወረቡዑ ለወርኀ ኣረጋዊ ብምሕረት አግዚኣብሔር ሐምሌ በሰላመ እግዚአብሔር ንጽሕፍ አሜን ጨ ጨር ኳከእ ብ ገሯድከ አቡነ አረጋዊ ወበረከቱ ለብፁዕ ጸሎትን በጋ ኣረጋ ብፁ ፀ ወቅዱሰ አቡነ አረጋዊ ይዕቀቦ ለፍቁሩ ለዓለመ ዓለም አሜን ምዕራፍ ፅ ፅ ወዘንተ ኩሉ እምድኅረ ይቤሎ እግዚእነ ወሀቦ ሰላመ ወዐርገ ውሰተ ሰግይ ወተፈሥሐ ቅዱሰ በእንተ ዘወሀቦ እግዚእነ ዘንተ ኩሎ ኪዳነ። ንሱ ኸኣ ኸም ዝኣዘዞ ገበረ እቶም ኣኅዋት ድማ መጽኡ ሰላም ውን ተበሃሃሉ ክቡር ኣቦና ኣረጋዊ ድማ ኻብ በዓቱ ወጺኡ ኸም ልማዱ ኣብ ማእከሎም ኮፍ ኢሉ መሃርም መሊሱ ኸኣ ቅዱስ ኣቦና ደጊም እምበኣር ብሥጋ ኣይክትርእዩንን ኢኹም በሎም ደቀ መዛሙርቱ ነዚ ምስ ሰምዑ ኣብ ትኅቲ እግሩ ወዲቀም መሪር ብኽያት በኸዩ ክቡር ኣቦናኻብእግሩ ኣተንሚኡ አይትፍርሁን ኣይትሰንብዱንገ ንክርስቶስ ኣምላኸይ ሕድሪ ሂበኩም እየ በሎም ንሶም ከኣ ንመን ትኅድገና ኣሎካ ክንዝኽትም በልዎ ወይቤሎሙ ጎበ አየሱሰ ክርሰቶሰ አምሳኪየ ሰማያዊ እነሂ አኃውየ ጎበ እግዚአብሔር እምላኪየወይኩን ኖላዊክሙ ማትያሰ ወልድየ አበ ሀየንቴየ ወሶበ ሰምዐ ማትያሰ ወድቀ ታሕተ እገሪሁ ለአቡነ ክቡር ወእውየወ ወይቤ አንሰ መልእክት ዐቢይ። ውሰተ በዓቱ ምዕራፍ ፅ ሰዝንቱሰ ክቡር አቡነ አረጋዊ በዝጎ ዘመኑ ወበጽሐ ለርእሰና ወኮኖ ተሰዓ ወተሰዓቱ ዓመት ዘ « »» » ንሱ ድማ እሓድገኩም ኣነ ና ብ ኣኸ ካለ ኣብ ክንዳይ ውን ወደዩ ጊኒ ሓላዊኹም ይኹን ትካ ማትያሰ ነዚ ምስ ሠ ትኅቲ እግሪ ክቡር ኣቦና ጓብ ናብዚ ዓቢይ መልእኽቲ ም ኞ ክቡር ጓቦና ኸኣ ትም በነ ብምባል ገሚፅዎ ናብ በዓቱ ኣተጤ ምዕራፍ ክልተ ክቡር ኣቦና ኣሪጋ «ሠ ዌ ዘመን ተሰዓ ዓመት ከኣ ኾነ። ምዕራፍ ወእምድኀረ ፈጸሙ ላሆሙ ወሐዘኖሙ ነገርሙ ማትያስ ዙሎ ኪዳነ ዘተወህበ ሎቱ ለአብ ክቡር እምኀበ ወሶበ ሰምዑ ዘንቱ አኃው ተፈሥሑ ዐቢየ ፍሥሓ ወአእኩትዎ ወተመይጠ ሐዘኖሙ ውስተ ትፍሥሕት ጾ ወሶቤሃ አምጽኡ ቀለመ ወአስተጋብኡ ክርታሰ ወጸሐፉ መጽሐፈ ገድሉ ወኪዳኑ ዘነገርዎ ማትያስ ወዮሴፍ ከመ ይኩን ሀኀ ኪ ጸሎት ከብጽሕ ናብቲ ኣፈር የም መማ ተመልሰ ዳግማይ ሰዓት ትሽዓተ ክርእዮ ናብ በዓቱ ኣተወ ግናኸ ኣይረቦን ተሠዊሩ ነበረ ኣብኡ ድማ እንትርፎ መቐምያን መስቀልን ዝረኸቦ ኣይነብረን እዚ ነቶም ኣኅዋቱ ነገርም ንሶም ከኣ በኸዩን ኣእወዩጉ ንእኡ መስቀሉን ጊዞም ሰዓምዎ ምዕራፍ ሠለስተ ኃዚዘኖምን ብኽያቶምን ስም ወድኡ ማትያስ ንክቡር ኣቡነ ኣረጋዊ ካብ እግዚኣብሔር ዝተዋህቦ ኪዳን ነገርም እቶም ኣኅዋት ከኣ ነዚ ምስ ሰምዑ ኣዝዮም ተሓጉሱ ንእግዚኣብሔር ድማ ኣመስገንዎ ኃዘኖም ድማ ናብ ሓጉስ ተቐየረ ሽዑ ቀለምን ብራናን ኣዳለዉ ማትያስን ዮሴፍን እናነገርዎም ንውሉድ ወለዶ ዝኽሪ ምእንቲ ኺኸውን መጽሓፍ ገድሉን ኪዳኑን መ ጃር ፃ ነሐሴ ስ በስም አብ ወወልድ ስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ ሰ ኮዱስ ዕሩይ በወም ጠሪ ክሉ ዞቦቱ ሠለስቱ አካላት አሖ ዌ ወአሐዱ መለኮት በአሐዱ ልቡና ወኀይል ወክ ብር ፀመንግሥት ዘእያሁ ይቄድሱ ኪሩቤል አሳታውያን ወሱራፈል ልቡሳነ ብርሃን ዘያርጉ ክረምተ በበዓመት ወይፌንዎ ለዝናም ዲበ ምድር ዘውእቱ ባሕቲቱ ለብሰ ኃይለ አርያም ወተረሰየ በስብሐት ወክብር ንጽሕፍ ዜና ትሩፋቲሁ ወሥነ ገድሉ ለብፁዕ ወቅዱስ አቡነ አረጋዊ ክቡር ዘይትነበብ አመ ዐሥሩ ወረቡዑ ለወርኀ ጸሎቱ ወበረከቱ ለክቡር አቡነ አረጋዊ ይዕቀቦ ለፍቁሩ ኀጎ ነሰ ቶ ነ አረጋዊ ገድለን ለ አቡነ አረጋዊ ቸ ገድለ ኣቡነ አረጋዊ ወርኀ ነሐሴ ብስም አብን ወልድን መሥ ብመለኮት ሓደ ማዕረ ዝኾኑ ንኩሉ ዝፈጠረ ዘይተሓዋወሰ ሠለስተ ኣካላት ብህልውና ብመለኮት ሓደ ዝኾኑ ብፍልጠት ኃይሊ ክብሪ ምኽሪ ሥምረት ኣገዛዝኣ መንግሥቲ ሓደ ዝኾኑ እሳታውያን ኪሩቤል ብርሃን ዝተጉናጸሩፉ ሱራፈል ገእኡ ዘመስግኑ በብዓመት ክረምቲ ዘምጽእ ንዝናብ ናብ ምድሪ ዝፍንዎ ንሱ ንበይት ኃይሊ ኣርያም ዝለበሰ ብምስጋናን ክብርን ዝነብር ኣሚንና አብ ዓሠርተው ኣርባዕተ ሓምስ ዝንበብ ዜና ገድልን ትሩፍትን ብፁዕን ቅዱስን ክቡር ኣቡነ ኣረጋዊ ንጽሕፍ ጸሎትን በረኸትን ክቡር ኣቡነ አረጋዊ ምስ አገልገልቱ ሰብኡትነ ሄል ፃ ገልኡኒ ይቤ ተ ዎሬ እንዘ ፈኦ ከ መፁ ዞም ዑስተ ግእ ሙና ድንገል ህዐርቅ ወባረከ ላዕለ ኩሉ ሕዝብ ጉቡኣን እለ አፍኣ ወውስጥ ወካዕበ ነሥአ ቀለመ ወክርታሰ ወአስተጋብኦሙ ወጸሐፈ ስሞሙ በዝየ ወህየኒ ውስተ አዕማዲሃ ለኢየሩሳሌም ቅድስት ሰማያዊት ወእምዝ ተሠወረ እምኔየ እምዘሰምዑ እስመ ረከቡ ዐቢየ ነ ነክሰ ካልእ ን ት ኣነ ውን ኅብስቲ ባሪኹ ንኹሉ ኦው ኽህብ ረኣኽዎ በስ ነጭ ሓደ ንጹሕ ተጋዳ ባሕታዊ ኣባ ናይ ዝረኣዮ ኽነግሮም ምስ ኣገደድይዎኦ ኣፉ ኸፊቱ ብፁዕ ኣቡነ ኣረጋዌኔ መጉናጸፍያ ብርሃን ተኸዲኑ ኻብ ፀሐይ ሾብዓተ ኢድ ዘብርህ ዘንጸባርቕ ብርሃን ኣክሊል ስቢሱሴ ወርቂ መስቀል ጊዙ ኣብ ውሽጥን ደገን ንዝነበረ ኹሉ ሕዝቢ ኽባርኾ ረኣኽቓ መሊሱ ኸኣ ቀለምን ብራናን ጎዙ ሰማያዊት ቅድስት ኢየሩሳሌም አስማቶም ሐፉ ኣብኡ ኣቐመሆ። ተሰፋ ይው በዘርእየ ቆ ምዕራፍ ንጉሠ ኢትዮጵያ ከመ ተሠወረ ብፁዕ ወቅዱሰ አቡነ አረጋዊ መጽአ ፍጡነ ኀበ ደብር ቅዱሰ ወነገርዎ ኩሎ ዘኮነ ወዘርእዩ ሰብእ ዘርጉቅ ወዘቅሩብ ወጳጳሰ እገሪሁ ለቅዱሰ ማትያሰ ዘነበረ በ መዝሩ ለአቡነ ክቡር አረጋዊ ወይበቤ ንያ ርን ያቸ ገብረ መሰቀል ወሀብኩ ምድ ታባ ልዓ ቀላሃ ወደጐዓሃ እመ ረብ እሰከ ጐርጐር በጉሎ ሰድሰተ አህጉራተ በራህቶ በትኖ በይት በቅሉ ወዕፅ ማሬ ል ወሐም በብሌንሂ ሠለሰተ አህጉረ መጠራ ወባረካ ወሀገረ ድዬ ችን ገናድፍሃ አከ አአጋዊ ተ ኞ ቶ ምዕራፍ ቻ አ በበነኝ ገብረ መሰቀል ንጉሥ ኢ ብፁዕ ቅዱሰ ኣቡነ ኣረጋዊ ር እተሠወረ ምሰ ሰምዐ ብቕ ናብቲ ቕዱሰ ደብሪ መጺኡ « እቲ ዝኾነን ዝረኣይዎን ነገርዎ ዜና ጽድቁ ምስ ሰምዐ አሦር ተደነቅ እብ ቀረባን ርሑቕን ዝኑ ሉ ሰብ ምስኡ ዝነበረ ጳጳሰ ክእከቡ ኣዘዘ ነቲ ኣብ ልዕሊ መንበር አቦ ኽቡር ኣረጋዊ ተቐሚጡ ዝረ ቅዱሰ ማትያሴ ኣብ ትኅቲ ኣእ ደው ኢሌ ኸምዚ በለ ኣነ ንጉሥ ገብረ መስቀል ንምድሪ እገላ ቆላኣን ደጋኣን ካብ መረብ ክሳዕ ጉርጉር ካብ ቁን በራህቶ በትናበይት በቅሉ ፅፀ ኣመ ገለባ ሐም ብሌን ሠለስቲኡ ጻድቅ እደራ ገናድፍሬ ያ ወሰብአቱ አህጐራተ እምባ ቁር መጠ እም። ክንን እሰከ ማማ አንቋ ለይቶ በምልዑ ወይምኣያ ንጉሥ ገብረ መሰቀል ከመ ይኩን ተዝካሮ ለአቡነ ክቡር አረጋዊ ወለመባአ ቤተ ክርስቲያን ወለሲሳየ መነኮሳት ወአምጽአ ጳጳሰ ንጉሥ ገብረ መሰቀል ወአውገዘ ከመ ኢይባእ ላዕሌሆን ሥዩመ ሀገር ኢመኩንን ኢዘቅሩብ ወኢዘርጉቅ ወከማሁ ይግበሩ እለ እምድኀሬየ ነገሥት እሰመ ኩሎሙ መንፈሰ እግዚአብሔር ቦሙ ከማየ ወካዕበ ይቤ አዕበይናሃ ወአክበርናሃ ለዛቲ መካን ከመ ደብረ ታቦር ወከመ ደብረ ሲና አክሱምሂ ቤተ መንግሥትነ ዳሞሂ ቤተ ጸሎትነ ትኩን ለዓለመ ብ ያ ታችሙቸኣዐጋ ጭሜየክ ተባሂላ እትጽዋዕ ሃገር ም ይያ ዜና ቁጹኣድ ኣገው ደባላፏ ኖቢ እዚ ኩሉ ርስቲ ጉል ቲ ክቡር ኣቡነ ኣረጋዊ ግ ክርስቲያኑን ንመግቢ መነኩሳት ክኸውን ኣነ ንጉሥ ገብረ መስቀል ሂበ ኣሎኹ በስ ንጉሥ ገብረ መስቀል ጻጳስ ኣምጺኡ ኣብታ ገዳም ዝኾነ ሹመኛ ኾነ ገዛኢ ናይ ቀረባ ይኹን ርሑቕ ኸይኣትዎም ኣውገዝ ብድኅረይ ዝነግሠውን ከምዚ ይግበሩ ከመይ ኩሎም ከማይ መንፈስ እግዚኣብሔር ኣለዎም መሊሱ ኸኣ እዛ ቦታ ኸም ጸሎትና ትኹን ንዘለዓለም ዓለም ዓለም አሜን ምዕራፍ ፅ ወቅዱሰሰ ማትያሰ አቡነ ጎየለ ወጸንዐ በብዝኀ ገድል ወፃማ ወበተጎርሞ ብዙኀ እምጣዕመ መባስዕት ዉየቴሕት ርእሶ ለኩሉ ወይትሌዘዝ ለቤተ ማኅበር ለኩሉ ከመ ቀዲሙ ወይማሜህር ለኩሉ ቃለ ሃይማኖት በቃለ መዝሙር ወወንጌል ከመ ርእዮሙ አኃዊሁ ይቅንዑ ለምግባሪሁ ወይትልዉ አሠረ ዚአሁ ያቴሕት ርእሶ ሰኩሉ ወመነኮሳትሰ በዝ ፈድፋደ እንዘ ይመጽኡ ወይትዌሰኩ ለለጽባሑ ደ ውእቱኒ አቡነ ማት ወይሜሀር ለኩሉ ቃለ ሃይማኖት ወእሙንቱኒ ይሰምዕዎ ቃለ ዚእሁ ወይትዌከሩፉ በጽድቅ ድ ወጸለየ ቅዱሰ ወብፁዕ ኣቡነ ግትያሰ ምሰለ አኃዊሁ ኀቡሪ ቅዱሰ ኣቡነ ማትያሴኤ ገድልን ጻማን ትሕርም ጣዕሚ መግብታት ጸንፀዐን ማሊ ንጽሉ ርእሱ የትሕሕ ቀደሙ ንቤት ማኅበር ብኩ ይእዘዝ ቃል ሃይማኖት ዝኩ ይምህር ብቃል መዝሙር ጠ ኣኅዋቱ ሠናይ ተግባሩ ምእንቲ ኺቐንኡን ኣሰሩ ኽስኤ ንኩሉ ርእሱ የትሕት ነበረ መነኩሳት ድማ በብመዓለቴ ቀጽሮም እናበዝኀ ኸደ ኣቡነ ማትያስ ከኣ ሰሙ ግኑን መዚ ቃለ ሃይማኖት ጃ ንሶም ውን ቃሉ ይሰምዑን ብጽድቂ ይቕበልዎን ነበሩ ጋ በ ብፁዕ ኣቡነ ግትያስ ቃለ እግዚኣብሔር ኩሉ አዝለሖ። ከኣ ክሳዕ ድኅርዚ ሐይቅ ናብ እትብሃል ዓዲ ኸደ ኣብኡ ኸኣ ኣቦ ብዙኃት መነኩሳት ኮነ ምዕራፍ ክልተ ድኅሪ ሐደት እዋን ካብ ኣባ ኢየሱስ ሞዓ ኣስኬማ ተቐቢሉ ናብ ኢየሩሳሌም ምእንቲ ኺኸይደድ ክዳን ወተሃደር ለቢሱ ተክለ ሃይማኖት ናብኡ መጽጸእአ ናብታ ኣባ ዮሓኒ ዘለዋ ቅድስት ደብረ ዳሞ ኸኣ በጽሐ ንሱ ድማ ብፍቕሪ ተቐቢሉ ሰዓሞ ንምንታይ ከም ዝመጽእ ውን ሓተቶ። ጸሉቱ ወበረከቱ ወሀብተ ረድኤቱ ወፃማ ንግደቱ ወትዕግሥተ ገብሉ ለብእሴ እግዚአብሔር አቡነአረጋዊ ወበረከተ ኩሎሙ ቅዱሳነ ሮም አኃዊሁ ወበረከቱ ለገብረ ነ ዘክህሰ ሪህ ነ ቀ ክንዳኡ ኸኣ ኣባ ዘአየሰስ ንመጓስኡ ከ ጨጨ ኽሕሉ ተሾመፀ ጸሎትን በረከትን ኣቡነ ኣረጋዊ ምስ ኣገልገልቱ ሰብኡትን ኣንስትን ንዘለዓለም ይኹን ምዕራፍ ሠለስተ ኣገልጋሊ እግዚኣብሔር ዝኾነ ኸም ያዕቀብ ሰፊሕ ጨናፍር ዘርኡ ዝበዝኀ ካብ ምሥራቅ ክሳዕ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዘርኡ ዝመልኡ ኣቦ ብዙኃት ብፁዕ ቅዱስ ኣቡነ ኣረጋዊ ወርቲ መጽአ ዕለት ዓሠርተው ኣርባዕተ በዓሉን ክብሩን ዝነግር መጽሓፍ ገድሉን ተኣምራቱን እዚ እየ ሃብቲ ስደቱጉ ኣገልጋሊ በረኸቱን ድኻሙን ገድሉንጉ ጸሎቱን ረድኤቱቱዩ ትዕግሥቲ እግዚኣብሔር ኣቡነ ኣረጋዊነ በረኸት ኩሎም ቅዱሳነ ርም ኣኅዋቱን በረኸት ገብረ ክርስቶስ ራሻ ጭ ግዞ ገክ አቡነ አረጋ ቀ ነ ህ ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Advertisement
Bottom banner

Download options | Convert to Pdf | Reading List | Advertise on dirzon

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact