Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
መ መበል ክፍሊ ገዳፍያነ ዘመድ ገደፍያነ ዘመድ ዚብሃሉ ኣብ ጊዜ ረባህታ ነቲ ራብዕ ግዕዝ ነቲ ግዕፅዝ ረብዕ ሳድስ ዚገብሩ እዮም። የለዋውጡ እዮም። ንኹሉ ከምዚ ኣስተውዕሎ ወላጤ ግዕዝ ዝተባህሉ ኸኣ ለወጥቲ ጠባይ ስለዝኾኑ እዩ። ንስሓቢ ዘርእን ንኣርእስትን ንሓንትን ንብዙኃት ኣንስትን ቅጽል እዩ። ካብ አሚር ክሳዕ ቋ ሓደ ክፍሊ ፅለታትን አዋርኅን ዚቕጸሩሉ እዩ። አኅዝ ካብ ክሳዕ ብኣንስታይን ብተባዕታይን ይሓብር እዩ። ን መደብ ዓንቀጽ ዘለዎምከ እንመን እዮም። እንተ ተባህለ ካብ ክሳብ ተ ዘለውን ን ን እዮም።
ጥገታቼዌ ገካክዝ ብዘመናኛ ከቀቅሪፀባ ባክካይ ክክ ተከለ በርባዕተ እዩ ዚፍታሕ። ከም ማለት እዩ። ጥገታቼዌ ገካክዝ ብዘመናኛ ከቀቅሪፀባ ባክካይ ክክ ቀድቀ ብተ እዩ ዚፍታሕ። እዩ። ጥገታቼዌ ገካክዝ ብዘመናኛ ከቀቅሪፀባ ባክካይ ክክ ምዕራፍ አገባብ መእተዊ ክፍሊ አገባብ ኣብ ሾብዓተ እዩ ዚኽፈል። ኣርእስቲ ዓቢይ ኣገባብ ጥገታቼዌ ገካክዝ ብዘመናኛ ከቀቅሪፀባ ባክካይ ክክ ዓቢይ አገባብ ኣብ ምዕራፍ እዩ ዚኽፈል። ኣብ ሠራዊት ኪዝርዘሩ ኸለዉ ኣብ ኅሉፍን ኣብ ትንቢትን ኪኣትዉ ኸለዉ ከምዚ እዩ። ኣብ ነባር ድማ ኣብ ኣጸፉ እዩ። ኪኣቱ ኸሎ ድማ ከምዚ እዩ። ኣብ ዓሠርተ ሠራዊት ኪዝርዝር ከሎ ድማ ከምዚ እዩ። ኣብ ሠራዊት ኪዝርዘር ከሎ ድማ ከምዚ እዩ። እዚ ድማ ኣብ ናይ ባህርይ ስም ኪኣቱ ኸሎ እዩ። ከም ዚኾኑ አገባባት ጥገታቼዌ ገካክዝ ብዘመናኛ ከቀቅሪፀባ ባክካይ ክክ ከመ አብ ኅሉፍ አብ ትንቢት ኣብ ግብሪ ይኣቱ ኣብ ሠራዊት ኣብ ርሑቕ ተባዕታይን ኣብ ርሑቓት ሰብኡት ኣብ ርሑቓት አንስቲ ትንቢ ከምዚ ይከውን አብ ዝተረፈ ጁተ ሠራዊት ከም ይከውን። ኣብ ስም ኪኣቱ ኸሎ ተሰቅለ ጴጥሮስ ከመ ክርስቶስ። ኣብ ሠራዊት ይዝርዘር እዩ። ከመ ሰማዕኩ ከም ዝሰማዕኩ ጥገታቼዌ ገካክዝ ብዘመናኛ ከቀቅሪፀባ ባክካይ ክክ ከመ ሰምዓት ከም ዝሰማዕኩም ከመ ሰማዕነ ከም ዝሰማዕና መጠነ ኣብ ኅሉፍን ኣብ ትንቢትን ይኣቱ እዩ። ቋ ኣብ ሠራዊት ኪዝርዘር ከሎ ድማ ከምዚ እዩ። ኑ ጓ ኣርአያ ኣብ ኅሉፍ ኣብ ናይ ተፈጥሮ ስም ይኣቱ እዩ። ጥገታቼዌ ገካክዝ ብዘመናኛ ከቀቅሪፀባ ባክካይ ክክ ጓ ኣብ ናይ ተፈጥሮ ስም ኪኣቱ ኸሎ ተሰብረ እግረ ተክለሃማኖት ኣርኣያ ዕፀ ብምባሉ ዚመስሎ ኹሉ የርኢ። ድ ሰበ ድማ ኣብ ኅሉፍ ይኣቱ እዩ። ኀበ ኣብ ኅሉፍ ኣብ ትንቢት በ ን እም ን እናተሰማምዕዎ ኣብ ስም ይኣቱ። ቿ መንገለ ኣብ ኅሉፍ ይኣቱ እዩ። ከም ኩነት ኪኸውን ከሎ ኣብ ሣልሳይ ኣንቀጽ ይኣቱ እዩ። ኣተኣታትዋኡ ድማ ኣብ ኅሉፍ ኣብ ትንቢት ኣብ ስም ኣብ ኣገባብ እዩ። ኪኣቱ ኸሎ ድማ ኣብ ኅሉፍ ኣብ ትንቢት ኣብ ስም ኣብ ነባር ይኣቱ። እዚ ኣብ ኅሉፍ ኪኣቱ ኸሎ እዩ። ሶበ ኪኣቱ ኸሎ ኣብ ኅሉፍ ኣብ ትንቢት ይኣቱ ኣብ መደብ ይዝርዘር። ታሁ ሎ ጐ መ መ ጥገታቼዌ ገካክዝ ብዘመናኛ ከቀቅሪፀባ ባክካይ ክክ ኣብ ሣልሳይ አንቀጽ ፍጻሜ ኣብ ዘለዎ ይአቱ። ሄ እንበለ ከ ኪኸውን ከሎ ኣብ ሣልሳይ አንቀጽ ፍጻሜ ኣብ ዘለዎን ኣብ ዘይብሉን ይኣቱ እዩ። ጥገታቼዌ ገካክዝ ብዘመናኛ ከቀቅሪፀባ ባክካይ ክክ ሪ እመ ሶበ እዮም። በ ምስ ኪኸውን ከሎ ኣብ ናይ ባሕርን ስምን ኣብ ናይ ኣካል ስምን ኣብ ናይ ግብሪ ምስ ይኣቱ። ኣብ ናይ ኣካል ስም ኪኣቱ ከሎ። ጥገታቼዌ ገካክዝ ብዘመናኛ ከቀቅሪፀባ ባክካይ ክክ ኣብ ናይ ግብሪ ስም ኪኣቴ ኸሎ ተሰቅለ እግዚእ በፈያት እንዘ ጻድቅ ቅድመ ጺላጦስ። ኪኣቱ ኸሎ ድማ ኣብ ቀረባ ሰብኡትን ኣብ ርሕቕቲ ኣብ ቀረባ ኣንስተይቲ ኣብ ቀረባ አንስቲ አነ ንሕነ ብዚብሉ ኣብዚኣቶም ኣብ ተ መደብ ይኣቱ። ቋ ለለ ኣብ ኅሉፍ ኣብ ትንቢት ብዘይ ኣብ ተጻውዖ ስም ኣብ ኩሉ ብተን ሰዋስዉ ይኣቱ እዩ። ጥገታቼዌ ገካክዝ ብዘመናኛ ከቀቅሪፀባ ባክካይ ክክ ድ በበ ብዘይ ኣብ ተጸውዖ ስም ኣብ ኩሉ ብትን ይኣቱ እዩ። ከመ እና ኪ ኾይኖም ከም ዝኣተዉ ኣብ ምዕራፍ ቿ ክፍሊ ኣብ ርአ። እዞም ተ ኣገባባት መጠነ አምጣነ አቅመ ኣብ ኅሉፍ ኣብ ትንቢት ኣብ ስም ኣብ ግብሪ ይኣትዉ። ቅድመ ኣብ ምስ ይኣቱ እዩ። ኣብ ስም ኣብ ግብሪ ይኣቱ። ኣብ ስም ኣብ ግብሪ ይኣቱቴ። ፍጻሜ ብዘለዎን ብዘይብሉን ኣብ ስም ኣብ ግብሪ ኣብ ብትን ኣብ ኣርእስቲ ይኣቱ። ጥገታቼዌ ገካክዝ ብዘመናኛ ከቀቅሪፀባ ባክካይ ክክ ቿ ኣብ ቦታ ኪኣቱ ኸሎ እም ኣድማስ እስከ አድማስ ምሉእ ውእቱ ስብሐተ እግዚአብሔር። ብሂል ኣብ ኅሉፍ ኣብ ትንቢት ኣብ ትእዛዝ። ብዘይ ኪኸውን ከሎ እዩ። እምበር ኪኸውን ከሎ እዩ። ከ ኪኸውን ከሎ ከመ ን ሥን ኣደማቼ ጊዙ እዩ ኣብ አንቀጽ ይኣቱ ኣብ ስም ኣብ ግብሪ ብከምኡ ይኣቱ ካብ ኪኸውን ከሎ ኣብ ሣልሳይ አንቀጽ ኣብ ርሑቕ ተባዕ ታይ ኣብ ርሑቓት ስብኡት ኣብ ርቕቕትን ቀረባን ሰበይቲ። ይ ኪኸውን ከሎ ኣብ ኅሉፍ ይኣቱ። ግደ ዝተላዕለ ኪኸውን ከሎ ኣብ ስም ኣብ ግብሪ ይአቱ ጀሚሩ ኪኸውን ከሎ ኣብ ስም ኣብ ግብሪ ይአቱ ጀሚሩ ኪኸውን ከሎ አመ ኣደማቼ ጊዙ ኣብ ኅሉፍ ጥገታቼዌ ገካክዝ ብዘመናኛ ከቀቅሪፀባ ባክካይ ክክ ይኣቱ ኣብ ስም ኣብ ግብሪ ድማ ይኣቱ። እቶም ዝተረፉ ድማ ኣብ ስም ኣብ ግብሪ ይኣትዉ። ኣብ ኣንቀጽ ድማ ከመን ን ጊዙ ኣብ ስም ኣብ ግብሪ ከመይ ከም ዝኣተወ በዚ አስተውዕል። ኣብ ማእከል ስም ኪኣቱ ኸሎ ኣብ ትግርኛ ን ይከኸከውን። ከም ኪኸውን ከሎ። ውስተ ነገር ይኸውን ንሱ ድማ ናብ ውሽጢ ኣብ ኣብ ልዕሊ ከ ማእከል ምስ እዮም። ኩሉ የርኢ ሲ እሞ ኪኸውን ከሎ ክፍሉ ናይ ዓቢይ ኣገባብ እዩ ግና ኪኸውን ከሎ ከ ክ ደአ ኪኸውን ከሎ ድማ ናይ ንኡስ አገባብ እይ። ጥገታቼዌ ገካክዝ ብዘመናኛ ከቀቅሪፀባ ባክካይ ክክ ከመ ነገር ይኸውን ንሳቶም ድማ ከም ኩነት ውጥን ይመስል ከም እዮም። ጥገታቼዌ ገካክዝ ብዘመናኛ ከቀቅሪፀባ ባክካይ ክክ ንኡስ አገባብ ኣብ ነባር ኣብ ዘማቲ አንቀጽ ኣብ ኅሉፍ ኣብ ትንቢት እናኣተወ ማእአሰሪ ዜልቅቕ ንኡስ ኣገባብ ይብሃል። ብዘይ ኣብ ናይ ተጸውዖ ስም ኣብ ኩሉ ብትን ስዋስው ይኣትዉ እዮም። ጥገታቼዌ ገካክዝ ብዘመናኛ ከቀቅሪፀባ ባክካይ ክክ ሂ ኒ ትርአስ ኪኾንዎም ከለዉ ኣብ ነባር ኣንቀጽ ኣብ ዘማቲ አንቀጽ ብኣሉታ ይኣትዉ። አይ ኣብ ሣልስ ኣብ ሳድስ ቅጽል ኣብ ስሓቢ ዘርኢ ይኣቱ። ኦ ኣብ ሣድስ ቅጽል ይኣቱ ሚ ኣብ ቅጽል ኣብ ሳድስ ቅጽል ኣብ ዘማቲ አንቀጽ ኣብ ኅሉፍ ኣብ ትንቢት ይኣቱ። ማለት እዩ። ኣብ ስም ኣብ ግብሪ ኣብ ብትን ሰዋስው ኣብ ቀረባ ኣብ ተ ሠራዊት ይኣቱ እዩ። ኣብ ቀረባ ኣብ ቀረባ ኪኣትዉ ኸለዉ ኦ ዎ ኪኸውን ከሎ ይሰማምያም እዩ። ጥገታቼዌ ገካክዝ ብዘመናኛ ከቀቅሪፀባ ባክካይ ክክ ከምኡውን መበገሲኦም ይቤ እዩ ኣብ ሣልሳይ ይኣትዉ። ኣብ ነባር አንቀጽ ኣብ ዘማቲ አንቀጽ ኣብ ቀዳማይን ኣብ ካልኣይን ይኣትዉ። ኣብ ቀዳማይን ኣብ ካልኣይን ይኣቱ እዩ። ጓ ተምኔት ከኸውን ከሎ ምስ እም ኣብ ቀዳማይን ኣብ ካልኣይን ኣብ ሣልሳይን ይኣቱ። ኣብ ነባር አንቀጽ ኣብ ዘማቲ አንቀጽ ኣብ ቀዳማይን ኣብ ካልዓይን ኣብ ሣልሳይን ይኣትዉ። ጥገታቼዌ ገካክዝ ብዘመናኛ ከቀቅሪፀባ ባክካይ ክክ ጥቀ ልክዕ እምብዛ ይኸውን ኣብ ቀዳማይን ኣብ ካልኣይን ይኣቱ። ኣብ ግብሪ ኣብ ስም ኣብ ቦታ ኣብ ጥረ ይኣትዉ። ኣብ ግብሪ ስም ኪኣቱ ኸሎ እዩ። ታሕተ መትሕተ ብታሕቲ ይኾኑ ኣብ ስም ኣብ ግብሪ ኣብ ቦታ ኣብ ኣካል ብ መደብ ድማ ይረብሑ። ኣብ ስም ኣብ ግብሪ ኣብ ገቢር ኣብ ቦታ ይኣቱ። ኣብ ስም ኪኣቱ ኸሎ። በ ለ ኪኸውን ከሎ ኣብ ኣካል ይኣቱ። ቿ በ ኣብ ናይ ባህርይ ስም ኣብ ናይ ኣካል ስም ኣብ ናይ ግብሪ ስም ይኣቱ። እንበለ ኣብ ኩሉ ብትን ይኣቱ እዩ። ጥገታቼዌ ገካክዝ ብዘመናኛ ከቀቅሪፀባ ባክካይ ክክ ቋወ ኅበ ኪኸውን ከሎ ቦ ኤልያስ በገነት ኅበ ዓዲ ዕድሜሁ ኤልያስ ዕድሚኡ ገና እንተ ደኣ ኾይኑ ኣብ ገነት ይነብር እዩ። ስ ክ ኪኸውን ከሎ ትርአስ እናኮኖም ኣብ ቀዳማይ ኣብ ካልኣይ ኣብ ሣልሳይ ይአትዉ። ኣብ ነባር አንቀጽ ኣብ ዘማቲ አንቀጽ መአሰሪ ይከውን ኣብ ነባር ኣንቀጽ መእሰሪ ኪኸውን ከሎ ኣገባባት ይኽተልዎ። «ት ኣብ ቀረባ ተባዕታይን ተባዕትዮን ኣብ ኣንስተይትን ኣብ ኣንስትን ኣብ ርሕቕቲ ሰበይትን ኣብ ዚኣቶም ኣብ ኃሙሽቲኦም ኣናቅጽ ይርከብ እዩ። ኣብ «አእመረ ቤት «ሀ ን «አን ኣብ መበገሲ ኣብ ማእከል ኣብ መወዳ እታ ኣብ ኩሎ እዮም ዚርከቡ። ኣብ ጫመ ኣብ ብህለ ኣብ ቆመ ቤት «ሀን «አን ኣብ መበገስን ኣብ መዕለብን ደኣምበራብ ማእከል ኣይርከቡን እዮም። ኣብ ጊዜ ረባሕታ ወ» መዕለቢ መወዳእት ኪኸውን ከሎ ካብ «ሀ» ጀሚሩ ክሳዕ ፈ» ኣብ ዘሎ ግሚ ኣብ ዓቢይ ኣንቀጽ መዕለቢኡ ይጐርድ እዩ። ኣብ ደቂቕ ኣብ ንኡስ ኣንቀጽ እዩ ዚርከብ። ኣብ ገብረ ቤት ከኣ «ወ ከም ኣብ ቀተለ ቤት ኣብ ትንቢት ይርከብ እዩ። ነቀወ ዝኣመሰለ ግሚ መወዳእታኡ «ወ» ስለ ዝኾነ ኣብ ካዕብ እዩ ዚጐርድ እ ምበር ኣብቲ ዝተፈረ ኣብ ትንቢትን ኣብ ኩነትን ኣብ ትእዛዝን ከም ቀተለ እዩ ዚረብ ሕ። ኣብ ትንቢት ኣብ ኩነት ኣብ ትእዛዝ መበገሲኡ ግዕዝ ነይ መወዳእታኡ ሰዓቢ ጥገታቼ ገክዝ ብዘመናዊዌ ከቀሪባ ካክካይ ክክ ን መወዳእታኡን ሳድስ እናገበረ ኣብ ጽሕፈት ፍጹም ሐደ እዩ ዚኸውን። ኣብ ንባብ ግና ኣብ ትንቢት ይተርር ኣብ ኩነትን ኣብ ትእዛዝን ግና ይልሕልሕ እዩ እሞ በዚ ይፍለ። ተነበየ ዝኣመስለ ግሚ ኣብ ትንቢት ኣብ ኩነት ኣብ ትእዛዝ ከም ተወከለ እዩ ዚረብሕ። «ሀለወ» ኣብ ዚመስል ግሚ ኸኣ ኣሥራው ኣብ ትንቢት ሳድስ ኣብ ኩነት ን ኣብ ትእዛዝን ግዕዝ እዮም ዚኾኑ። ኣንገለገ ኣብ ዝኣመሰለ ግሚ ኣሥራው ኣብ ትንቢት ኣብ ኩነት ኣብ ትእዛዝ ፍጹም ራብዕ እዮም ዚኾኑ። «ሰክረ» ዝኣመ ጥገታቼ ገክዝ ብዘመናዊዌ ከቀሪባ ካክካይ ክክ ሰለ ግሚ ግና ብኣመሉ ናይ ገብረ ኪኸውን ከሎ ኣብ ኩናትን ኣብ ትእዛዝን ናይ ቀተለ» ኣመል እዩ ዚስዕብ። እናበለ ዚመስሎ ኩሉ የርኢ እዩ። ኣብ ኩነትን ኣብ ትእዛዝን መበገሲኡ ሳድስ እዩ ዚገብር። ኣብ ኩነትን ኣብ ትእዛዝን ከም አንሰሐስሐ እዩ ዚረብሕ። ኣብ ኩነትን ኣብ ትእዛዝን ኣብ ማእከሉን ኣብ ትንቢት ግዕዝ ዝነበረ ሳድስ ይ ገብር። ኣብ ትንቢት ነቲ ናይ ማእከሉ ብምጥባ ጥገታቼ ገክዝ ብዘመናዊዌ ከቀሪባ ካክካይ ክክ ቕ ኣብ ኩነትን ኣብ ትእዛዝን ብምልሕላሕን ኣብ ዝርርብን ይፈለለ እዩ። ኣግባሪ ኣብ ኃላፊ «አ መበገሲ ገይሩ ኣብ ገባሪ መበገሲ ዝነበረ ሳድስ ኣብ ትንቢት ግዕ ዝ ኣብ ኩነትን ኣብ ትእዛዝን ከኣ ፍጹም ሳድስ እዩ ዚገብር። ኣብ ኅሉፍ ነቲ ናይ መወዳእታኡ መራሒ ኣብ እንዳ ቐተለ ኪኸውን ከሎ ሳድስ ኣብ እንዳ ቐደሰ አብ እንዳ ባረከ ግዕዝ እዩ ዚገብር። ኣብዚ ጊዜ እዚ ኣብ ማእከሎም ኣብ እንዳ ሜጫ መ «ያ» ኣብ እንዳ ቆመ «ዋ ይረከቡ ካብ ቀተለ ጀሚሩ ክሳብ ቆመ ኣብ ዘሎ ግ ሚ ኣብ ኩሉ ኃሙሽተ ኣእማድ ኣብ ቀደማይ ብሐደ እቲ ናይ መወዳእታኡ መራ ሒ ራብዕ መወዳእታኡ ድማ ሣልስ ይገብር። ኣብ ትንቢት ኣብ ንኡስ ኣንቀጽ ኣብ ደቂቅ ግዕዝ ይኸውን። ካብ ገጽ ክፍሊ ባዕዲ ቅጽል ባዕዲ ቕጽል ዚብሃሉ ኣብ ጊዜ ረባሕታ ካብ ደቂቅ ቀጺሎም ዚረብሑ ግሥታት እዮም ንሳቶም ድማ ኣብ በዓል ቤትን ኣብ ቅጽልን ኣብ ክልተ ይኸፈሉ። ኣብ እንዳ ቀተለ «ወ» መበገሲ ኪኸውን ከሎ ኣብ ስሓቢ ዘርኢ ኣይርከብን እዩ። «አ» ኣብ ዝኾነ ኹሉ ኣብ ቀዳማይ ጥራይ እዩ ዚንገር። ናይ «ሀ» ግሚ ኪዘምት ከሎ ግና ኣብ ሣልሳይ ኣይጸንዕን እዩ። ናይ «ወ ግሚ ኪዘምት ከሎ ኣብ ሣልሳይ ኣይጸንዕን እዩ። ኣብ «ውእቱ» ኪኣቱ ኸሎ ኣብ ቀዳማይን ኣብ ትንቢትን እቲ ናይ ግሥ መወዳእታ ፍደል ከዕብ እዩ ዚገብር። ኣብ «ይእቲ» ኪኣቱ ኸሎ ኸኣ ኣብ ቀዳማይ ኣብ መወዳእታ ግሥን ኣብ ማእከሉን «ተ» ይውስኽ። ኣብ «ውእቶን ኪኣቱ ኸሎ «ከ ኣብ ኣርባዕተ ኣንቀጽ ናይ ግሥ መወዳእታ ራብዕ እዩ ዚገብር። ብዘይ ኣብ ኅሉፍ ኣብ ትንቢት ኣብ ኩነት ን ኣብ ትእዛዝን ይውሓጥ ደኣምበር ኣይርከብን እዩ። ኣብ ኣንዳ ብህለ ኸኣ ኣብ ትንቢት ጥራይ እዩ ዚጐርድ እምበር ኣብ ኩነትን ኣብ ትእዛዝን ይርከብ እዩ። ኣብ እንዳቐተለ ብ «ሀ» ብ «አ» ኪብገስ ከሎ ኣብ ትንቢትን ኣብ ኩነትን ኣብ ትእዛዝን ኣብ ኩሉ ይጐርጽ እዩ። ኣብ ኩነትን ኣብ ትእዛዝን ይርከብ እዩ። ኣብ እንዳ አእመረ ኣብ ባረከ ኣብ እንዳ ጫመ ኣብ ትንቢት ኣብ ኩነት ኣብ ትእዛዝ ይጐርጽ እዩ። ኣብ ኩነትን ኣብ ትእዛዝን ይስኣን እዩ። ኣብ ባረከ ኣብ ጫመ ኣብ ቆመ «ወኃ» ን « ውን ኣብ መበገሲ ኣይርከቡን እዮም። ኣብ ኅሉፍ ናይ ቀደሰ ኣ በ ትንቢትን ኣብ ኩነትን ኣብ ትእዛዝን ናይ ቀተለ። ግዕዙ ሳድስ ከም ዚኸውን ኣብ ሠራዊት «ቀተለ» መሀለን ኣብ ዓቢይ አንቀጽ ኣብ ክፍሊ ሸብዓተ ርአ ሳድስ ራብዕ ከም ዚኸውን ድማ ኣብ ሠራዊት ገብረ ኣብ ረባህታ እንዳ መልሐ ርአ። «በ» ኣብ ቤቱ መወዳእታ ኪኸውን ከሎ ፍጹም ግዕዝ ብ ዝኾነ ፊደላት ግሚ ይጠብቕ እዩ።