Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ካብዞም ቅዱሳን እዚኦም ሓደ ኸኣ ኢት ዮጵያዊ ጻድቕ ኣቦና ገብረ ማርያም ደቀ መዝሙርነ ት ድማ ካብ ዓቢይ ኢትዮጵያ ዊ ጻድቕ ካብ ኣቦና ተከለ ሃይ ማኖት እዩ። ኢትዮጵያዊት ኤርትራ ዊት ቤተ ክርስቲያን ንዘለዓለ ም ነዚ መንፈሳዊ ስራሓ ኣጽኒ ዓን ኣሳፋሕፊሓን ንኸትነብር ናይ ኩልና ትምኒት ይኹን ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም እግዚአብሔር ነጸረ ኩሎ ዓለ መ ወኢረከበ ማርያም ዘከማ ርሥኪ ተቀስመ ዳዊትኒ አመ ረኪ እንዘ ይብል ቅድመ ስምዒ ወለትየ ወርእዩ ዳግመ አስመ ፈተወ ንጉሥ ሥነኪ አዳ መ።
ካብዞም ሰለስተ ቅዱሳን እቶም ሓደ ኸኣ ኣቦና ገብረ ማርያም ነበሩ ደብረ ሊባኖስ ምስ በጽሑ ድማ ኣቦና መርሐ ክርስቶስ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ መቅድም ካበይ መጺኻ እንታይከ ደሊኻ በሎም አቦና ገበረ ማርያም ከኣ ናይ ክርስቶስ መከራ እናዘከርኩ ብሥርዓት ምንኩስና ተወሲነ በረኸት ከቐ በል መጽየ በልዎ ኣቦና መር ሐ ክርስቶስ ድማ ናብ ቤተ ክር ስቲያን ኣአትዩ ምስ ጸለየሎም ልብሰ ምንኩስና ኣልበሶም ካብዚ ንደሓር ናብ በዓቶም ተ መልሱ ጐይታናን መድኃኒና ን ኢየሱስ ክርስቶስ ብጾምን ብ ጸሎትን ጥራይ ተወሲንካ ስቕ ኣይትበል ኪድ ንወንጌል መሃ ር ንሕሙማት ፈውስ ንምዉ ታን ኣተንሥእ ንለምጻማት ኣ ንጽህ ኢሉ ነጊርዎም ስለ ዝነ በረ ድማ ከሳዕ ዕለተ ሞቶም ንወንጌል እናመሃሩ ንሕሙ ማት እናፈወሱ ንምዉታን እናኣተንሥኡ ዝተፋላለየ ተኣ ምራት እናገበሩ ይነብሩ ነበሩ ካብዚ ብተወሳኺ እውን ኣቦና ገብረ ማርያም ኣብ ናይ ኢትዮ ጵያን ኤርትርን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሊቃውንትን ምአመ መቅድም ናንን ማለት ሊቃውንቲ ብማኅ ሌትን ብመዝሙርን ንፈጣሪ ድማናይ ሊቃውንቲ ዜማ ብምስማዕ ዝምሰጡሉ ምስ ዓቢይ ሊቅ ኣባ ጽጌ ብርሃን ከም ሓደ ልቢ ሓሰብቲ ብሓ ንቲ ቃል ተዛረብቲ ኮይኖም ንድንግል ወርያምን ንፍዊር ወዳን ምስ ዕንበባታትን ምስ ፍረታትን እናመሰለ ዘመስግን ማኅሌተ ጽጌ ዝተባህለ ድርሰት ብመጠን ናይ መዝሙር ዳዊት ገይሮም ደሪሶም እዮም ኣቦና ገብር ማርያምን ኣባ ጽጌ ብርሃንን ንማኅሌተ ጽጌ ኣጣ ሚሮም ዝደረሱሉ ወቕቲ ኸኣ ኣቦና ገብረ ማርያም ኣብ ወሎ ኣብ ኣውራጃ ወራኢሉ ፍሉይ ስሙ ደብረ ሐንታ ኣብ ዝበሃል ገዳም መምህር ኮይኖም ኣብ ዝተሾሙሉ ጊዜ እዩ ካብዚ ንደሓር ኣቦና ቅዱስ ገብ ረ ማርያም ፍሉይ ፍሉይ ተአ ምራት እናሰርሑ ድሕሪ ምጽ። ቅዱሳን ዘውህብዎ ዋጋን በረኸትን ኣብ ገድሎምን ኣብ ተኣምርን ትጽሕፍ ኣብ ጊዜ ዕረፍቶም ገድ ሎም ንምእመናን ከም ዝ ንበብ ታሪኾም ከም ዝን ገር ገብር ካብቶም ኣብ ናይ ኢትዮጵያ አኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ቅዱሳን ተባሂሎ ም ተኸቢሮም ቤተ ክርስቲ ያን ተሃኒጽሎም ጽላት ተቐ ሪጽሎም ዝርከቡ ቅዱሳን ሓደ ድማ ቅዱስ ኣቦና ገብረ ማርያም ዘሐንታ እዮም ናይ ኣቦና ገብረ ማርያም ህንጻ ቤተ ክርስቲያን ሕጂ ዝርከበሉ ቦታ ብናይ ሕጂ ኣጻዋውዓ ኣብ ደቡብ ወሎ ኣብ ወረዳ ጃማ ኣብ ውሸጢ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ መእተዊ ቀበሌ ገበሬ ማኅበር ከኸውን ከሎ ፍሉይ ቦታኡ ድማ ኣማን ደብረ ሐንታ እዩ ኣማን ዝብል ስያሜ ዝተረ ኸበ ኸኣ ካብ ባዕሎም ካብ ኣቦና ገብረ ማርያም እዩ ኣማን ማለት ኣብ ብዙሓት ሰባት ሰላም ጽቡቕ ዝብል ትርጉም ከህልዎ ኸሎ ካብ ሣአቨ ዓብ ተግር ሚታል ብቓል ከትርጐም ከሎ ግና ሓቂ ማለት እዩ እዚ ኸኣ ንጾታ ይኹን ንዕድ መ ዘይፈሊ ናይ ተስፋ ቃል እዩ። ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓመ ፈረ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ምዕራፍ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዘይትነበብ በዕለተ ሰኑይ በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ዱ ኣምላክ ኣሜን ንዌ ጥን በረድኤተ አግዚአብሔር ጽሒፈ ዜና ገድሉ ለአቡነ ገብረ ማርያም ። ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ጽ መኒ ገብረ ማርያም እግዚአብሔር እምከርሠ አሙ ከመ ኤርምያስ ነቢይ ወዮሐንስ ካህን ። ናይ ኣቦና ገብረ ማርያም ለዋሃት ኣብ ዝረኣዩ ጊዜ እውን ስለ እግዚአብሔር ቅዳሴ ቀድሰ ልና እናበሉ ለመንዎ በዚ ጊዜ እዚ ኸኣ ምእንቲ ክቐድሰሎም ናብ ፈጣሪኡ ለመነ ካብ ሰማ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ይ ዘይብል ኢትቀድስ ሎሙ ዘእንበለ ታጥምቆሙ ወትና ዝዞሙ ። ዉ ወባዕዳንሰ ካህናት ይሠየ ሙ አምአፈ ሊቃነ ጳጵሳት ወአ ንተሰ ተሠየምከ በአፈ መንፈስ ቅዱስ ወለወልዱሂ ገብረ ማር ሇ ዊ ገድሊ ኣቦና ገብረ ማርያም ካብዚ ንደሓር ኣቦና ገብረ ማርያም ንኣቦና ተከለ ሃይማኖ ዓበይቲ ተኣምራት ስለ ዝገበ ረሱሉ ንእግዚአብሔር ኣመስገኖ ውላድ ናይ ኣቦኡ ስራሕ ኣይገ ድፍ ዝብል ከኣ ኣብ ኣቦና ገብረ ማርያም ተፈጸመ ፋ ከምቲ ኣቦና ተከለ ሃይማኖ ት ካብ ቤት ኣቦኡን ኣዲኡን ዝ ኡን ኣዲኡን ወጸ ጐይታና ኢ የሱስ ክርስቶስ ድማ ከምቲ ነቦና ተከለ ሃይማኖት ከም ጴ ጥሮስን ከም ልሳነ ዕረፍት ጳው ሎስን መርፕታት መንግሥተ ሰማያት ኸህበካ እየ ኣብ ምድ ሪ ዝኣሰርካዮ ኣብ ሰማይ እሱር ኪኸውን እዩ ኣብ ምድሪ ዝፈ ታሕካዮ ኸኣ ኣብ ሰማይ ፍቱ ሕ ከኸውን እዩ ዝበሎ ነቦና ገ ብረ ማርያም ከኣ ከምኡ በሎ ካልኦት ካህናት ብኣፍ ሊቃነ ጳጳሳት ይሽየሙ ንስኻ ግና