Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية  Portuguese
Book of the day

ገድሊ ኣባ እስጢፋኖስ ብትግርኛ.pdf


Advertisement
  • word cloud

ገድሊ ኣባ እስጢፋኖስ ብትግርኛ.pdf
  • Extraction Summary

ጽ ጽ ከ በዓ ወሸ ከነ ከማ ከ ሸዌ መ ጅና ሻ ከወ ፍን ካ ኤ ናይ ኣስ አስጧፋኖስ ስአሏ ከበፎ ህሃቪከ ዕዷርበበፎ።

  • Cosine Similarity

ጽ ጽ ከ በዓ ወሸ ከነ ከማ ከ ሸዌ መ ጅና ሻ ከወ ፍን ካ ኤ ናይ ኣስ አስጧፋኖስ ስአሏ ከበፎ ህሃቪከ ዕዷርበበፎ ፍ ፍች ኑግ ማቸ ና ያ ጋሽ ኣባ አስጢፋኖስ ገድልን ሰማአትነትን መቅድም ማለት መአተዊ ማለት እዩ ብስም ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምሳክ ኣሜን ኢልና ብናይ አግዚኣብሔር ሓይልን ረድኤትን ናይ ምንኩስና ታሪንዝን ህይወትን ንምዕሓፍ ንጅምር ኣለና ነዚ ነገር አዙይ ክንሓስብን ክንዕሕፍን ዘለሰዓዓለና አግዚኣብሔር ኣምላኽና ህያውን ክቡርን ዝኾነ ስሙ ብሰማይን ብምድርን ብመላአኽትን ብሰባትን ዝኽበረን ዝተመስገገን ዝተባረኸን ይኹን ኣሜን ናይዚ መፅዕሓዊሞ ዋና ሓሳብ ምንኩስናን ህይወቱን ብብሉሱሉይን ብሓዲስን ከም ዝነበረን ከም ዘሎን ዘረድአ አዩ ቅድሚ ናብቲ ዋና ሓሳብ ምአታዉና ኩሉ መሰረቱ አግዚኣብሔር ስለ ዝኾነ ሕዕር ብዝበለ ናይ አግዚኣብሔር ፍጥረት ክነቐድም ይግባእ አዩ አግዚኣብሔር ካብ ሰንበት ጀሚሩ ክሳብ ዓርቢ ዝፈጠሮም ፍጥረታት እዮም ዘፍ ካብኣቶም ሓደ ሰብ እዩ ሰብ ክፍጠር አእንተሎ እግዚኣብሔር በለ ሰብ ከም መልክዕናን ከም ምስልናን ገይርና ንፍጠር ናይ ምድሪ እንስሳትን ኣራዊትን ናይ ሰማይ ኣዕዋፍን ናይ ባሕሪ ዓሳታትን ድማ ይግዛእ ብዝብል ቃለ አግዚኣብሔር መልክዕፅ አግዚኣብሔርን ኣምሳሉን መሲሉ ዝተፈጠረ እዩ ዘፍ ስመ ከዓ እግዚኣብሔር ኣዳም ኢሉ ሰየሞ ዘፍ ድሕሪ አዙይ ድማ ክትሕግዞ ካብ ኣካሉ ሄዋን ተፈጠረት ከዘፍ ኣዳምን ሄዋንን ንእግዚኣብሔር ዝመስልዎ ብ መንገዲ እዩ ይ ብኣካል ናይ እግዚኣብር ኣካል ምሉአን ሰፊሕን ረቂቕን ዘይውስንን አንተኾነ አኳ ንኣዳምን ሄዋንን ገዘፍትን ውሱናትን ገይሩ ብምፍጣሩ ኣካሉ ገለፀ ይ ብስልጣን እግዚኣብሔር ኣብ ሰማይ ኮነ ኣብ ምድሪ ካብ ዝፈጠሮ ፍጥረት ኩሉ ፈጢሩ ዝገዝአን ዝምግብን ዘመሓድርን እዩ ሰብ ድማ በበፀ ህከ ዕበበበከፎ ገድል ወሰምዕ ዘአቡነ አስጢፋኖስ ሕቲ አግዚኣብሔር ኣምላኹ ኣብ ኣብ ዝተፈጠሪሉ ዓለም ኮይኑ ብት እ ከመሓድር ካብ እግዚኣብሔር ትሕቲ ሰማይ ዘሎ ፍጥረት ክገዝ ኣምላኩ ስልጣን ተዋሂቡ እዩ ካብ ዘይምንባር ናብ ምንባር ኣምዒኩ ዝፈጥር ኩሉ ዝኽእል እዩ ሰብ ድማ ብቲ ዝተፈጠረሉ ኣእምሮ ካብቲ እግዚኣብሔር ዝፈጠሮ ፍጥረት እቲ ሓደ ምስቲ ሓደ ዝኽእል ፍጥረት እዩ። ዘሁልተ ኢሱ ሓገገሉዎ ከበፎ ህሃቪከ ዕዷርበበፎ ኣባ እስጢፋኖስ ገድልን ሰማእትነትን ካብዙይ አንመሃሮ ትምህርቲ ድማ ነገር እዩ ይ አግዚኣብሔር ባዕሉ ናይ ምንኩስና ቅድስና ህይወት ምፍቃዱ ይ አቲ ናብ ቅድስና ዝኣቱ ሰብ ክፍፅዕሞም ዝግብኦ ሕግታት ምስርዑ ይ አቲ ናብ አግዚኣብሔር ዝቐርብ ሰብ ካብዚ ናይዝ ዓለም ኣዚ ጥዑም ምግብን መስተን ከይጥቀም ምእአዛዙን እአዮም ምኽንያቱ ድማ ናይዚ ዓለም አዙይ ምግብን መስተን ምሉአ ቅድስና ስለዘየምፅአ እዩ እግዚኣብሔር ነቲ ናብኡ ዝቐረበ ዝተመፃብዐ ሰብ ናብ ዝሞቱ ቤተሰቡን ከይከይድ ምእዛዙ ናብ ምንኩስና ህይወት ምስ ኣተኻ ናብ ዓለም ምምላስ ከምዘይግባእ የረድአእ አቲ መፅብዓ ብፍቓድ አምበር ብግዲ ከይኸውን ኣብ መንጎ ውሉድን ወላድን ሰብኣይን ሰበይትን ባአሲ እንተይተፈጠረ ፈትዮም ክገብርም ይ ትአዛዝ ጂቡ እኣዩ ዘሁልምሥ ይ ናይ ቅድስና ህይወት ዝመረፀ ነብይ ኤልያስ አዩ ነብዬ ኤልያስ ካብቶም ኣብ ገለኣድ ዝነበሩ እስራኤላውያን ዝተወለደ ሰብ አንትኽውን ካብ ንእስነቱ ጆሚሩ ብድንግልና ብቕድስና ምንባር ፈተወ ምስ ዓበየ ድማ አግዚኣብሔር ብቕዓቱን ቅድስንኡን ስለዝፈተወሉ ንደቂ አስራኤል ክምህሮምን ክግስፆምን ጣኦት ካብ ምምላኽ አግዚኣብሔር ናብ ምምላኽ ክምልሶምን ነብይ ንምኺን ሓረዮ ነብይ ኾይኑ እግዚኣብሔር ከገልግል እንተሎ ድማ ዘይፈርሕ ተባዕ ስለዝነበረ ምስ ንጉስ ኣክኣብን ምስ ንግስቲ ኤልዛቤልን ብዙሕ ግዜ ተኽራኺሩ አዩ ካብ ብቕዓቱ ዝተለዓለ ድማ ሰማይን ምድርን ክሳብ ምውጋዝን ናብ ሃገር ጥምየት ክሳብ ምምፃእን ምዉት ክሳብ ምትሳአን ዝበፅሐ ነብይ እዩ። ዴሪ ደ ጨረ ሐ ከበፎ ህሃቪከ ዕዷርበበፎ ኣባ አስጠጢፋናስ ገድልን ሰማእትነትን ከምዝሓድሮን ንባሪሉ ተቐዲሱ ሰባት ከምዝቕድስን ንባፅዕሉ ድሒነ ሰባት ከምዘድሐንን ንርዳአ ይ ናይ ቅድስና ምንኩስና ህይወት ዝበሰፀ ምጧነ ዝመስከረ ጥበበኛ ሰለሞን አዩ ሰሎሞን ንጉስ ኮይሦኙ ኣብዛ ዓለም ክነብር አንተሎ ንምስትውዓል ጥበብ ካብ አግዚኣብሔር ተውሂብዎፖ ነበረ በቲ ዝተውሃቦ ጥበብ ድማ ንኹሉ ይምርምርን የስተውዕልን ነበረ ብዙሓት ኣንስቲ ኣአትዩ ድማ ብዙሓት ኣወዳትን ኣጓላትን ወሊዱ ነበረ ግና ኹሉ ከንቱ ከምዝኾነ ስለዝፈለጠ ነቲ ዳሕረዋይ ወሰዶ ክዕሕፍ አንተሎ ከምዙይ ይብል መፅ ጥበብ ዘይምውላድ ምስ ፅቡቕ ስራሕ ፍፁምነት እዩ ብእግዚኣብሔርን ብሰባትን ዝተፈለጠት ስለዝኾነት ድማ ስም ኣፀዋውዓኣ ህይወት አዩ ሞ ኣብዚ ዓለም እንተላ የኽብርዋ ምስ ሓለፈት ድማ ይፈትውዋ አዮም በዚ ዓለም ናይ ገድሊ ዓወት ረኺባ ዘይሓልፍ ኣክሊል ተሸሊማ ትነብር አናበለ ብድንግልና ምንባር ዝበለፀ ህይወት ምኺኑኩ መስኪሩ እዩ ካብዙይ አንመሃሮ ድማ ብጥበበኛታት ዝተመርመረ ህይወት ቅድስና ምጊኑ ኢና ንመሃር ይ ናይ ቅድስና ምንኩስና ህይወት ዝፈተወ ነቢይ ኤርሚያስ እዩ ነቢይ ኤርሚያስ ካብቶም ዓበይቲ ነቢያት ሓደ ኾይኑ ዘገልግል ዝነበረ እዩ ንሱ ድማ ገና ካብ ማህፀን እንተይወፀ ዝተሓየረን ዝተቐደሰን ሰብ ነበረ ኤር ዝተሓረየሱ ነቢይ ክኽውንን ብቕድስናን ብድንግልናን ክነብርን እዩ እግዚኣብሔር ንነቢይ ኤርሚያስ ኣብ ህይወቱ ዝደልዮ ፈቓዱ ክገልፀሉ እንተሎ ከምዙይ ዝብል ቃለ እግዚኣብሔር ናባይ መፀ ኣብዚ ስፍራ እዙይ ሰበይቲ ኣይትእቱ ኣወዳትን ኣጓላትን ኣይትውለድ ኢሉ ኣዘቦዞ። ቅድስና ብብሉይ ኪዳን ኣብኩይ ኣእኸለ ብሓዱሽ ኪዳን ድማ ምንኩስና ቅድስናነ ዝጀመረ ዮሃንስ መጥምቕ እዩ ናይ ዮፃንስ መጥምቕ ኣቡኡ ከዘካርያስ እኖኡ ኤልሳቤጥ ይበፃሉ እዚኣቶም መኻናት ኮይኖም አግዚኣብሔር ብምእዛዝ ብዘይ ክፍኣት ይነብሩ ነበሩ ንእግዚኣብሔር ብዘይክፍኣት ብምንባሮም ስለዘሕጎስዎ ድማ መልኣኹ ቅዱስ ገብርኤል ሰዲዱ ቅዱስ ውላ ከምዝወልዱ ንኣቡኡ ዘካርያስ ተነገረ ሉቃ ዮሃንስ እተይተመማሰ ቅዱስ ገብርኤል ተ ዓይነት ተነብይሉ እዩ ንሳቶም ድማ ሉቃ ን ከበፎ ህሃቪከ ዕዷርበበፎ ኣባ አስጢፋኖስ ገድልን ሰማአትነትን ይ ስሙ ዮሃንስ ከምዝበሃልን ምስተወለደ ብዙሓት ሰባት ከምዘሕጉስን ይ ኣብ ቅድሚ አግዚኣብሔር ዓብይ ከምዝኸውን ዘስክር ኮነ ዘየስክር መስተ ከምዝይሰቲ ይ ካብ ማህፀን ሕአንኡ አንተሎ መንፈስ ቅዱስ ከምዝሓድሮ ይ ካብ ደቲ አስራኤል ድማ ንብዙሓት ናብ አግዚኣብሔር ኣምላኾም ከምዝምልሶም ይ ቅድሜ ኢየሱስ ክርስቶስ ብመንፈስ ቅዱስን ብሓይሊ ኤልያስን ከምዘምህር ይ ልቢ ኣቦታት ናብ ደቆም ንዘይእዙዛት እውን ናብ ጥበብ ዓድቃን ከምዝምልሶም ይ ሕጊ ወንጌል ከምዝሰርዕ ህዝቢ ንእግዚኣብሔር ድልዋት ከምዝገብርን እዮም ከምቲ ገብርኤል ዝተነበዮ ዮሃንስ ምስ ተፀነሰ መንፈስ ቅዱስ ስለዝሓደሮ ገና እንተይተወለደ ወዲ ተ ወርሒ እንተሎ ፈጣሪኡ ኢየሱስ ክርስቶስን እኖ ፈጣሪኡ ቅድስት ድንግል ማርያምን ፈሊጡ ዝተሓጎሰን ዝተሰራሰረን ህፃን እዩ ሉቃ ን ምስተወለደ ድማ እኖኡ ኣቡኡን መንፈስ ቅዱስ ክሓድሮምን ክድነቹን ዘገበረ ሉቃ ሉቃ ደቲ ዓዱ እውን ክፈርሑን ክድነቹን ዝገበረ ሰብ አዩ ሉቃ ተወሊዱ ተ ዓመት ምስገበረ ድማ ካብ መንበሪ ገዝኡ ናብ በረኻ ተሰደደ ኣብኡ ድማ ን ዓመታት ዝኣክል ብድንግልናን ብቕድስናን ብብሕትውናን ተቐመጠ ክዳነ ካብ ፀጉሪ ግመል ዝተሰርሐ ነበረ ብጩ በበፀ አቪከ ርየኺርበበፀ ገድል ወስምዕ ዘአቡነ አስጢፋኖስ ዕጣቕ ሕቕኡ ቅናቱ እውን ዘይለፍዐ ቆርበት ነበረ ምግቡ መዓር ፀዴናን ኣንበጣን ነበረ ከምዙይ እናገበረ ብቕዓቱን ቅትድስ ምስ ገለፀ ቅድሚ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ክምህርን ከጥ እግዚኣብሔር ዐጠዖ ሉቃ ንሱ ድማ ንኣግዚኣብሔር ተኣዚዙ ካብቲ ዝነበሮ በረኻ ጀሚሩ ዮርዳኖስ ማዕዶን ክሳብ ፃገረ ይሁዳን ይምህርን የጠምቕን ነበ ፍፁም ቅዱስ ስለዝኾነ ድማ ቅዱስ ፈጣሪኡ ንምጥማቕ በቕዐ ሰይጣን ድማ ብትድስንኡን ብትምህርቱን ስለዝቐንአ ብሄሮዶየ ኣንቲጳስ ሓዲሩ ብሰይፊ ከምዝቕተል ገበሮ ንሱ እውን ብትዕግስቲ ምእንቲ ፈጣሪኡ ክሳዱ ንሰይፊ ኣሕሊፉ ፃበ ማቴ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ እውን ኣብ ክመነ ትምህርቱ ኣንስቲ ካብ ዝወለደኦም ትዱሳን ኩሎም ከምዝዓቢ መስኪሩሉ እዩ ማቴ ካብቪ እንርድኦ ድማ ካብ ንእስነትካ ጀሚርካ ብድንግልና ምንባ ንአግዚኣብሔር ምፍቃርን ናብ ዝለዓለ ህይወት ከምዘብዕሕ ምስጢር ከምዝገልፅን ብቃል ፈጣሪ ከምእትንኣድን ክሳብ ሞት ድ ፈጣሪ ንምግልጋል ንደሓር ዘይምባልን ኢና ንርዳእ ይ ናይ ምንኩስና ቅድስና ህይወት ዘዕነዖ ጎይታናን ኣምሳኽና መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ አዩ ጎይታናን ኣምላኽናን ኢየሱ ክርስቶስ ብ ዓመተ ዓለም ሰብ ንምድሓን ካብ ሰማየ ሰማያ ወረደ ካብ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ድማ ብድንግልና ተፀነሰ ብድንግልና አውን ተወለደ ኢሳ ማቴ ኣብዚ ዓለም ዓመት ክቕመጥ አንተሉካብ ዝሰርሖም ዓበይ ስራሕቲ እቲ ይ ብድንግልናን ብቕድስናን ምንባር ብሕትውናን ዖ ፀሎትን ምፍታር እዩ ማቴ ማር በበፎ አከ ርቋጠፍርቋበበፀ ኣባ አስጢፋኖስ ገድልን ሰማእትነትን ከምኡ አውን ደብሪ ዘይቲ ኣብ ዝበሃል በረኻ ይቕመጥ ነበረ ሉቃ ካብቲ ዘምህሮ ብዙሕ ትምህርቲ አውን አቲ ዝበለፀ ናይ ምንኩስና ነበረ። ሃዋር ህዛብ ክኸውን ክዓ ተሓረየ ንክርስቶስ ድማ ፈዒመ መሰሎ ቆሮ ሰባጥ ናብዚ ህይወት አዙይ ክካትዉ ይደሊ ነበረ ፖ ከበፎ ህሃቪከ ዕዷርበበፎ ኣባ አስጢፋኖስ ገድልን ሰማእትነትን አግዚኣብሔር ንምግልጋል ካብ ምናሄ ህይወት ዝበለዐ ካሊእ ከምዘየለ ክገልዕ አንተሎ ኣነ ግና ብዘይሓሳብ ክትነብሩ ድልየተይ አዩ እቲ ከይተመርዐወ ከመይ ገይሩ ንአግዚኣብሔር ከምዘሐጉሶ ብዛዕባ ጎይታ አዩ ዝሓስብ እቲ ዝተመርዐወ ግና ንሰበይቱ ኸመይ ገይሩ ክምዘሐጉሳ ብናይ አዛ ዓለም አዚኣ አዩ ዝሓስብ በዚ ኹነታት አዙይ ካሳቡ ዝተኸፋፈለ ይኸውን አይታ ሰብኣያ ዝሞታ ሰበይትን ኣታዘይተመርዐወት ድንግልን ድማ ስጋኣን መንፈሳን ምእንቲ ክቕደስ ብዛዕባ አግዚኣብሔር አያ ትሓስብ አታ ዝተመርዐወት ግና ከመይ ይራ ንሰብኣያ ከምእአተሕጉስ ብዛዕባ ናይዛ ዓለም እዚኣ እያ ትሓስብ አዙይ ዝብለኩም ዘለኹ ልብኹም እንተይተኸፈለ ንአግዚኣብሔር በግቡአ ምአንቲ ኽተገልግሉ ንረብሓኹም ኢለ ኢየ እምበር ከኽብደልኹም ኢለ ኣይኮንኩንፖ ይብል ቆሮ መሊሱ ድማ ኣቲ ዘይተመርዓወ ዝሐሸ ገበረ ይብል ቆሮ ካብዙይ ኣአሃስተውዕሎ ዓብይ ነገር ኣሎ ንሱ ድማ ዘይተመርዐወ ሰብኣይን