Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية  Portuguese
Book of the day

ሓጺር ታሪኽ ክርስትና 2.pdf


Advertisement
  • word cloud

ሓጺር ታሪኽ ክርስትና 2.pdf
  • Extraction Summary

ቀ ምዕራፍ ኔ ኣሰሓሓብ ኣብ መንጎ ሕዝቢ ናይ ሃይማኖት ስምዒትን ርድኢትን አዝዩ ውዕዉዕ ነበረ። ክርስትና ኣዚዩ ተዳኺሙ ሥርዓት ሃይማኖት ተጣሒሱ ይርአ ነበረ ። እዚ ማለት ርሊ ጳጳሳት ተፈሪሙ እቲ ጽሑፍ ንዓለም ዩእወጅ ነበረ። ኣብ ቀዳማይ መጓልቃት ኣኹባ ካብ ኩሉ ዓለም ዝተላእኩ ካብ ሽሕ ንላዕሊ ዝኾኑ ጋዜጠኛታት ነንዓዶም በብቋንቋ ኦም የሳትፉ ነበሩ ። ካብ ኣብ ዓት ይበዝኅ ነበረ ዘርኢ ጉባኤ ፍረ ካርዲናላት ንስ መበል ሕሊናኦምን ብጸ ጆቫኒ ባቲስታ ሞ መንበረ ጴጥሮስ ዝ ተገንዚቦም ነበሩ ዓምፈ ኣሕሉቕ ገዳማት ዓመት ዓመት ንዝተወሰነ ኣዋርኅ ይእከቡ ነበሩ። ነናብ ሰበ ኻታቶም ተመሊሶም ከዓ ንምእመናኖም እናኣሳተፉ ንርእሳቶም ኣብ ልዕል።ቲ ኣብ ሮማ ዝቐረበሎም ከቢድ ስራሓት ዓሚቀነ አስተንትኖ የካይዱ ይሰናደውን ነበሩ ። ናይዚ ጉባኤዚ ጠቕሚ ዓመታት መጠን ዝሓለፈ ታሪኸ ባዕሉ ኪፈርዶ ኢዩ።ንሕና ክንብሎ እንኸእል ናይዚ ሒዝናዮ ዘሎና ክፍለ ዘመን ዝዓበየ ሰላማዊ ታሪኻዊ ኣጋጣሚ ኢዩ ። ነፍሲ ወከፍ ግብጻዊ ኣቡን እንኪመውት መተካእታኡ ካብ ግብጺ ሕደ ይልኣኽ ነበረ ። ጸጸኒሖም ኢትዮጵያውያን ናትና ኣቡን ይሸየመልና ካብ ዓሌትና ካብ ዓድና ከይበሉ ኣይተረፉን እንተኾነ ነዚ እስክንድርያ ኣጸቢቓ ተቓወመቶ ክሳብ ኣበው ናይ ኒቅያ ኢትዮጵያ ፓትርያርክ ከይህልዋ ኢትዮጵያዊ ፓቶር ያርክ ከይርከብ ኣቡን ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ መንበረ እስክንድርያ ኪኸውን ኮምቲ ናይ ካልኦት ፓትርያርክታት ኣቡናት ኪቐብእ መሰል ኮይህልዎ ኣብ ሀገረ ሩም ግሪኸ ቁስጥንጥንያ ጉባኤ እንተተገብረ ድማ ድሕሪ ፓትርያርክ ናይ ሰለ ውቅያ ይሰራዕ ምናልባት ድማ ሊቀ ጳጳሳት ኪመርጽ ሰልጣን እንተረኸበ አብዚ መዓርግዚ ሓደ ኢትዮጵያዊ ኦርቶዶክሳዊ ቅብአ ጵጵስና ብምቕባሉ ዓቢይ ናይ ታሪኸ ነጥቢ ኮነ ። ንሳቶም ከዓ እዞም ዚስፅቡ ኢዮም ዙ ኣቡነ ጴጥሮስ ናይ ወሎን ላስታን ኣቡነ ኣብርሃም ናይ ጎጃምን ጎንደርን ድኩ ኣቡነ ይስሓቅ ናይ ትግራይን ስሜንን ኣቡነ ሚካኤል ናይ ምስራቓዊ ኢትዮጵያ ። ሃገራዊ በዓል ኣቀባባል ከዓ ተገብረሎም። ተመሪጾም እንተነበሩ ብዋሕዲ ጥዕና ተሪፎም ነበሩ። እንተኾነ በዚ እዋንዚ ፋሺስት ኢጣልያ ዐመጸኛ ወራር ኣብ ኢትዮጵያ ነበረ።

  • Cosine Similarity

ክሳብ ሽፁ ኣብ ምርጫ ፓትሪያርክ ናይ ሕዝቢ ተወከልቲ ናይ ውሉደ ክህነት ተወከልቲ ናይ ቤተ መንግሥቲ ተወከልቲ ኣብ ዝተረኸቡሉ አኹባ ይካየድ ነበረ ብዘይን ይን ክፍለ ዘመናት ግን እዚ ኣገባብዚ ተሪ ፉስ ንጉሥ ዚፈትዎ ሰብ ጥራሕ ናይ ቤተ ክርስትያን ዝለዓለ ሹመት ይረክብ ነበረ። ብወገን ሮማ ዝነበረ ክርስትና ኣብ ናይ ነፍሲ ወከፍ ወዲ ሰብ ሕይወት ናይ ጠባይ ለውጢ ኪርከብ ሕብረተሰብ ብሙሉኡ ብክርስትና ኪልወጥ ይግብኦ ብዚብል እምነት ስብከታት ትምሀርቲ አስተምህሮ እንኬማፅብል ብወገን ቁስጥንጥንያ ግሪኸ ግን ማእከልነት ንሊጡርጊያ ማለት ነቲ ኣብ ውሽጢ ቤተ ክርስትያን ዚፍጽሞ ተግባራት ጥራሕ በምትኳር ናይ ቤተ ክርስትያን ተልእኮ ኣብ መንጎ ደቂሰብ እናተረሰዐ መጸ ። ንመጀመርያ ናይ ሃጥሩ ኣምባሳደር ኮይኑ ኣብ ባግዳድ ኢራቕ ኣገልገለ ካብዚ ተመሊሱ ከዓ ኣብ ናይ ቁስጥንጥንያ ቤተ መንግሥቲ ካብቶም ኣውራ ዝረኣዩ ሰበ ሥልጣን ኮይኑ ተቐመጠ ። ሰበ ኸቲ ከዓ ነዚ ናይ ርሲ ጳጳሳት አዋጅ ካብ ሃገር ናብ ሃገር ካብ ዓዲ ናብ ዓዲ ዘርግሕዎ። መንፈሳዊ ሥልጣንን መንግሥታዊ ሥልጣንን ኣብ ሓደ ዓለም ብሓንሳብ ዚነብሩ ስለዝኾኑ ኪፈላለዩ አይክእሉን ኢዮም እንተኾነ ቤተ ክርስትያን ሽሕኳ ዓውዲሥራሓ እዚ ዓለምዚ እንተኾነ ተልእኮኣውን ኣብ መንጎ ደቂሰብ እንተኾነ ኣብ ዓለም ድኣምበር ናይ ዓለም ኣይኮነትን ። ብዙሓት ጳጳሳትን ካልኦት ናይ ቤተ ክርስትያን ሰበ ