Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
እንደገና ዕቲ ይመስል ሐደት እንከበ ይተሓተም እዚ ትንቢትዚ ተፈጺሙ እዩ። ካብዚ መጽሓፍዚ ግን መንፈስ ክርክርን ሽም ጠጣን ከምኡ እውን መንፈስ ወገንነት ሃይማኖትን ካብ ሓሳብ ደራሲኡ ርሐች ነ እዩ ዚነግረና እምበር ብዛዕባ ዳሕራይ ሕይወቱ ብዙሕ ወረ ኣይህበናን እዩ። ባቢሎን ግን ንሮማ ኢዩ ዘስምዕ። ጴጥሮስ እምኒ ዙርናዕ ኮይና ጾቲ ሰብ ከድኅን ዚኽ ራእየ ከደ እናተጋህደ መብራህቲ ኣብ ዓወት ምኺኑ ኣጸ ጅ ቀደም ኪዳን ኣብ ። እነ ንጉሥ ቅቆስጥንጢኖስ ነታ ናይ ጴጥሮስ መቓብር ዝገበርኩላ መባአ እዩ። ጅ ጴጥሮስ ከስ ከውሒ ቤተክርስቲያን ኢዩ ንሱ ኣብ ዘለዎ ከዓ ቤተክርስቲያን ኣላ ማለት ኢዩ። ኪጠቡ ኪደክም ኪሓምም ተራእዩ ኢዩ። ስለዚ እታ ባሕርይ ሰብን ባሕርይአምላኸን ኣብ ሓንቲ ናይ ደቂ መካን ንኣይሁዳውያንን ኣብነት ኪኸውን ዝተላእከ ነቢይ ኢዩ። ነቢይ መሓመድ ምስ ክርስትና ዝነበሮ ርክብ ግሉጽ ነበረ። ኣብ መንጎ ኣስላምን ክርስትያንን ብናይ እምነት ትምህርቲ ኣሰሕሓሓብ ጸኒሑ ዝመጸ ጋሻ ነገር ኢዩ ንምባል የድፍር ኢዩ።
ንሞት ከዓ ተፈርደ ካብ መ እዚ ኣብ ዓለምና እንር ሳዕቤን እዩ እምበር ዓለም ቪ እዚ ሕማም ከስ ካብ ሱሩ ከ ምሕረት ኪሓትት ኪኸሕስ ማለት ዕመቕ በደሉ ዚርዳእ ስለዚ ባዕሉ ኣምላኽ ምስደቂ ኣይ ኣካል ናይ ቅድስቲ ዶ ደቂ ሰበብ ሓዲሩ ብዘይካ ብ ኬበስር ኣብ ጳለስጢናን ከ ምራታት ፈጸመ ኣብ መወ ኩርባ ኢየሩሳሌም በጊስ መ ንኣምላኽ ኪእዘዝ ተረኸበ። ብወገን አረምነት ቅድሚ ልደት ክርስቶስ መብዛኅቶም ደቂ ሰብ ኣብ ናይ ኣረምነት ጸልማት ይነብሩ ነበሩ ማለት ነቲ ሓደ ሓቀኛ ኣምላኸ ገዲፎም ኣብ ኣምልኾ ጣዖት ኣብ ጥንቆላን ኣብ ካልእ ብልሽዊ ግብረ አረምነትን ተዋፊሮም ይነብሩ ነበሩ ሮሜ ። ክርስቶስ ብሓቂ ከምቲ ጳውሎስ ዚብሎ ኣብ ምቹእ ጊዜ እዩ ኣብ ዓለም ዚመጸ ። ብሥራት ገብርኤል ዓለም ኣብ ትሕቲ ኣውጉስጦስ ቄሣር ንጉሥ ሮማ ጸጥ ኢላ እንከላ ኣብ ሃገር ይሁዳ ሄሮድስ ነጊሥ ኣብ ዝነበረሉ ጊዜ ሉቃ ኣብ ናይ ኢየሩሳ ሌም ቤተ መቕደስ ዜገልግል ዝነበረ ዘካርያስ ዝተባሀለ ካህን ነበረ ሰበይቱ ከዓ ኤልሳቤጥ ትበሃል ነበረት ። ከምዚ ኢሉ ኢዩ ከስ መሲሕ መድኀኒና ወዲ እግዚኣብሔር ኣብ ዓለም ዝመጸ ኣብ ታሪኸ ወዲበብ ዝኣተወ ። ካብ ኩሎም መሳቱ ክርስቶስ ዝነበሩ ጸሓፍቲ ታሪኸ ኣውራ ምስክርነት ዚህበና ግን ፍለቪዩስ ዮሴፍ ዝተባህለ ኣይሁዳዊ ኢዩ ንሱ ብዛዕባ ክርስቶስ ከምዚ ይብል ኢየሱስ ዝስሙ ሰብ ነበረ ሰብ ኪበሃል ዚከኣል እንተኾነ ድንቂ ዝኾነ ተኣምራታት ዚዓዬ ደቂ ሰብ ተሓጉሶም ዚሰምዕዎ መምህር እዩ ዝነበረ ። ንሱ መሲሕ ምኺኑ ጥራሕ እዩ ኪነግር ዚደለየ ንሠለስተ ዓመት ኣብ ቅድሚ ጸላእቱ ብግህዶ እዩ ዚሰበኸ ገለ መኸሰሲ እንተረኸቡሉ ብማለት ይጻናተዉዎ ነበሩ ኣብ ቅድሚ ሹመኛታት ሮማ ከሲሶም ኬቕትልዎ ብዝሃቀኑ ከዓ ምስሌነ ቂሳር ዝነበረ ጴላጦስ እዚ ሰብዚ ንጹሕዩ ኢሉ እዩ ዚፈረደ ሽሕኳ ፈሪሁ ነጻ ኢኻ ኣብ ድላይካ ኪድ እንተዘይበሎ። ክርስትና ከስ ካብ ኢየሩሳሌም ኬስፋሕፍሕ ምስጀመረ ብቐዳምነት ኣብ ኣንጾኪያ ናይ ሶርያ ርእሲ ከተማ ዝነበረት ኢዩ ዚኣተወ ኣብዛ ከተማዚኣ ዝነበሩ ክርስትያን ካብ አረምነት ዝተመልሱ ኢዮም ዝነበሩ ስለዚ ሽዓ ልምድ ታት ኣይሁድ ኣይፈልጡን ነበሩ። ኣይ ነበረ ስለዚ ልምዲ ከዓ ኣብ ዝነበረ ዝተራቐ ከዓ ኮነ። ስለዚ ናይ ጳውሎስ ተልእኮ ኣብ መንጎ ኣረማውያን ኢዩ ዝነበረ ። ኣብ ግሪኽ ኮነ ኣብ ሮማ ግን ካብ ምንጽልላው ኣይሁድን ልምድታቶምን ነፃ ኮይኑ ሰበኸ ዋና ናይ ስብከት ወንጌል ሥራሑ ግን አብ ኣንጾኪያ ምስ ባርናባስ እዩ ዝጀመረ ። ሓደ ካብ ዓበይቲ ሞያታት ናይ ሓዋርያ ጳውሎስ ንክርስትና ካብ ኣርዑት ሕጊ ኣይሁድ ነፃ ናይ ምግባር እዩ። በዚ ኣዘራርባዚ ከዓ እዩ ቅ ጴጥሮስ ኣብ ሮማ ኮይኑ እንኪጽሕፍ ካብ ባቢሎን እናበለ ዝጸሓፈ ። ቄ ከዓ እዩ ናይዚ ኩ ብዝለዓለ መንገዲ ኣብ ሮማ ኮሎስዩም ዝተባህለ ሩባ እዩ ዝነበረ። ፍቕሪ ፁዙያንን ተሳሒቦም ከዓ ቃል ወን ዝነበረ ሰብ ሽዑ ንንለ ሓያሎ ኣዋርሕ ኣብዜ ከዓ ትም ዝነበረ እሞ ጐ ሕሪ ሂቡዎ ከምኡ ነቲ ንኡስ ክርስ አሎኹ እናበለ በለሉ መዓልቲ ኑ ኩሉ መሰሉን ኣባል ናይ ክር ዕ ናይ ቀዳሞት መንፈስ ጸሎት ኣብ ቀዳሞት ክርስትያን ጐኢክ እንጌራን ወይንን ኣችሪቡ እዚ ሥጋይ ኢዩ እዚ ደመይ ኢዩ እና በለ ንሓዋርያቱ ሂብዎም ነበረ ከምኡ ከዓ ንሳቶም ንተዝካሩ ኪገብሩ አዚዝዎም ነበረ « ስለዚ ክርስትያን ነቲ ኣብ ቀራንዮ ምእንቲ ድሕነትዓለም ዝተሓርደ ሥጋን ዝፈሰሰ ደምን እናኣሓደሱ ሥጋኡን ደሙን ኪቕበሉ ብመዝሙር ጸሎት ዝተሠነየ ኣኺባ የካይዱ ነበሩ። ቅድሚ ሕጂ ከምዝረአናዮከስ ብመጀመርያ ጉዳያት ቤተ ክርስትያን ማሕ በር ክርስትያን ብምልኡ ኣብ ኢድ ሓዋርያት እዩ ዝነበረ ጸኒሖም እዚ ናይ ንብረት ምምሕዳር ካብቲ ቀንዲ ናይ ወንጌል ስብከት ተግባሮም ስለ ዘሰናኸ ሎም ሓገዝቶም ዝኾኑ ንመጀመርያ ሸውዓተ ዲያቆናት ሸሙ ምስ እዚኣቶም ከዓ ብዙሓት ክርስትያን ካብ መንፈስ ቅዱስ ናይ ትንቢተን ናይ ትምህርቲ ፍል ጠት ፍሉይ ህያብ ዝተቐበሉ ነበሩሞ ምስ ሓዋርያት ኮይኖም ይምህሩ ነበሩ ። ኣንብሮ ኢድ ክሳብ ሎሚ ኣብ ቤተ ክርስትያን ሥልጣን ናይ ምምሕልላፍ ምልክት እዩ። ነዞም ሓደስቲ ዝተሾሙ ከዓ ኣብ እርጋኖም ኣብ ጊዜ ሞቶም ካልኦት መተካእታኦም ኪሾሙ የማሕጽንዎም ነበሩ« እዚ ሥራሕዚ ካብ ክርስቶስ ናብ ሓዋርያት ካብ ሓዋርያት ከዓ ናብ ሰዓብቶም እናተመሓላለፈ ዝቕጽል ዘሎ እዩ። መሣ ምዕራፍ ህ ካብ ቃል ናብ ሕፈት ኢየሱስ ብሕይወቱ እንከሎ ሓንቲ ጊዜ ጥራሕ እዩ ዝጸሓፈ ንሳ ከዓ ኣብ መሬት። እቶም ብቐጥታ ካብ ኣፍ ክርስቶስ ዝተማህሩ ሰባት ሓዋርያት ሞጽሮም ሒደት ኢዩ ዝነበረ በቲ ሓደ ወገን ከዓ ክርስትና ድሮ ካብ ሓደ ጫፍ ናብታ ሓደ ጫፍ በጺሑ ነበረሞ እቲ ጐይታ ዝመሃሮም ብተኸ ክል ቃላት ኣብ ዙሉ ኪባጸሕ ናይ ዙሎም እምነት ሓደ ኪኸውን ብማለት ገሊ ኦም ካብኣቶም ነቲ ቃላት ጐይታኦም ኣብ ጽሑፍ ኣስፈርዎ። ጐኢክ ነዚ ቃላተይ ሰሚዑ ኣብ ግብሪ ዜውዕሎ ከምቲ ኣብ ከውሒ ዝተሠረተ ቤት ዝሕነፃ ሰብ እዩ ኢሉ ነበረሞ ቃላቱ አብ ኩሉ ዓለም ብጽሑፍ ክዝርዳጋሕ ብማለት ገሊኦም ካብ ሓዋርያት ገሊኦም ከኣ ብቸጥታ መኻይዲ ሓዋርያት ካብ ዝነበሩ ሰባት ብብዙሕ ጥንቃቸቐ ብመንፈስ ቅዱስ ተመሪሐም ወንጌል ጸሓፉ። ፍቕሪ ልክዕ ናይ ቀዳሞት ያንን ተሳሒቦም ከዓ ቃል ወን ዝነበረ ሰብ ሽዑ ገለ ሓያሎ አዋርሕ ጾ ኣብዚ ከዓ ትም ንን ኮይኑ እንተተ ነበረ ሕዝቢ ክር በሎ ነበረ ልክዕ ሮ ዝነበረ እሞ ጐ ሕሪ ሂቡዎ ከምኡ ነቲ ንኡስ ክርስ ኣሎኹ እናበለ ኔ ዱ ቀዳሞት ክርስትያንብኣኡ ይጸዋውዑ ነበሩይ ናይ ምምህርና ሥልጣንን መዝነትን ብሕልፊ ናይ ጳጳሳት እዩ ዝነበረ። ንጉሥ ንትእምርተ መስቀል ኣብ ዙሉ ኣብያተ መንግሥታ ትን ኣብያተ ክርስትያንን ኣብ ዝሰቐለሉ ጊዜ እኒሆ ናይ ግጭት ናይ ፍልልይ ደመና ኣብ ልዕሊ ክርስትና ኣንጸላሊዉ ይርከብ ። ክርስቶስ ናይ እግዚኣብሔር መሠረት ሓደ ፍጡር እዩ ሽሕኳ እዚ ፍጡርዚ እንብዛ ጥንቁችን ንፉዕን ኮይኑ ኣብ ፍጽምና ብምብጻሕ ወዲ እግዚኣብሔር ኪበሃል እንተበቕዐ እዚ ስምዚ ግን ንሕና ካልኦት ሰባት እውን ክንረኸቦ ንኸእል ኢና ወዘተ ዚብል ደረቐኛን ኣዚዩ ጊጉይን ባህሊ ኣብ መንጎ ክርስትያን ዘረግሐ ። ንድሕሪ ሕጂ ከምዚ ዝኣመሰለ ጌጋ ንከይፍጸም ኣበው ናይ እምነቶም ኣን ቀጻት ኣብ ሓደ ጸሎት ሃይማኖት ጠረፎም ኣቕረብዎ እዚ ጸሎተሃይማኖት እዚ ክሳብ ሎሚ ኣብ ቅዳሴ ይድገም እዩ። ብጊዜ ልደት ክርስቶስ ከስ ኣብ ኣይሁዳውያን ዝነበረ ናይ ሓዴ ኣምላኸ ጥሪይ እምነት ኣብ ገሊኡ ክፍልታት ኢትዮጵያ እውን ዝውቱር ነበረ ኪበሃል ይከአል ። ልክዕ ከምዚ ኣብ ኢትዮጵያ ዚነበረ ኣብ መንግሥቲ ፋርስ ናይ ሎሚ ኢራን እውን ነይሩ እዩ። ኣብ ናይ ሓምለ ኣብ መጽሓፍ ስንክሳር ተዲኪፉ ከምዘሎ ኣብ ሃገርና ክርስትና ዘእተዉ ኣባ ሰላማከሣቴብርሃን ኢዮም ። ቅ ኣቡነ ኣተናቴዎስ ከዓ ባዕሉ ኣብ ኢትዮጵያ ክርስትና ከምዘእተወ ኣብ ጽሑፉ ይምስክር ኢዩ። ክርስትና ኣብ ኢትዮጵያ ዚኣተወሉ ዘመን ኣብ ካልኦት ሃገራት ቤተ ክርስትያን ኣብ ስደት ከፐዕርፈሉ ዝጀመረት ጊዜ ኢዩ ። በቲ ጊዜቲ ኣብ ኢትዮጵያ ንጉሥ ኤዛና ኢዩ ኣብ ኣክሱም ነጊሥ ዚነበረ ። እዚ ከዓ ናይ እምነት ብርሃን ማለት ኢዩ። ምዕራፍ ጽ ናይ ክርስትና ሓዲስ ሓይሊ ምንኩስና ጐይታና ኢየቡስ ክርስቶስ ደጋጊሙ ከምዝመሃሮ ኣብዚ ዓለምዚ ክንናጽሞ ዝግብኣና ቀንዲ ኣድላዬ ነገር ሓደ ጥራሕ ኢዩ እዚ ከዓ ድሕነት ነፍስና ኢዩ ። ቅድም ናይ መንግሥቲ ሮማ ወተሃደር ነበረ ብዓቢኡ ከዓ ኣብ ክርስትና ኣመነ። ከም ትምህርቲ ፓትሪያርክ ዲዮስቆሮስ እምበኣርከስ ኣብ ክርስቶስ ሓደ ባህኗይ ሓደ ኣካል ኢዩ ዘሎ እዚ ኪኸውን ዚኸኣለ ከዓ እታ ናይ ሰብ ባሕ ርይ ምስታ ባሕርይ ኣምላኸ ተዋሃሂዳ ተዋሂዳ ሓደ ኮይና እያ። እዚ ከዓ ኣበው ኣብ ክንዲ ኣብ ሓይሊ ኣምላኸን ኣብ መሪሕነት መንፈስ ቅዱስን ጥራሕ ዚእመኑ ኣብ ዋልታ ነገሥታት ኪእመኑ ስለዝተረኸቡ ኢፍ ። ኣብ ቤተ ክርስትያን ዚካየድ ሥርዓተ ኣምልኾ ሊጡርጊያ ኣብ ምምሕዳር ቤተ ክርስትያን ኣብ ኣጽዋማት ብመሠረቱ እኳ ፍልልይ እንተዘይነበሮ ናይ ቋንቋ ናይ ጠባይ ናይ ልምዲ ፍልልይ ስለዝተ ወሰኾ ሕዝበ ክርስትያን ኣብ ፍልልይ ኣድሃበ ። እስልምና ኣብ ሓሙሽተ ነገራት ዝጸንፀ ኢዩ ሓደ ኣምላኸ ኣላህ ጥራሕ ኢዩ መሓመድ ከዓ ነቢይ ኢዩ።