በይተመርዐወት ሰበይትን ሰዓት ብዘይምክፍፋል ንእግዚኣብሔር ከዓስ ከምዝኽእሉ ኩሉ ግዜ ድማ ነፍሶምን ስጋኦምን ክቕደስ ካብ ጢኣት ምርሓቕ ከምዝኽእሉ እዩ ናይ ምንኩስና ህይወት እውን ቨበለፀ ህይወት ኮይነ አግዚኣብሔር ዘሕጉስ ብንፅህና መሳእኽቲ ቨመስል ካብ ሰይጣንን ካብ ሰራዊቱን ካብ ፍቕሪ ዓለም ዘርሕቐ ይወት እዩ ብተወሳኺ እግዚኣብሔር ንምምስጋንን ንምምላኽን ይምቹራፅን ምፅላይን ትአዛዛት እግዚኣብሔር ንምፍፃምን ቨተመቸሻቸወ ህይወት አዩ አቶም ዝተመርዐዉ ግና ልቦናኦም ብዓለም ገለዝከፋፈል ነቲ እናተገለፀ ዝመፀ ህይወት ክፍፅምዎሥ ኣይኽእሉን ናይ ምንኩስና ህይወት ፍልይ ዝበለ ስለዝኾነኣብ ከተማ ኮይንካ መ ባ ኣይከኣልን በዚ ምኽንያት አዚ ቅዱሳን ኣቦታት ናይ ሞንከስና ህይወቶም ዝፍዕምሉ ቦታ ከምዝሓረዩ ሓዋርያ ቅዱስ ውሉስ ክገልፅ እንተሎ በእምኒ ተቸጥቼቺጦም ተቐተሉ ብመጋዝ መማገዙ ተሰይፎም ሞቱ ኣጎዛ ኣባጊፅን ዲኖ ኣጣልን ተኸዲኖም ሩ ደኸዩ ፀበቦምም መከራ ተቐበሉ ዓለም ንዓዓቶም ዘይትበቅዕ ነለዝኾነት ኣብ ምድረበዳን ኣብ እምባታትን ኣብ በዓቲታትን ኣብ ዜኢ ለቪ ል ችል አ ል ከበፎ ህሃቪከ ዕዷርበበፎ ጋ ዓን አ ቻ ቸቸ ኛ በ ን ን ው ን ገ ው ው ት ጉዲ ምድርን ኮጳል በሉዕብ ስለዚ ምንኩስና ፆምሯ ቦታ ቲ ገም እምካ እፍ እምክር ከተማ ኣይኮነ እንተኙነኑ ኣጎዛ በጊዕ ዲኖ ኣጣል እምበር ናይዛ ዓለ ናንና ኣይምኙኙ ር ናይ ምንኩስና ህዴወት ዝበለ ምኺኑ ዝመስከረ ወ ነ ዮፃንስ ብራአፍዩ ንይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ክመፅእ ጾ ። ኣባ አስጢፋኖስ ሣሃዛይማኖቱ በክል ትምህርቱ አውን ናይ ቤተክርስትያን ትምህርቲ ከምዝኾነ ጳጳስ ምስ ኣረጋገግፀ ንዝመያፆ ኹሉሱ ከምህር ጀመረ ሕቶም ሳት ግና መፅሓፍ ጠቼሶም ብሃይማኖት ምርታዕ ምስ ኣበዮም ገባሪ ክፉአ ብሰንሰል ኣሰርም ኣብ ፀልማት ድማ ኣቐመጥዎ ኣብ ሀዳአታ እውን ምስ ደቀመዛሙርቱ ኣባረርዎሥ ኣባ አስጢፋኖስ ካብ ተመሊሱ አቶም ኣብቲ ኸባቢ ዝነበሩ ገዳማትን ሓለፍቶምን ወጠኹ ዝገብርዎ አውን ሰኣ ግዜ አውን ናብቲ ናይ ሽረ ሓላፊ ብሥ ኣባ አስጢፋኖስ ድማ ኣብቲ ግዜ ዝኸሰስዎ ናይ ሃኖት ክሲ እቶም መነኮሳት ኣይንፈልጥን ክሳዕ ዝብልዎ ብግልዒ ም አቲ ናይ ደቲ አስጢፋኖስ ትምህርቲ ናይ ምንኩስና ስራሕ ንምበበ እናፈረየ ምስክደ ኣብ ህዝቢ አውን ተቐባልነት ምስረኸበ ፈተውቲ ንጉስ መነኮሳት ጥራይና እንተይኣትረፈና ሓደ ነገር እናበሉ ናብ ነገስታት ሃገር ኸሰሱ ናይ ሕሶት ምክሪ መኸሩ አስጢፋኖስ ድማ ናብ ሣፀይ ይስሓቅ ክሰስዎ ፃፅይ ይስሓቅ ዕኣባ አስጢፋኖስ ፀዊዑ ኣብ ሽዋ ተወሰኽቲ መነኮሳትን ደብተራን ኣኪቡ ብዛዕባ ምስጢረ ስላሴን ሕገ ምንኩስናን ቤተክርስትያንን ኣከራኽርዎ ኣባ እስጢፋኖስ ድማ ነቶም ዘመናውያን መነኮሳት ካብ ቅድሚ ሃሣፀይ ይስሓቅን ከሰጎን ካህናተ ኗብተራን ብትብዓት መፃሕፍቲ እናጠቐሰ ብግልዒ ሣሃፀይ ይስሓቅት ናይ ኣባ እስጢፋኖስ ትምህርቲ ሓቂ ከነ ናይቶም ከሰስቱ ግና ናፁም ሓሶት ከምዝኾነመርሚሩ ኣባ ፋናስ ናብ ገዳሙ ተመሊሱ ክምህርን ሰብ ኹሉ እቲ ሓቀኛ ርቱ ክቕበሉን ፈቐደ ናብ ሰብ ስልጣን ሽረን ናብ ገዳማት ይን ናይ ኣባ እስጢፋኖስ ትምህርቲ ሓቀኛ ከምዝኾነ መልእኽቲ ናይ ሽረ ሰብ ስልጣንን ገዳማት ትግራይን ድማ ናይ ሣፀይ ኣዋሮድ ሰሚዖም ንቕሩብ ዘመን ሣድኡ ምፅ ን ከበፎ ህሃቪከ ዕዷርበበፎ ገድል ወስምዕ ዘአቢነ እስጢፋኖስ ይኹን ድኣ እምበር ድሕሪ ፃፀይ ይስሓት ብ ዓም ፀርፃፀይ ክዝርዓ ያፅቆብነ ነገስ እቶም ቨክይዓርፉ ቀናኣት መነኮሳት ድ ንኣባ አስጢፋኖስ ከምብሓዱሽ ግዜ ከስስዎ። ኣባ አስጢፋኖስ ማ ነዞም መፃሕዓናቲ አዚኦም ኣፀቢቹ ይምርምሮምን የስተውዕሎምን ሯሠሰርሖምን ስለዝነበረ ከምቲ ብሕጊ ምንኩስና ፅኑዕ ዝነበረ ዕለታዊ ምፓቡ ንምርካብን ንድኻታትን ንሕሙማትን ንሽማግለታትን ምምዕዋት ይተግህ ነበረ ከምቶም ቅዱሳን ኣቦታቱ ኸፈር ሜሐ መሠንሪገ ይሰርሕ ነበረ ከምኡ ድማ ዝተፈላለዩ ኣትኽልትን ይተክል ሸዘርአቲ አውን ይዘርእ ነበረ ነቶም ደቁ አውን መንፈሳውያን ደቁ ነሩ ክስዕቡ የምህሮም ነበረ ንሳቶም እውን ተማሂሮም ኣብ ተግባር የውዕልዎሥ ነብሩ ከም ቅዱስ ኣቦኦም አስጢፋኖስ ድማ ከተማ ንከተማ ንምዝዋጥርን ልመናን ይፀልኡ ነበሩ ኣብ ገዳሞም ኾይኖም ግና ብዛዕባ ገራሕጠሕ ብዙሕ ይመራመሩን ዝተፈላለየ ተኽሊ ይተኽሉን ዝተፈላልየ ስሳ የራብሑን ነበሩ ንኣብነት ካብቲ ዝተመራመርዎ ምርምር ይ ያንድስና እዙይ ማለት ኸውሒ ነዲልኻ ቤተክርስትያን ምስራሕ ይ ግራትን ናይ ኢደ ጥበብን ሞያ ይ ድርሰት ፅሕፈት ይ ከቲ ሓዒን ይ ማእለማ ይ ዝተፈላለዩ ኣትራኖሳት ይ ብር ይ ናይ መግቢ መብልዒ ኣቹሑታት ይ ሒላባት ይ ናይ ድ መስቀልን ዕርፊ መስቀልን ካብ ቆርበትን ፅንፀይትን ትሰርሑ ነጋሪታት ብናይ ብዕራይን ብናይ ፈረስን ዝተሰርሐ ራና መፃሕፍቲ መቐምያታት ወዘተ እዮም ካብቶም ተኸልዎም ኣትኽልቲ ድማሎሚን ትርንጎ ኣራንሺ ኣውሊዕ ከዲ እዮም ካብ እንስሳ ድማ ንህቢ ኣጣል ኣባጊዕ ከፍቲ ዘተ አዮም ከበፎ ህሃቪከ ዕዷርበበፎ ገድል ወስምዕ ዘአቡነ እስጢፋኖስ ካብ ደቂ አስጢፋኖስ ፍልይ ዝበለ ጥበበኛ ድማ ኣባ እዝራ ነበረ ኣባ እዝራ ዝመንኮሰ ብ ዓመቱ መንፈስ ቅዱስ ስለ ድማ ብዙሕ መንፈሳዊ ጥበብን ስጋዊ ጥበብን ይሰርሕ ነበረ ዝሰርሖም ድማ ይ ካብ ታሕቲ ናብ ላዕሊ እምኒ መንኮራኹር ይ ብኣድጊ ዝሰርሕ መጥሓን ይ ብማይ መጥሓን ይ ብሓይሊ ንፋስ ዝሰርሕ መጥሓን ይ ተሽከ ሰረገላ ኗይ ብሓይሊ ማይ እምሂ ዝፀርብ መሳርሒ ይ ብ ብበቕሊ ብግመል ዝስራሕ መፅሞቼ ዘይቲ ይ ብሓይሊ ዝሰርሕ ካብ ባሕሪ ናብ ላዕለዋይ ቦታ ዘውዕእ መሳርሒ ይ መብራህቲታት ዘለዎ ተሽከርካሪ ናይ ዘይቲ መዕሞቼ ንምስሪ ክአለት ነበሮ ጥበበኛ ብምኳነ ድማ ሃፀይ ናኦድ ጥበብ ንኸምህ ዓመት ምስኡ ኣቐመጦ ኣባ አዝራ ንገዳምን ንንጉስን ጥራሕ ዘ ንዝለመንዎ ድቫታት ዘድልዮም ኩሉ ይህቦምን ይሰርሀሉሎምን አዚ ኹሉ ይኹን አምበር ድህሪ ሞት ሣፀይ ናኦድ አቲ አቶም ደቂ አስጢፋኖስ ፀላአቲ ዘመናውያን መነኮሳት ንደቂ አስጢፋ የሳድድዎምን የጋናሪዎምን ስለዝነበሩ አተን ናይ ትግራይ ገዳማቶ ካብተን ገዳማት ትግራይ ዘርኣይዎ ናይ ፊጠራ ስርሖምን እናተዳኸመ መፀ ይኹን አምበር ብዙሓት ሊቃውንቲ ኣቦታት ዛብ ሃፀይ ፋሲል ጀጅ ኣብ ጎንደር ዝተሰርሑ ህንፃታትን ድልድላትን ናይ ኣባይ ድልያደ እንተይተረፈ ኣሰራርሕኡ ናይ ይቂ አስጢፋኖስ ጥበብ ከምዝነበ ስራሕቱ አውን ንሳቶም ከምዝኾነ ብመፅሐፎምን ብቓሉሎምን ይ አእዮም ፍልይ ዝበለ ድማ ናይ ኣባይ ግድብ ክስራሕ እንተሎ ጉንዳጉንዶ ማርያም እትርከብ ለይትን መዓልጥትን አሳተ ጥጥ መብራህቲ ብጥበብ ኣባይ ከምአጎብሪሕ ገበርዋ እታ መብራህሇ ማአኸል ባሕሪ ምስ ኣካቐመጥሥ ከምዝቴ አስራኤል ባሕሪ ኤርጎ ክሳገሩ አንተለዉ አቲ ባሕሪ ብየማንን ብዐፀጋምን ከምዘሕለፎም ናይ ኣባይ ባሕሪ አውን ኣብ ተመቼሉ ነፀፈ። እዙይ ጥበበኛታት ደቂ አስጢፋኖስ ኣገጎዮም ገደብዎሥ መወዳእታ ከበፎ ህሃቪከ ዕዷርበበፎ ኣባ አስጢፋኖስ ገድልን ሰማኦትነትን ኣታ መብራህቲ ምስኣልዐልዋ አቲ ባሕሪ ፈሰሰ አዚ ታሪኽ ኦዙይ ወነኮሳገተ ጥራሕ ዘይኮኑስ ናይ ትግራይ ሊቃውንቲ ይውን ይፈልጥዎ ኣዮም በታ ጥንታዊት ናይ ኣኽሱም ፅዮን ቤተክርስትያን ብክመን ዐይ ፋሲል ዝተሰርሐት ብጥበብ ደቁ አስጢፋኖስ እዩ እቶም ናይ ጎንደር ህንፃታት ብደቂ አስጢፋኖስ ከምዝተሰርሑ አቲ ብይ ናይ ጉንዳጉንዶ ማርያም ህንግ ምስትውዓል ይክኣል እዩ አዙይ ኮሪሕ ዘይኮነስ ብእግሪ ኽድየቡ ዘይከኣሉ ገደላ ገደል ቦታታት አውን መውዕኢ ይሰርሑ ነበሩ እዞም ገደላ ገደላት ቦታታት ድማ ገዳማት ቕን ናይ ኣምልኾን ፀሎትን ማሕበራዊ ናብራን ጠቼሞም እዮም ክበምኡ እውን ከም ዮዲትን ግራይ ኣሕመድን ጣልያንን ዝበሉ ወረርቲ መፁ እንተለዉ ናይ ገዳማት ቅርስታትን ንብረትን ጥራሕ ዝይኮነስ ይ ሃገር ቅርስታትን ንብረትን ናይ ኣድባራት መዛሕፍቲ መዕቐቢ ሯኖም እዮም ካብ ዘትረፍም ድማ ኣብ ጉንዳጉንዶ ብዙሓት ሕፍትን ቅርስታትን ኣብ ኣሲራ መቲራ ቅድስት ማርያም ገዳም ፅሃፍ ሲኖዶስ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ሒዙ ይርከብ ከምኡ እውን ደቂ አስጢፋኖስ ስርዓተ ምንኩስና ብዙሓት መነኮሳትን ነኮሳይያትን ኣለዉ በዙይ እንርድኦ ናይ ትግራይ ገዳማትን ደቂ እስጢፋኖስን ናይ ንኩስና ስርዓት ምፍዓም ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ ምርምርን ኪነጥበብን ራሕቲ ዓልፍላት ከምዝነበሩ ንርዳሕ ከምኡ አውን ናይ ዛይማኖት ምህርትን ጉባኤን ናይ ሃይማኖታዊ ስራሕን ናይ ወንጌል ስፍ ሕፋሕን ፍልፍላት ነበሩ ፀላኢ ሰይጣን ግና ህዝብና ከይጥቀም ነንጌልን ስርዓተ ምንኩስናን ብትኽክል ከይሰፍሕ ድኽነት ከይጠፍእ ሐድ ሕደ ፈተውቲ ንጉስ ሓዲሩ ገዳማት ትግራይ ክዓንዉን ህዝቢ ግራይ ክቕተልን መንፈሳውያን ኣቦታትን እኖታትን ደቂ እስጢፋኖስ ስደ ን ጥበቦም ክጠፍእን ስሞም ክድምስስን ክርሳዕን ገይሩ እዩ እምበር ናይ ደቂ እስጢፋኖስ ገድልን ጥበብን ንሕና ንተዘይተጠቕምናሉ ውጫውያን ካባና ወሲዶም እናተጠቐምሉ ሃርከቡ ተመሊሶም እውን ንዓና ይሽቅጡልናይሸጡልና ኣሰዉ ከሚሚሚረመው በ ከበፎ ህሃቪከ ዕዷርበበፎ ገድል ወስምዕ ዘአቡነ እስጢፋኖስ ክሳዕ ሐዚ እውን ቤተክርስትያንና ናይ ደቂ እስጢፋኖስ ስርዓትን ጥበብን ኣይፈለጠትን ኣይገለፀትን ግና ናብ ነገስታት ሽዋ ዕግ ኮይና ሓቂ ዘይብሉ ፃይማኖትን ስርዓተ ምንኩስናን እናሰ እናተኸተለትን ፀኒሓ እያ። ድሕሪ ሕኩዙይ ብኽያታ ገዲፋ አቴ ዝፀውዐክ አግዚካብሔር ንሱ ሓላዊ ይኹንካ ኢላ ኣፋነወቶ ድሕሪ አዙይ ካብ ናይ ስጋ ዝምድና ኹሉ ነዓ ኾይ ምስ ዓለም ተሰናቢቱ ንጎይታ ብምስዓብ ነብሱ አኦናፅናሪንዐ ናብታ ቕድም ሪኢይዎ ገገበረ ገዳም ኽኸደ ናይታ ገዳም አቲኣ ርሕቐታ ድማ ካብ ናይ ቅዱስ አስጢፋኖስ ትውልዲ ዓዱ መንገዲ መዓልቲ እያ አቶም ኣዝማዱ ግና ምስ ሰኣንም ብሕግሮም ሰዓብም ኣብታ ገዳም ሕቲኣ ድማ በፅሑ ንሱ ማና ካብ ቅድሜ ገፆም ተኻካብአ ንሳቶም ድማ ንዕ ኡ ብምድላይ ደኽጮ ዝገብርም ስኢኖም አውን ናብ ዓዶም ተመለሱ አቲ ቅዱስን ብፁአን እስጢፋኖስ ድማ ኣብታ ዝኸዳ ገዳም ብቕዱስ ስራሕ ተቐመጠ። ብጭንቂ ድሃሄ ናብ ቤተ ክርስትያን ይኸይድ ነበረ ቅዱስ አስጢፋናስ ብዝምዙይ ዝበለ ስራሕ አንተሎ ናይታ ገዳም አቲኣ መነኮሳት ግራት ንምሕላው ናብ ወፍሪ ወፅኡኹ ዘመን ፍርያት ነበረ ም ኣብኡ ንኽቕመጡ ኸዱ ንሳቶም ድማ መዝሙረ ዳዊት ዘምህሮም መምህር ምእንታን ነ በ ቦም ናብ ኣበምጌኬጌት ለመኑ ንሱ ድማ ንእስጢፋኖስ ውሰዱ ንሱ አውን ይምሃርኩም በሉምፎ ድሕሪ አዙይ ብዘጭንቕ ኣካይዳ ኪዞዘምመሥ ኽዱ ንሳዮጐም ድማ ካብ ድምዒ ነገሮም ፀው ኣብ ዝበለ ቦታ ካብኣቶም ርሕቕ ዝበለ መሕደሪ በርሉፅ ቁሪ ዝወርደሉ ቦታ እውን ነበረ ቕዱስ እስጢፋኖስ ድማ ካብ ስቓይ ኣጋንንቲ ብዝመፅእ ገሁኩሕ ገድሊ ኣብኡ ተቸቐመጠ ጥፐምሦ ዝመጮፃዛሩ መነኮሳት ግና ካብ በዝሒ ቁሪ ዝተልዓለ ዕጋስ ሰኣነ ንቕዱስ እስጢፋኖስ ድማ ናብ ካሊእ መሕደሪ ክንልውርጠልካ በልዎ ቕዱስ እስጢፋኖስ ግና ምዕጋስ ይሓይሽ በሉም ፍሕሪ እዙይ ከምቲ ልማዶም እንትመፃሩ ዓብይን ከበዓጆጀከን ገበል መፀ ንላጓኾም ዝኽዓ ክፍኛትልም ተልዓሉ ምቕታል አውን ኣበዮም እናርኣዬም ድሣ ናብቲ ናይ አስጢፋኖስ በዓቲ ኣተወ ንሳቶም ድማሣ ናብቲ በዓቲ ኣጓዊ ክነእትወሱ ኢና በልዎ ቅዱስ አስበጊፋኖስ ግና ኽልከሎምገ ንሳቶዬም ድማ ንፈርሕ ኢና አሞ ናብዙድዴ ኽንመጮዕፅእ ኣይንኽአልን ኢና በልዎመ ከበፎ ህሃቪከ ዕዷርበበፎ ገድሬ ሳምሪ ። ወሐቀየ ኩሎ አዕፅምቲሁ ወመፀየ ኩሎ ደመ እንዘይሣቂ ኩሎ መለያልየጠባይሪ ተበዊሆ ከመዘለኢየብ ወነፍሱ ድሕንታፓታ ነብር ፀልቦዋህድ ወትዜከር ሕማማቲሁ እንተበዲበሪፀመስቀል « አምብዝሐክበደፃማ ኮነ ውዱቀ ውስተምድር ወእንዘ ነቢበዘምሮኒ ሥአነ ባህቱ አእንዘዚኢይትሐመግ ያንሰሐስህ ከናፍሪሁ ለሐሚቲሠረድኤት ኀቤክ የሀሊ እግዚኦ አድሕነኒ እግዚኦ ባልሀኒ ክርስቶስ ርድአኒ ከበፎ ህሃቪከ ዕዷርበበፎ ናይ ኣባ እስጢፋኖሰ ገድልን ሰማእትነትን ዳስ አስጢፋኖስ ግና ብዘይምህዋሽኽ ናብ ልዑል አግዚኣብሔር ይፅሊ ነበረ ካብ አግዚኣብሔር አውን ረዲኤት ይደሊ ነበረ ንዓኣቶም አውን ናይ ውርደት ካቬባኹም ንምንታይ ተብዝሑ ኣለኹም ካብ አግዚኣብሔር ተፈቼድልኹም አንተዝኸውንስ ንምንካስ ካባኻትኩም ሓደ ምኣኽኸለኒ ነይሩ ይብሎም ነበረ ሰይጣን ድማ ቅዱስ አስጢፋኖስ ብዘይ ምንክኡ ፈተናኡ ስለዝተረፈ የመና ተናደደ ድሕሪ እዙይ በቪ ምስ ተሸነፈ ናይ ቅዱስ አስጢፋኖስ ውሽጣዊ ሰውነት ብዝኸፍአ ብምስቓይን ኩሉ ኣካላቱ ከም ሓዊ ብምርርሳንን ከም በሊሕ መላፀ ኣካሉ ብምቹራፅን ከም ሓስኻ ኮይኖም ብምብላዕን ብምፍታኑ ደኸሙ ኣዕፅምቱ ኹሉ ደረቐ ከም ኢዮብ ፈተና ተፈዊቺድሉ ኣካላቱ ኹሉ እንትሳቐይ ድማ ናይ ሰራውሩ ደም ነፀፈ ነፍሱ ግና ብመስቀል ክርስቶስ ሒዛ ድሕነታ ረኺባ ትነብር ነበረት አታ ነብሱ ድማ ኣብ ዕፀ መስቀል ዝተፈፀመ መከራ ክርስቶስ ትሓስብ ነበረት ድሕሪ እዙይ ካብ ድኻም ምኽባድ ዝተልዓለ ናብ ምድሪ ወደቐ ምንጋር እውን ሰኣነ ምምስጋን እውን ሰኣነ ግና ልቡ እንተይተዛወኸ ካብቲ ኹሉ ዝኸእል እግዚኣብሔር ረድኤት ንምድላይ ክናፍሩ የንቀሳቕስ ነበረ ኦ ጎይታይ ኣድሕነኒ ኣድሕነኒ ክርስቶስ ርድአኒ ይብል ነበረ ከበፎ ህሃቪከ ዕዷርበበፎ ገድል ወስምዕ ዘአቡነ እስጢፋኖስ ዘእንበለዝ አልቦቱ ለለብዎ ወኢለሰሚዕ ኢ አእምሮ ለርእ እምክበደፃፅር ዘኮነ ላእሌሁ ወእምዝ ሶበፈፀመ ሠለ ሣቅዮቶ እስከጎኅበተበውሃክ ሐወፀ እግዚኦ ። ንቅዱስ አስጢፋኖስ ድማ ክመፅእ ምስ ርኣይም ንምቕባል ብጉያ ተቐዳደሙ ዓለም ዝሰዓርካዮ ንዓኻ ምስጋና ይግበአካ አናበሉ ሰላም በልዎሥ ቅዱስ አስጢፋኖስ ድማ ንምንታይ ከምዚ አትብሉ በሎም ንሳቶም ድማ ዓለም ንዝሰዓርካዮ ንዓኻ ሰላም ይኹን እንትብሉ ምእንታኻ ካብ ሰማይ ድምዒ መላእኽቲ ሰሚሜዕና ኢና ሞ ስለቪ ንሕና እውን ከምኣቶም ሰላም ንዓኻ ይኹን በልዓናካ በልዎ ቅዱስ አስጢፋኖስ ድማ ንዝኾነ ኣይትንገሩ ኢሉ ገሰፆም ካልኦት ብዙሓት ሰባት ድማ ካብ ፅባቐ መልክዑ ዝተልዓለ ይግረሙ ነበሩ ካብ ታሕጓስ ልቡ ዝተልዓለ ገፁ በሪሁ ነበረ አሞ ድሕሪ እዙይ ድማ ድሕሪ ቁሩብ መዓልቲ ፍረ ቀውዒ ምስ ተወደአ ናብ መሕደሪ በዓቱ ኣተወ። ሪሮሥ ወይመሰ በነገረዚአሆሮመሙ ውቃ ጁጣታግፍያሃ አምንቤፅ ህይ ከበፎ ህሃቪከ ዕዷርበበፎ ናይ ኣባ አሰጢሩኖሰ ገድልን ሰማሚኦትነትን ብመነፅር መንፈስ ቅዱስ ነዚ እንትርኢ ድማ ብይ ምስዋር ዝፅውያዖ ቃል ይሰምዕሪ ነበረ አገለ ብናይ ላኢ ኩናት ፈተና ይጠፍእ ኣሎ ሞ ሓግዞ ይብሎ ነበረ ድሕሪ እዙይ ድማ ካብ ሰብን እታ ገዳምን ካብ ካልኦት ገዳማትን ካብ ግዝኣት ሰይጣን ዝወፅአሱ ድሕነት ነብሶም ደልዮም ብዙሓት ናብኡ ይመፁ ነበሩ ካብኡ ተማሂሮም ድማ አቲ ትምህርቲ ንምስራ ብተግባር ክስዕብዎ ፈተነ ጆመሩ ድሕሪ እዙይ ናይቲ ገዳም መነኮሳት ቀኒኦም ተለዓሉ ሕጊ ደብርናገዳምናነ ብዘይኮነ ብናይ ባዕሉ ሓሳብ ፀንዐ ብትምህርቱን ኩሉ ብምሕዳጉን ብብሕትውናኡን ብኩሓት ይስሕብ ኣሎ ኢሎም ናብ ኣመሓዳሪ እቲ ገዳም ከሰስዎ ኣመሓዳሪ እቲ ገዳም ድማ ክሶም ተቐቢሉ ኣብቲ ኣቬባኦም ተሓወሰ እዙይ ድማ ኣመሓዳሪ እቲ ገዳም ንቅዱስ እስጢፋኖስ ንስኻ ብቃልካን ብስራሕኻን ካብ እቲ ገዳም ንምንታይ ትፍለ መሓዙትኻ ዝፀልእዎ ንምንታይ ዘይትሓድግ በሉ ቅዱስ እስጢፋኖስ ድማ እዛ ፍትሒ እዚኣ ከም ሕጊ ዲኻ ትብል ኣለኻ ወይም ናታቶም ነገር ብምፍቃር እዩ ብፍትሒ እንተኾይኑ ግና ነገረይ ሕተት እሞ ሓቂ ክኸውን እዩ። ከበፎ ህሃቪከ ዕዷርበበፎ ገድል ወስምዕ ዘአቡነ እስጢፋናስ ወሶበይቤሎ ከመዝ ቅዱስ ተምዐ ጥቀ አበምኔት ወይዚቪ ለቅዱስ ናሁ አጋንንት ሐደሩ ላአሌክ ወእምኃይለ ነገርከ ወሰሚዖ ቅዱስ ፅርፈቶ ሠገደ ለአግዚአብሔር ወይቤሎ አበምኔት ካዕበ ለቅዱስ ኢኤትርፍ ውስተማሕደርከ ዘእንበለውስተገባዔሆሙ ለሰአከሐዊ ወይቤሎ ቅዱስ ኦሆ ወአምዝ ኮነ ቅዱስ ውስተማሕበሮሙጮ ወይትዌከፍ ሚሣዮ ምዕረ ለሕርመት ወነበረ ካዕበ ከማሁ መንፈቀዓመገ ሶበቦአ አበምኔት ፈነዎ በመዓት ውስተ ማሕደሩ ቅዱስ ትአእዛዛተግፍዑ ሖረ ውስተአሐቲ ደብር ምስለእጉ ወነበረ ህየ በተባሕ አጓ ወእአምዝ ኮነ ራእይ ኀበ ቅዱስ ከመባሕር ዓቢ ቅድሜሁ ወብዙሐን መነኩሳት ሶበርአይዋ ሰባሕር ክነፊሆሙ ወተወረው ላአሌሃ ከመአንበጣ ወስጾ ለመዒእ አስመተሐተሉ ወካዕበ ርእ ፆፈ አሩፈ ውስተንስቲት አፅ ወተሐጉለት ይአቲኒ ለተወርዎ ምስለእለተሰጥሙ ወከልኣ ማእክሠር ወእምዝ ወሐንፈጠቶ አዴሁ ለቅዱስ አስከለአሥስሎ ወሶቤ ወተወርወት ውስተባሕር ናይ ኣባ እአሰጠሪፐኛስለ ገጋድሪዕን ሥፖአመታትን ቅዱስ ጸሰጢሩኖስ ከምዚ ምስ በሎ ድሃ አቲ ኣመሓዳሪ ገዳም የመግና ፈፊዴሙ ተናደዶድ ንቅዱሰ አሲጢጪጨሩፕስ ድመያ ኣጋንን ሓዲሮምኻ አዮም ዘረባጓ አውን ካብ ሓይሊ ሰሲመጣጋ ኦፍ በሎ ንሱ ድማ ፀርፊ ሰመዑ ንአማዚኣብሔር ሰለስታ ግዜ ሰገዴ አቱ ናይ ገዳም ኣመሓዳሪ ድማ ንቅዱስ አስጢሩኖስ ዱጓ ናይ ኣሕዋትቶቫ ማሕበር ቤት ተዘይኮይ ደጊም ኣብ በዙኻ ኣጸኣይትቀመጥ በሎ ቅዱስ አስጢፋኖስ ድማ ሕራይ በሎ ድሕሪ ኦይጽይ ቅዱስ አስጢፋኖስ ናብቲ ማሕበሮም ይኽይድ ነበረ ንቹመታ ፅሰጋኡ ዝግባእ ዝበልፖ ሓደ ማዜ ይቕበል ነበረ ከምኡ ኢሉ ድማ ፍርቂ ዓመት ተቐመጠ ድሕሪ አዙይ አጭ ናይ ገዳም ኣመሓዳሪ ምስ ኣተወ ብቹጥዐ ናብ በዓቱ መለሶ ቅዱስ አስጢፋኖስ ድማ ናይ ግፍዒ ትሕአሕዛዛት ፈዒሙ ምስ መንፈሳዊ ሓዉ ናብ ሓንቴ ገዳም ኽደዴ ኣብኣ ድማ ብብአትውና ተቐመጠ ድሕሪ አዙይ ስም ዓብይ ባሕሬ ኣብ ቅድሚኡ ሰፊሕ ኮይት ፍብ አስጢፋኖስ ራእይ መፀ ብዙሓት መነኮሳት ነታ ባሕሪ ምስ ርካይዋ ድማ ክንፎም ዘርጊሖም ከም ኣንበጣ ናብ ውሸጣ ኣተዉ። በበፎ ዛቪ ናይ ኣባ እስጢፋኖስ ገድልን ሰማእትነትን ድሕሪ አዙይ ድማ ድሕሪ አታ ራእይ እቲኣ እቲ ምስ ቅዱስ አስጢጤፉኖስ ዝነበረ መንፈሳዊ ሓዉ ናብቲ ቀደም ዝነበሮ ክኸይድ ተልዓለ ቅዱስ አስጢፋኖስ ድማ አዙይ ሓሳብካ አዙይ ናይ ፀሳአ እዩ ሞ ተዓገስ በሎ ድሕሪ አዙይ ድማ አቲ መንፈሳዊ ሓዉ ንቅዱስ አስጢፋኖስ በዘረባኡን ብስርሑን ኣኽፍአሉ ምስቶም ኣብ ልዕሊ ቅዱስ አስጢፋኖስ ዝኣደሙ ድማ ኣደመ ድሕሪ አዙይ ብዙሓት ናብ ዝክዶ ኣሰር አግሩ አናሰዓቡ ንቅዱስ አስጢፋኖስ የትክርዎ ነበሩ ድሕሪ አዙይ መነኮሳት እታ ገዳም ንቅዱስ አስጢፋኖስ ናብቲ ናይ ቐደም በዓቱ ክመልስዎ ምስ እቲ ናይቲ ገዳም ኣመሓዳሪ መኽሩ ቅዱስ አስጢፋኖስ እንተዘይዴተመሊሱ ንዕኡ ብምድላይ ብዙሓት ገዲፎምና ክኸዱ አዮም ኢሎም ተዘራረቡ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Advertisement
Bottom banner

Download options | Convert to Pdf | Reading List | Advertise on dirzon

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact