Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية  Portuguese
Book of the day

ግብራዊ መንፈሳዊ ሂወት.pdf


Advertisement
  • word cloud

ግብራዊ መንፈሳዊ ሂወት.pdf
  • Extraction Summary

ወንጌል ኮነ ኩሉ ጥቅስታት መጽሓፍ ቅዱስ ንኹሉ ዓይነት ዝሙት ይኹንኖ ኣመንዝራነት ቅድሚ ሓዳር ዝግበር ስጋዊ ርከብ እዩ። ዝሙት ከኣ ካብ ሓዳርካ ወጻኢ ዝፍጸም እዩ። ናብ ኣንጻር ጾታዊ ድሌት ኣብ ዝግበር ቃልሲ ነቲ ቀንዲ ጸገም ኣብ ርእስና ጥራይ ስለ ንምካሕ እዩ። ኣባና ዘሎ ጸገም ውን ከምዚ እዩ። ነዚ ሓሳብ እንተተቐቢልናዮ ናብ ቀደም ምግባርና ንወድችቕ እዚ ነገር ምድግጋሙ ኣዝዩ የገርም እዩ። ኣብዚ ጽሑፍ እዚ ከምንርእዶ ኣብ ኣእምሮ ቅዱስ ጴጥሮስ ካብ እግዚኣብሔር ዝመንጨወ ሓሳብ ብኡ ንብኡ ሓሳብ ሰይጣን እዩ ስዒርዎ። ኣድላይነት ዝበሃሉ ጥንቃቐታት ጌርካ ከተብቅዕ ድያብሎስ ግን ከሽከዓላ ይኸእል እዩ። ድሓር ነቲ ጉዳይ ፍቕርን ሰላምን ይሓይሽ ብዝብል ምስምስ ነታ መደብ ከትርፎ ሓሲቡ እዩ።ብመንፈሳዊ ስነልቦና ስምዒታዊ ዕግበት ዝህብ ሰናይን ባህዘብልን እዩ። ገለ እዋን ከኣ እቲ ፍቓድ ኣምላኸ እንተኾይኑ ሰናይባህ ዘብልን ፍጹምን እዩ። ዋላ ንግዚኡ ቀጨውጨው እንተበለና ንዘልኣለም ሰላም ዝህብ እዩ።

  • Cosine Similarity

እግዚ ኣብሔር ከኣ ቅድስንኡ ትሕትናኡ ለውሃቱ ሓይሉ ተኣምር ናይ ምግባር ከእለቱ ወዘተ ኩሉ ባህርያቱ ከም ጸጋ ንሰብ ኣልበሶ ሰብ ከኣ እዚ ሰናይ ተግባር ዓቂቡ ን ኣምላኸ መሲሉ ኣብ ገነት ይነብር ነበረ ድሕሪ ግዜ ግና አቲ ቅድሚኡ ተፈጢሩ ኣብ ናይ ከብሪ ቦትኡ ከጸንዕ ዘይከኣለ ዲያብሎስ ብዝገበሮ ምትላል ካብ ገነት ተሶገ ። ከፍሊ ትምህርቲ ግብራዊ መንፈሳዊ ህይወት መእተዊ ኣብ ኦሪት ዘፍጥረት ሰብ ብመልኸዕን ኣምሳልን ኣምላኽ ከምዝተፈጠረ ይነብረና ነዚዩ ሰብ ብባህሪኡ ናብቲ ሰብ ዝፈጠረሉ ኣምሳል ናይ ኣምላኸ ዝጥምት ካልእ ወድሰብ ካብ ካልእ ፍጥረታት ፍልይ ብዝበለ ብናይ እግዚ ኣብሔር ኣምላኽ ሰናይ ድሌትን ፍቓድን እዩ ተፈጠሩ ማለት ሰብ ብሰናይ መንገዲ ከመላለስ እዩ ተፈጢሩ ምኸንያቱ ብፍቓድ ቲ ምንጪ ኩሉ ሰናይ ነገር ዝኾነ እግዚኣብሔር ስለዝተፈጠረ እዚ ባህርያዊ ሓይሊ ዩ ንሰብ ጽድቂ ነገር ከገብር ድርኺት ዝኾኖ ። ኣብ ፍቓድን ኣተሓሳስባን ደቂ ሰባት ውን ሰፍ ሰይብል ኣሉታዊ ለውጢ ተኣታተወ እቲ ብባህሪኡ ኣብ ኣምላኸ ዝውከል ጽቡቕ ባህሪ ደቂ ሰባት ተጸየቐ ሓጥያት ከኣ ንዓይ ጥራይ ይጥዓመኒ ዝብል ባህሪ ኣብ ደቂ ሰባት ኣስረጸት እዚ ከኣ ንወዲ ሰብ ኣብ ከልተ ፍቃድ ከምዝቕርቐር ገበሮ ። ናይ ፍጹማት ደረጃ ከንበጽሕ ከም ዝግባኣና መጽሓፍ ቅዱስ ብብዙሕ መንገዲ ይነግረና ሓደ መንእሰይ ናብ ጎይታ ቀሪቡ ናይ ዘልኣለም ሕይወት ከረከብሲ እንታይ ጽቡቕ ግብሪ ከገብር ኣሎኒ ኢሉ ምስ ሓተተ ጐይታ ስለምንታይ ብዛዕባ ጽቡቕ ትሓተኒ ኣለኻ እቲ ጽቡቕ ሓደ እዩ ናብ ሕይወት ከትኣቱ እንተ ደሊኻ ግና እተን ትእዛዛት ሓሉ ኣይትቅተል አይትዘሙ ኣይትስረቅ ብሓሶት ኣይትመስክር ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኸብር ንብጻይካ ከም ነብስኻ ፍቶ በሎ እቲ ጎበዝ መንአሰይ እዚ ኹሉ ካብ ንእስነተይ ጀሚረ እሕልዎ ኣለኹ እንታይ ድኣ እዩ ዝጎድለኒ በሎ ኢዮሱስ ከኣ ፍጹም ከትከውን እንተደሊኻ ዘሎካ ሸጥካ ንድኻታት ሃብ ኣብ ሰማይ ድማ ገንዘብ ከትገብር ኢካ እሞ ስዓበኒ በሎ ማቴ ባ ። ኣብዚ ግዜዚ ስለ ሓበሬታ ጥራይ ኢሎም ሓበሬታ ዝእከቡ ሰባት ውን ኣለው ቅዱስ ጳውሎስ ኣብ ገይ ቆሮ ከምዚ ኢሉ ጽሒፉሎ ኣብ ማእከልኹም ከሎኹ ብዘይ ኢየሱስ ከርስቶስ ንሱ ከኣ እቲ እተሰቐለ ሓደ ነገር እኻ ከምዘይፈልት መደብኩ ። መንፈሳዊ ፍልጠት መንዛሕትና መጽሓፍ ቅዱስ ነንብብን ነጽንዕን ኢና ግን ንመንፈሳዊ መልእኸቱ ኣብ ኣእምሮና ነስርጽ ዲና እዚ ኣነ ሎሚ ዝእዝዘካ ዘለኩ ቃላት ኣብ ልብኻ ይኹን ንደቕኻ መሃሮም ኣብ ቤትካ ኮፍ ምስ በልካን ኣብ መንገዲ ከትከይድ ከለኻን ኣብ በጥ ምስ በልካን ኣብ ምትንሳእኻን ብኡኡ ተዛረብ ። ኣቲ ቀዳማይ ላዕለዋይ ፍቓድ ኮይኑ ውሸጣዊ እዩ ኀቲ ከርስቶስ ኣብ የማን ኣምላኸ ተቐሚጥዎ ዘሎ ነቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ቆላ ካዝድሊ ሰናይ ፍቓድ ግብሪ ከገብር ዝደሊ እዩ ። ፍጽምና ማለት ካብ ሓጢኣት ምርሓቕቐ ጥራይ ኣይኮነን ግና ኣብ ከንድኡ ካልእ ሰናይ ግብሪ ዘክ ከትሰርሕ ይግባእ ጣብ እከይ ረሓቐ ሰናይ ከኣ ግበር ንሰላም ድለያ ሰዓባ ውንመዝ ፋካ ብምባል ዳዊት ዝዘመሮ ነዚ ንምግላጽ እዩ ጎይታ ውን ግናኸ ንጸላእትኹም ኣፍቅሩ ጽቡቕ ከኣ ግበሩ እግዚኣብሄር ንዘየመስግኑን ሕሱማትን ርህሩህ እዩ እሞ ዓስብኹም ብዙሕ ከኸውን እዩ ውሉድ እቲ ልዑል ውን ከትኮኑ ኢኹም ሉቃ ይብለና። ኣብ ህይወት ቅዱስ ሙሴ ጸሊም ተመሳሳሊ ነገር አጋጣሚ ኔሩ ብዙሕ ግዜ ከፉእ ሓሳብ እንዳተመላለሰ ይፍትኖ ነበረ ቀጻሊ ከኣ ናብ ኣባ ነብሱ ቅዱስ ኤስዶሮስ እንዳተመላለሰ ይናሳሕ ኔሩ ንመበል ግዜ ምስ ፈተኖ ቅዱስ ኤስዶረስ ኣብ ልዕሊ ባዕቶም ወሲዶም ናብ ምዕራብ ጠምት አሞ ዝራኣየካ ኩሉ ንገረኒ በልዎ ኣንጻር መነኮሳት ናይ ኩናት ፍላጻ ዝድርብዩ ኣጋንንቲ ይርኢ ኣለኹ በሎም ተመሊሶም ከኣ ናብ ምብራቕ ጠምት እሞ ዝረኣየካ ንገረኒ በልዎ ካብ ኣጋንንቲ ዝስንደው ፍላጻታት ንመነኮሳት ዝከላኸሉሎም ቅዱሳን መላእኸቲ ይርኢ ኣለኹ በሎም ንሶም ድማ የኖት ይበዝሑ እቶም ዝዋግኡና ዶ ወላስ እቶም ዝከላኸሉልና ኢሎም ሓተትዎ ቅሙሴ ጸሊም ከኣ እቶም ዝከላኸሉልና መልኣኸቲ ይበዝሑ ብምባል መለሰ ብድሕርዚ እቲ ክፉእ ሓሳብ ካብኡ ረሓቐ ጸላኢ ሰናያት ዲያብሎስ ንዘምጸኦ ሓሳባት ምቅዋም ብዙሕ ዓስቢ የውህብ ኢዩ። ዳዊት ኣብ መዝሙር ከምዚ ይብል ካብ ናይዛ ዓለም እዚ ሰባት ካብቶም ተስፍኦም ኣብዛ ሕይወት እዚኣ ጥራይ ዝኮኑ ኣድሕነኒ ኣነ ግና ጽድቂ ስለ ዝገበርኩ ከርእየካ እየ ምስ ነቃሕኩ ከኣ ንስካ ምሳይ ስለዝኮንካ ከሕጎስ እየ መዝ ካ ኣብ ናይ ታሪክ ናይቲ ሃብታም ሰብኣይ ኔዌ ድካ ኣልኣዛርን ተመሳሳሊ ነገር ኢና ንረከብ ። ብዙሕ ምዝራብ ናይ ሰባት ጽቡቕ ከም ዘበላሹው ሓደ ሕሜት እዩ። እቶም ካህን ከኣ ንማንም ካልእ ሰብ ከይትዛረቡ ምእንቲ እቲ ሰብ እቲ ከትጽልዮንአግዚኣብሔር ናብ ቅኑፅ መንገዲ ንከመርሖን ከልምኑ እዩም ብጸሎት ካህንን ብጸሎትካን እቲ ሰብ እቲ ከመዓራረይ እዩ። ኣብ ካልአት ምፍራድ ምናልባት ሓደ ሰብ ሕማቐ ነገር ከገብር ከሎ ትርኢ ወይ ትሰምዕ እሞ ብቐትታ ኣብቲ ሰብቲ ትፈርድድሕሪ ግዜ ግና ኣብ ልዕሊ እቲ ሰብ ምፍራድካ ሓጢኣት ምካኑ ስለዝተረድኣኻ ትናሳሕእዚ ጉዳይ እዚ ግና በዚ ኣይዓርፍን። ነዚ ኹሉ ሓጢኣት ፈውሲ እንታይ እዩ እቲ ቀዳማይ ስጉምቲ ነዚ ተግባርኩም ሓጢኣት ጌርና ምርዳእ የድሊ ከምዘይጋዳእ ሓሳብ ወይ ምንጭ ሓጎስ ጥራይ ጌርካ ኣይትውሰዶ ከትናሳሕ ከለካውን ተናዘዞም ከምተን ካልኦት ሓጢኣት ተቃለሶናይ እግዚኣብሔር ቀሪብካ ረዲኤት ሕተት ጸልይ ሓጢኣት ከትስዕር ከኸእለካ ለምን ናይ ትዕቢት ሓጢኣት ኣብ መዝ ባ ዳዊት ከምዚ ኢሉ ጸልዮ ንዓይ ንባርያካ ብትዕቢት ሓጢኣት ከይገብር ሓልወኒ ኣብ ልዕለይ ከይስልጥንውን ፅገቶ ሸዑ ሙልእ ከኸውንዓቢ ሓጢኣት ውን ኣይከገብርን ። ዲያብሎስ ኣብ ናይ ሓደ ሰብ ሓሳባት የስርጽነቲ ካልእ ሰብ ከኣ ነቲ ኣብቲ ሓደ ሰብ ሰስረጾ ሓሳብ ይገልጸሉ እዩ ይብለና ። ንኣባት ነፍሶም ስለዝፈርሑ ከይነገርዎም ይቅጽሉክናስሑ ከለው ነዚ ነገር ኣይናዘዝዎን እዩምዲያብሎስ ደይ ምሕዝነት እዩ ኢሉ ሕሹከ ይብሎምንብዙሕ ሰዓታት ውን ከዕልሉ ይጅምሩ ኣብ መንጎዚ ግና ዋላ ሓንቲ ሕማቕ ነገር ኣይሓስቡንብዘይ ገለ ምትንኻፍ ይቅጽሱ ምኸንያቱ ዲያብሎስ ነቶም ኣጋንንቲ ከየጥቕዑ ስለዝእዝዞምበዚ መንፈስ ትታሊሎም ኣብ በይኑ ከፍሊ ከራኸቡ ይጅምሩዋላ ኣብ ሓደ መቐመጢ ሳሎን ኮፍ ከብሉ ይጅምሩ ኣብዚ ኩሉ ግብሮም ዋላ ሓንቲ ሕማቕ አጸያፊ ነገር ከይገበሩ ይቅጽሉ እዚ ኩሉ ግን ውዲት ዲያብሎስ እዩ። እዚ እቲ ናይ መወዳእታ ደረጃ እዩ። ፖሊስ ከምዚ ጌሩ ተባሂሎም ይመጹ ግን ወላ ሓደ ጌጋ ከረኸቡሉ ኣይከኣሉን ነዚ ዝተዓዘቡ ሓለቓ ፖሊስ ከርስትያን ዘይኮነ ነቲ መንእሰይ ኣብ ከባቢኻ ካብ ዘለዉ ሰባት ንዓኻ ከጎድእ ዝደሊ ኣሎ ኢሉ ብግልጺ ሓበሮ ሓደ መዓልቲ ከእስሮ ሓሲቡ ስለ ዘይሰለጦ ከቐትሎ ውዲት ኣለመሉ ሓደ እዋን ፖሊስ መጺኡ ሓደ ሰብ ንዕኡ ከቐትሎ ከም ዝተኸፈሎ ብምሕባር መሬት ምስ ጸልመተ ንኸይወጽእ ኣጠንቀቐ ኣብዚ ኩሉ ጸገም ግና እቲ ወዲ ብዘይካ ምጽላይን መጽሓፍ ቅዱስ ምንባብን ካልእ ነገር ይገብር ኣይነበረን መጽሓፍ ቅዱስ ከንብቦ ኢሉ ምስ ገንጸሎ ከኣ ኩሉ ግዜ ማቴ ትጸንሖ ኔራ አ ጎይታ ብሓቂ ዲኻ ሂወተይ ከጽይቕን ከቐትለኒ ንዝደሊ ሰብ ከጽልይ ትእዝዘኒ ዘለኻ ብምባል ይሓትት ነበረ። ንጽህና ድንግል ስለምንታይ ኣምላኽ ንደቂ ሰባት ኣንጻር ጾታ ጌሩ ፈጢሩና ንከንፋረይ ጥራይ ድዩ ብጹእ ጳጳስ ኣባ ሙሳ ከምዚ ኢሎም መግለጺ ይህቡ እግዚብሄር ኣምላኸ ጾታውነት ኣብ እንስሳታት ዝፈጠረ ንኸዋለዱ ጥራይ እዩ እዚ እዩ እንስሳታት ኣብ ዓመት ንዝተወሰነ ግዜ ጥራይ ንጾታዊ ስምዒት ንቕሓት ዝኾኑ እዚ ንቹሕ ናይ ጾታ ወቕቲ ናይ ዋዒ ግዜ ይበሃል ኣብዚ ወቕቲ እዚ እታ ኣንስተይቲ ጾታዊ ስምዒት ናይቲ ተባዕታይ ዘለዓዕል ሸታ ትጅምር። ሰብ ጥራይ እዩ ምሉእ ዓመት ኣብ ናይ ዋዒ ግዜ ዝህሉ እዚ ስለምንታይ ኮነ እግዚኣብሔር ኣምላኸ ከምቲ ኣብ መንጎ ከርስቶስን ቤተክርስትያንን ዘሎ ቅዱስ ፍቕሪ ከምኡ ከነስተማቕር ሰለ ዝደለየና እዩ ነዚ ቅዱስ ጸጋ ዝዓደለና ቅዱስ ጳውሎስ እዚ ምስጢር ዓቢ እዩ ኣነ ግን ብናይ ከርስቶስን ቤትከርስትያንን አብሎ ኣለኹ። እቲ መደቀስ ኣሚን ከኣ ዘይረኸሰ ይኹን እብ ጣብ ምንዝርና ህደሙ ሰብ ዝገብሮ ሓጢኣት ካብ ስግኡ ወጻኢ እዩ ዝምንዝር ግና ኣብ ገዛእ ስግኡ ሓጢኣት ዝገብር ስይ ቆሮ ቫይብለና ኣብ መርዓ ዝግበር ስጋዊ ርከብ ቅዱስን ፍሉይን እዩ። ሓደ ወታሃደር ናብ ኹናት ወፊሩ ጸላእቲ ዝቐትል ከም ጅግና ብዙሕ ስልማት ይወሃብ ይኸብርውን ኣብ ግዜ ሰላም ግና ናብ ከተማ ወጺኡ ሓደ ሰብ ምስ ዝቐትል ብ ገበን ይፍረድ ኣብ ሓዳር ውን ተመሳሳሊ እዩ ኣብ ዝተፈላለየ ኩነት ዝተፈጸመ ዝተፈላለየ አንጻራዊ ውጽኢት ዝህብ ነገር እዩ እግዚኣብሔር ኣብ መንጎ ከርስቶስን ቤተክርስትያንን ዘሎ ፍቕሪ ጌሩ ብምሳሌዩ ኣብ ሰብ ሓዳር ዝህሉ ፍቕሪ ብሩኸ ምኺኑ ዝነገረና። ገለ ሰባት ነዚ መጽሓፍ ንዝሙት ዝደፋፍእ መጽሓፍ ጌሮም ብጌጋ ስለ ዝርድእዖ ነዚ መጽሓፍ የናሽውዎ ኣብዚ መጽሓፍ ግን ዝሙታዊ ሓሳብ ኮነ ካልእ ኣጸያፊ ነገር የብሉን እኳ ደኣ ኣብ መንጎ ተጻመድቲ ሰብኣይን ሰበይትን ቅዱስ ፍቕሪ ከህሉ እዩ ዝምህር ኣብ ውሸጢ ሓዳር ዝፍጸም ስጋዊ ርከብ ሓጢኣት ወይ ዝሙት ኣይኮነን እኳ ደኣ ንፍቐሪ የነቃቐሖ እዩ። ኣመንዝራ ኣንጻር ስግኡ ስጋኣ አንጻር መፋጽምቱ መፋጽምታን እዩ እቲ ሓጢኣት