ብኣፍ መንፈስ ቅዱስ ትሽየ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ያም ይቤሎ ከመዝ ወዘከመ ተውህቦ ለአቡነ ተክለ ሃይማ ኖት ሞጣሕተ ግርማ ወጌራ ብ ርሃን ወድርገት በሠዊዐ ዕጣን ምስለ ካህናት ሰማያውያን ወቁ መት ቅድመ መንበረ ሥላሴ ቅድስት ለወልዱሂ ገብረ ማርያ ም ተውህቦ ከማሁ ። ናይ ኣቦና ገብረ ማርያም ጸሎ ቱን በረከቱን ንዘለዓለም ምስ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ሠዛሰ ኣቡነ ገብረ ማርያም ምዕራፍ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዘይትነበብ በዕለተ ሰሉስ በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ዱ ኣምላክ ኣሜን ንዌ ጥን በረድኤተ እግዚአብሔር ጽሒፈ ዜና ገድሉ ለአቡነ ገብረ ማርያም ። ካብኣቶም ሓደ ድማ ናብቱ መነኮስ መጸ ኣብ ልዕሊ ኸሳ ዱ ኸኣ ናይ ሓዊ ሰይፊ ኣቐመ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ወሶበ ርእየ ውእቱ መነኩስ ደንገጸ ወፈርሀ ወከልሐ በዐቢ ይ ቃል ወነገሮ ለአቡነ ገብረ ማርያም ኩሎ ዘርእየ ወይቤ ሎ አቡነ ገብረ ማርያም ለምን ት ገበርከ ከመዝ ወተዐደውከ ትእዛዝየ ወረቀየ እማየ ቀርኑ ወአኅድአ ፍርሀቶ ወይቤሎ ዳግመ ኢተአብስ ። ነታ ቤተ ክርስቲያን ከኣ ኣ ግዓዛ ካልአይቲ ቤተ ክርስቲ ያን እውን ሰርሐ ህንጻኣ ድማ ኣብ ሓንቲ መዓልቲ ተፈጸመ ንሱ እውን ቀደሳ ኣብ ውሸጣ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ቴታ ታቦተ። ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ምዕራፍ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዘይትነበብ በዕለተ ረቡዕ በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ዱ ኣምላክ ኣሜን ንዌ ጥን በረድኤተ እግዚአብሔር ጽሒፈ ዜና ገድሉ ለአቡነ ገብረ ማርያም ። ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ ዉ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዝንቱሰ አቡነ ገብረ ማርያም ሕሙማነ ይፌውስ ከመ ጴጥሮ ስ በጽላሎቱ ወከመ ጳውሎስ በሰበኑ ። ዳግማይ ከኣ ናይ ኣቦና ገብረ ማርያም ለውሃት ኣብ ዝሰምዓ ጊዜ ከልተ ኣንስቲ ናይ መላእኽ ቲ ኣስኬማ ከቐበላ ናብኡ መጻ ኣቦና ገብረ ማርያም ድማ ብመ ልክዐን ዝጸበቓ ወራዙት ከም ዝኾና ኣብ ዝረኣየ ጊዜ ኦ ደቀይ እንታይ ኣምጺኢክን በለን ንሳ ተን ከኣ ኦ ኣቦና ናይ መላእኸቲ ኣስኬማ ክንቅበል በላኦ ኣቦና ገብረ ማርያም ድማ ኣብዚ ስራሕ እዚ ትጸንዓ እንተ ደኣ ኹንክን ንርእስኸን መርም ራ ደኣ እምበር እዚ ስራሕ እዝ ስ ኣይከኣለክንን በለን ንሳተን ከኣ ናባኻ ቅድሚ ምምጻእና ብ ዙሕ ዘመን ንርአስና መርሚር ና ኢና ከምቲ ናይ ኢየሱስ ክር ስቶስ ቃል ኀቲ ናባይ ዚመጽእ ከኣ ንወፃኢ ኸቶ ኣይከድርብ ዮን እየ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም እስመ ወረድኩ አምሰማይ አኮ ከመ እግበር ፈቃድየ ዘእን በለ ፈቃዱ ለአብ ለዘፈነወኒ ። በዚ ጊዜ እዚ እውን ኣቦና ገብረ ማርያም ኣተወ ብኢዱ ገይሩ ኸኣ ናብቲ ፈለግ ብትእ ምርተ መስቀል ባረኸ በዚ ጊዜ እዚ ድማ እቲ ማይ ጎደለ ኣብ ከልተ ኸኣ ተመቐለ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ ጃ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ነትገ ማይ ወተከፈለ ወአስተር አየ የብሰ ወዐደዉ ደቂቁ ንኡ ሶሙ ወዐቢዮሙ ። ገድለኣቡነገብረ ማርያም ዕዕዎርረርሮ ዛ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ምዕራፍ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዘይትነበብ በዕለተ ሀሙስ በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ዱ ኣምላክ ኣሜን ንዌ ጥን በረድኤተ እግዚአብሔር ጽሒፈ ዜና ገድሉ ለአቡነ ገብረ ማርያም ። ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ጹ ወመጽአት አሐቲ ብእሲት ወትቤሎሙ ለአርዳኢሁ አብ ኡኒ ኅበ አቡነ ገብረ ማርያም ወበዊኦሙ ይቤልዎ ለአቡነ ገብረ ማርያም ኦ አባ ሀለወት ብእሲት ሕዝንት ወትክዝት ። ገድሊ ኣቦና ገብረ ማርያም ኣቦና ገብረ ማርያም ድማ ወደይ እንታይ ከትገብር መጺ ኻ ንምንታይከ ደኺምካ በሎ ንሱ ኸኣ ምሳኻ ዘረባ ኣለኒ በ ሎ ኣቦና ገብረ ማርያም ድማ ኮፍ በለ ወደይ እንታይ ቤንካ እውን በሎ ። ኣቦና ገብረ ማርያም ከኣ ኦ ወደይ እግዚአብሔር የድሕንካ ተመሊሰካ ናብ ገዛኻ እቶ በሎ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ጂጁ ወይቤሎ ኢይትመየጥ ወኢ ይትፈለጥ እምኔከ እስከ ዕለተ ሞትየ ወይቤሎ አቡነ ገብረ ማርያም ተመየጥ እስመ ፈወሰ ከ ወአሕየወከ እግዚእየ ኢየሱ ስ ክርስቶስ ወውእቱኒ አተወ ቤቶ ። ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም። ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ይ ረ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ምዕራፍ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዘይትነበብ በዕለተ ቀዳሚት ሰንበት በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ዱ ኣምላክ ኣሜን ንዌ ጥን በረድኤተ እግዚአብሔር ጽሒፈ ዜና ገድሱ ለአቡነ ገብረ ማርያም ። ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ምዕራፍ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዘይትነበብ በዕለተ ሰንበተ ከርስቲያን ቅድስት ገድሊ ኣቦና ገብረ ማርያም ምዕራፍ ብዕለት ሰንበት ክርስቲያን ቅድስት ዝንበብ ናይ ኣቦና ገብረ ማርያም ገድሊ በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ዱ ኣምላክ ኣሜን ንዌ ጥን በረድኤተ እግዚአብሔር ጽሒፈ ዜና ገድሉ ለአቡነ ገብረ ማርያም ። ቺ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ ቿ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ር ኣቡነ ገብረ ማርያም ወዘንተ ኪዳነ እምድስረ ወሀቦ ዐርገ እግዚእነ ኢየሱስ ከርስቶስ በስብሐት ውስተ ሰ ማያት ወውእቱኒ ነበረ እንዘ ይ ሴብሕ ስሞ በፍሥሓ ወበሐሴ ት። ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ ተአምር ። ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ ጓ ተአምር ። ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ ተአምር። ኣቦና ገብረ ማርያም ድማ ነዚ ሰሚዑ ኣብ ምድሪ ወዲቹ ብግንባሩ ሰገደ ንጐይታና ኢ የሱስ ከርስቶስ ከኣ ከምዚ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ ተአምር ። ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ረረ ተአምር ። ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ ። ናይ ኣቦና ገብረ ማርያም ጸሎ ቱን በረከቱን ንዘለዓለም ምስ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ ተአምር ሾ ። ናይ ኣቦና ገብረ ማርያም ጸሎ ቱን በረከቱን ንዘለዓለም ምስ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ ተአምር ። ናይ ኣቦና ገብረ ማርያም ጸሎ ቱን በረከቱን ንዘለዓለም ምስ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ ፀ መልክአ ገብረ ማርያም መልክአ ገብረ ማርያም ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ና ያ መልከአ ገብረ ማርያም ማኅበረ ምእመናን ኅበ ተዐየኑ ወአንገለጉ ካዕበ። ሰላም ለከ ገብረ ማርያም ለዘ ደብረ ሐንታመካን ውስተ አፃ ብዒከ ብሩካን እንዘ ትነሥእ መስቀለ ዘርቡዕ ማዕዘን ሰፋሕ እዴከ ቅድስተ እንተ የማን ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ ሣሚ መቅድም ዘማኅሌተ ጽጌ መቅድም ዘማኅሌተ ጽጌ ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ መቅድም ዘማኅሌተ ጽጌ ማኅሌተ ጽጌን ሰቆቃወ ድንግ ልን ተባሂሉ ዝተሰምየ መጽሓ ፍ ዘኅተምናሉ ምኸንያት ኣብ ዚ ዝስዕብ ብዝርዝር ተገሊጹ ኣሎ ይ እዚ ጸሎት እዚ ናይ ገይታ ናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶ ስን ናይ ድንግል ማርያምን ሥጋዊ መመከራን ስደትን ዘዘ ክር ስለ ዝኾነ ኣንበብቲ ክስደ ድ ወይውን ዝኾነ ሥጋዊ መከራ ክቕበል ዝይግብኦ ናይ ባህሪ ኣምላኽ ንዓና ክብል ነዚ ኹሉ መከራ ከም ዝተቐበለ ብምዝካር ብኣንክሮን ብተዘክ ሮን ተወሲኖም ናይ ኣምላኾም መከራ እናዘከሩ ንኽነብሩ እዩ ይ እዚ ድርሰት እዚ ኣብ ዝበ ጽሓሉ ኣብ በቢዓመቱ ኣብ ወር ኃ ጽጌ መዘምራን ብማኅሌት ምእመናን ነቲ ማኅሌት ብምስ ማዕ ሕልናኦም ብተመስጦ ተማሪኹ ስለ ዝረአን ናብ ድን ግል ማርያም ኣዴና ዝገብርዎ ልመናውን ናይ ፍቕርን ናይ መንፈስን ርክብ ስለ ዘለዎ መቅድም ዘማኅሌተ ጽጌ መቅድም ዘማኅሴጥ ጽይገ ከምኡውን ዝበለጸ ፍረን ልዕል ዝበለ ዋጋን ዘውህብ ምኳኑ ብምግንዛብ ብዙሓት ዘጽንዑ ሉን ዝጽልዩሉን መጽሓፍ ክሽ ገሩ ስለ ዝረኣና እየዩ ይ ነዚ ድርሰት እዚ ናይ ዝደ ረስዎ ኣቦታት ናይ ኣቦና ጽጌ ብርሃንን ናይ ኣቦና ገብረ ማር ያምን መንፈሳዊ ታሪኽ ብምም ልካት መንፈስ ቅዱሳዊ በረኸ ቶም ንምስታፍ እዩ ነዚ ድር ሰት እዚ መበገሲ ዝኾነ ታሪኾ ም እንሆ ብሕጽር ዝበለ ይቕጽ ል ሕያዋይ ኢትዮጵያዊ ጻድ ቐ ኣቦና ዜና ማርቆስ ኣብ ኩሉ ኣውራጃታት ኢትዮጵያ እናዞሩ ወንጌላዊት ትምህርቲ ኣብጺሖ ም ናብ ቦታኦም ናብ ደብረ ብሥራት ተመሊሶም ሸውዓተ ዓመት ድሕሪ ምጽናሖም ነዚ መንፈሳዊ ስብከቶም ንምብጻ ሕ ናብ ካልዕ ዓዲ ክኸዱ ከለ ዉ እግዚአብሔር ካብ ድንግል ማርያም ኣይተወልደን ዝብል ሓደ ኢኣማኒ ሰብ ስለ ዝረኸቡ ንዕኡ እግዚአብሔር ካብ ድን ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ከ ተሪ ሟር መቅድም ዘማኅሌተ ጽጌ ግል ማርያም ከም ዝተወልደ ንኸረድኡ ካብ መዝሙር ዳዊ ትን ካብ መጽሓፍ ኢሳያስን ብምጥቃስ ብሰፊሕ ተኻራኸ ርዎ ትወጽእ በትር እምሥርወ ዕሜይ ወየዓርግ ጽጌ ዝብል ናይ ኢሳይያስ ቃል በትር ዝበሎ ንድንግል ማርያም ጽጌ ዝበሎ ድማ ንወዳ ንጐይታና እዩ ኢሎም ኣብ ዝተርጐሙሉ ምኮ ለትንቢተ ኢሳይያስ ንት ንቢት ኢሳይያስ ጽቡቕ ጌርካ ተርጐምካዮ ብሓቂ አዚ ንባብ ምስ ትርጐሜኡ ስለ ድንግል ማርያምን ስለ ጐይታን እዩ ዝገልጽ ናብ ምባል ኣዘንበለ ጣብቲ ኸም ክሩት ጉንዲ ዝኾነ ዘርኢ መንግሥቲ ዳዊት ሓደ ጠጥዒ ኺጭብጭብ እዮዩ አቲ ኻብ ሱሩ ዝጨብጨበ ጨን ሓድሽ ንጉሥ ክነግሥ እዩ። ኢሳቭቭ መቅድም ዘማኅሌተ ጽጌ ምስዚ ቃል እዚ ተሳማማዒ ምኳኑ ከገልጽ ከሎ ድማ ከምዚ ይብል ካብ ዕለታት ሓደ መዓልቲ ኣብ በረኻ ዋፊት ተዋፊረ ከለኹ ድንግል ማርያ ም ምስ ፍቁር ወዳ ዝተሳእለቶ ሥእሊ ረኸብኩ ንጽባቐኣና ንመልከዓን ሪአ እናተደነቐኩ ከሎኹን እግዚአብሔር ኩሉ ዝፈጠረ ኣምላኽ ከሎ ከመይ ገይሩ ካብዚ ድኻም ዘለዎ ናይ ሰብ ባህሪ ይውለድ እናበልኩ ኣብ ምጥርጣር ከሎኹን ሓደ ጻዕዳ ዑፍ ናብ ዘለኸዎ መጺኡ በቃል ሰብአዊ ብናይ ሰብ ኣዛራርባ ስሙ ዜና ማርቆ ስ ዝተባህለ መነኮስ ከሳዕ ዝመ ጽእ ነዛ ስእሊ ናይ ማርያም ሓልዋ ኢሉኒ ኢሉ ነገሮም በዚ ጊዜ እዚ አቦና ዜና ማርቆስ ዜና ማርቆስ ማለት ኣነ እየ ንስኻ ግና እግዚአብሔር ካብ ሰማየ ሰማያት ከም ዝወረደን ካብ ድንግል ማርያም ከም ዝተ ወልደን እመን በልዎ ነቲ ዘይ ኣማኒውን ካብዚ ቀጺልና ከም ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓም ፈረ መቅድም ዘማኅሌተ ጽጌ ንዛረቦ ናይ ኦሪት ትምህርቱ ረድአ ከምኡውን ካብ ስአሊ ናይ ድንግል ማርያም ብዝረኣዮ ተኣምራትን ካብ ኣቦና ዜና ማር ቆስ ብዝሰምዖ መንፈሳዊ ትም ህርትን ኣመነ ነቦና ዜና ማር ቆስ ከኣ እቲ ናይ ድንግል ማር ያም ስእሊ ናብ ዘላቶ መሪሑ ወሰዶም ኣቦና ዜና ማርቆስ ድማ ናብታ ስአሊ ቀሪቦም ኣብ ልዕሊኣ ናይ እስክንድርያ ሊቀ ጳጳሳት ኣባ ማቴዎስ ዘቐመጣ እያ ዝብል ዝተጻሕፈ ጽሑፍ ኣንበቡ በዚ ጊዜ እዚ ኣብ የማን እታ ስእሊ ዝተሳእለ ቅዱስ ሚካኤል ጐይታና ኢየሱ ስ ከርስቶስ ስለ ንጽህናኻን ስለ ቅድስናኻን ነዛ ናይ ኣደይ ስአሊ ሂበካ ኣሎኹ ኣብ ቦታኻ ኣብ ደብረ ብሥራት ብኸብሪ ኣቐምጣ በዛ ስእሊ እዚኣ ተማሕጺኑ ንዝጸለየውን ካብ መከራ ሥጋን ካብ መከራ ነፍስን ክሕልዎ እየ ከም ዝበሎ ነቦና ዜና ማርቆስ ነገሮ ኣቦና ዜና ማርቆስ እውን በዚ ነገር መቅድም ዘማኅሌተ ጌ እዚ ብዙሕ ተሓገሶም ኣብ ቅድሚ አታ ስእሊ እናሰገዱ ናብ እግዚአብሔር ምስጋናኦም ኣቐቕረቡ ነታ ስእሊ ድማ ብፅ ለት ጥቅምቲ ኣብ ወርኃ ጽጌ ናብ ደብረ ብሥራት ሒዞማ ከዱ ካብዚ ንደሓር ሰነ ዕለት ዓቢይ በዓል ገበሩላ ነቲ ዘይኣማኒ ኸኣ ኣእሚኖም ኣጥ መቅዎ ንስሙ ለዊጦምውን ጽጌ ብርሃን ኢሎም ሰመይዎ ብምልኡ መጻሕፍቲ ሓዲሳት ውን መሃርዎ መጻሕፍቲ ነቢያት ግና ኣቐዲሙ ተማሂሩ ነበረ ምስዚ ኣአታሓሒዞምውን ንዓቢይ መዓርግ ንምንኩስና ኣብቅፅዎ ካብዚ ንደሓር ኣቦና ጽጌ ብርሃን ምስ ኣቦና ገብረ ማርያም ዘደብረ ሐንታ ከም ሓደ ልቢ ሓሰብቲ ብሓ ንቲ ቃል ተዛረብቲ ኮይኖም ንድንግል ማርያምን ንፍቁር ወዳን ምስ ዕንበባታትን ምስ ፍረታትን እናመሰለ ዘመስግን ማኅሌተ ጽጌ ዝተባህለ ድርሰት ብመጠን ናይ መዝሙር ዳዊት ገድለ ኣቡነ ገብረ ማርያም ዓምክድሮ መቅድም ዘማኅሌተ ጽጌ ገይሮም ደረሱ ከምኡ ውን ኣቦና ጽጌ ብርሃንን ኣቦና ገብረ ማርያምን ኣብ ወርኃ ጽጌ ሓደ ዓመት ኣብ ደብረ ሐንታ ሓደ ዓመት ድማ ኣብ ደብረ ብሥራት ኣርብዓ ኣርብዓ መል ቲ የብጽሑ ነበሩ ደብረ ሐንታ ኸኣ ኣብ ኣውራጃ ወራኢሉሱ ዘሎ ደብሪ እዩ።