ዝፍጸም ዘመውቲ ግና ኣንጻር ስግኦምን ኣንጻር መፋጽምቶምን ኣንጻር በዓል ኪዳኖምን እዮም ነቲ ሓጢኣት ዝፍጽምዎ ግብረ ሰዶም ውን ፍንፉን ሓጢኣት እዩ ግብረ ሰዶም ዝገብሩ ብምባል ወዲ ምስ ወዲ ወይ ጓል ምስ ጓል ኣብ ተመሳሳሊ ጾታ ዝፍጸም ዝሙት ኩሉ ዓቢ ሓጢኣት ከም ዝኾነ የረደኣና። ኣብ ከምዚ ዓይነት መጻወዲያ ምስ ዝወድቕ እንታይ ከገብር ኣለኒቅድሚ ኩሉ እዚ ውድቀት እዚ ኣምላኸ ንጽቡቕቐካ ኢሉ እዩ ዝፈቐዶ። ምልላይ ሓሳባት ኣብ ኣእምሮ ደቂ ሰባ መዓልታዊ ዝመላለሱ ሓሳባት ኣለዋ እዘን ሓሳባት ካብ ሰለስተ ነገር ይምንጭዋ ጊኣብ መዝ ዝ እግዚኣብሔር ንሓሳባት ሰብ ከንቱ ምኺኑ ይፈልጦ እዩ ከምዝብለና ካብ ሰብ ባዕሉ ሓሳብ ይብገስሰዩ ካብ እግዚኣብሔር ካብቲ ምሳና ዝሓደረ መንፈስ ቅዱስ ሓሳባት ይምንጭው ኣሕሊፎም ከህብኹም ከለው እንታይ ከምትዛረቡ በታ ግዜ እቲኣ ከወሃበኩም እዩ ከመይ ወይስ እንታይ ከምትዛረቡ ኣይትጨነቹ ማቴ ካብ ዲያብሎስ ድረሩ ከለው ኸኣ ዲያብሎስ ኣብ ልቢ ይሁዳ ኣስቆሮታዊ ወዲ ስምኦን ከትሕዞ ቅድም ሓሳብ ኣእትዩ ነበረ ይ ዮሃ ። ምኽንያቱ ካብ ኣምላኸ ሓሳብ ምስ መጽአ ድሕሪኡ ኸኣ ካብ ሰይጣን ከመጸካ ይኸእል ኣብ ማቴ ነዚ ይምህረና። እቲ ሓሳብ ከብገስ ከሎ ናይ ታህዋኸ መንፈስ ኣለዎ ድዩ ቀልጢፍካ ከትገብሮ ይህውኸካዶ ከምዚ እንድሕሪ ኮይኑ ኣብቲ ፈተና ዲያብሎስ እዩዝኸውን መንፈስ ቅዱስ ቀስ ኢሉ ብህድኣትን ብስቕታን እዩ ዝሰርሕቅዱስ መቃርዮስ ዓቢ ኣብ ሓደ እዋን ነቶም ኣብ ከባቢኡ ዘለው ባህታውያን ንከርኢ ዘለዓዕል ሓሳብ ምስ መጾ እቲ ሓሳብ ካብ ዲያብሎስ ከይከውን ብምባል ንከልተ ዓመት ዝኣኸል ነቲ ሓሳብ መርመሮ። ኣብ ከምዚ ጉዳይ ማለት ሓሳብካ ኣብ ምምርማር እቲ ዝበለጸ መንገዲ ንኣባት ነፍስኻ ምንጋር እዩ ኣቦታት ሓሳባት ኣብ ምልላይ ነዚ ነገር እዚ ከም ቀንዲ ሜላ ጌሮም ይጥቀሙሉ ኔሮም ። ቅዱስ ሙሴ ጸሊም መንፈስ ቅዱስ ንዝመልኦ ዝዓመቱ ኣባ ዘካርያስ ሓሳብ ይገልጸሉ ኔሩኣብ ናይ ገዛእ ርእስኹም ሓሳብ ኣይትመርኮሱ ብፍላይ ኣብ ወሰንቲ ጉዳያትኣነ ብውልቀይ ተማሂረሉሱ እየ ቅድሚ ብዙሕ ዓመት ይገብር ኣብ ናይ መጀመርያ ዓመት ከህነት እዩ ኣብ ቤትከርስትያን ሓድስ መደብ ምስ ጀመርና በቲ መደብ ፕሮጀከት ብዙሕ ምድሕፋሕ ይፍጠርገለ ኣባላት ናይቲ ጉባኤ ውን ከርሕቁ ይጅምሩ ከልተ ሰሙን ቅድሚ ምጅማር እቲ ፕሮጀከት ኣብ ኣእምሮ ካብ እዚ ፕሮጅክት ብፍቕርን ሓድነትን ይበልጽ ዝብል ሓሳብ ከመላሰኒ ይጅምር ነቲ ፕሮጀክት ኣቿሪጸ ነቶም ህዝቢ ከተዓርቐም ከምዝግባእ ዝነግር መልእኸቲ ኣምልኸ ዝሰደደለይ መሲሉነ ሽዑ ነቲ ዝሓሰብኩኦ ን ኣባላት ሰበካ ጉባኤ ይነግሮም ሓደ ካብኦም ግና ኣቦይ ቀሺ ኩሉ ሳዕ ሓሳብና ንኣበ ነፍስና ከናካፍሎ ከምዝግባኣና ኢኹም ትመኸሩና ኔርኩም ንስኹምከ ሓሳብኩም ንኣባ ነፍስኩም ኣካፌልኩሞምዶ ብምባል ተዛረበኒ ነዚ ዘረባ ምስ ሰማዕኩ ብጣዕሚ ሓፊረ። እታ ሓንቲ ኣብ ዓድካ ትርከብ እታ ካልኣይቲ ኸኣ ኣብ ካልእ ከተማ ኮይና ግና ፍልጥቲ ዮኒቨርስቲ እያ ወይ ከኣ ስራሕ እንከለካ ኣብ ካልእ ዓዲ ብዝሓሸ ደሞዝ ናይ ስራሕ ዕድል ረኺብላ ንበል ሕጂ ኣብ ከምዚ ዓይነት ኩነታ ውሳኔ ከትግብ ስለትሸገር ኣብዚ ገዳይ ፍቓድ እግዚኣብሔር እንታይ እዩ ኢልና ክንሓትት ኢና። እቲ ካልእ ጸገም ከኣ ፍቓድ ኣምላኸ ረሲዕና ጥራይ እቲ ዝደለናዮ ከህበና ምድላይ እዩ። እዚ ዓቢ ጌጋ እዩ ብፍላይ ኣብ መርዓ። ከምዚ ኮይነ ከምዚ ጌራትኒ እንዳበለ ምምራር ምስ ኣብዘሖ ግምኺኑ ነዛ ጓል ቅድሚ ምምርዓውካ ጸሎት ጌርካዶ ኢሎም ሓተትዎ እወ ብዘይ ምቁራጽ ሽዱሸተ ወርሒ ጸሊየየ ኢሉ መለሰለም እሞ እንታይ ኢልካ ጸሎት ኣቕሪብካ ኢሎም ደጊሞም ሓተትዎዖ አቲ ሰብኣይ ኦ ኣምላኽ ነዛ ጓል ከምዝምርዓዋ ግበረኒ ኢለየ ጸሎት ዘቕረብኩ ብምባል መለሰሎም ብዙሓት መንእሰያት ኣብ መስርሕ ሓዳር ፍቓድ ኣምላኽ ኣይደልዩን ሓደ እዋን ሓንቲ ጓል እንትርፎ ኣብ መርዓ ኣብ ካልእ ጉዳይ ፍቓድ ኣምላኸ ከቐበልየ ኣብ ሓዳር ግና ኣይደልይን በለትኒ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Advertisement
Bottom banner

Download options | Convert to Pdf | Reading List | Advertise on dirzon

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact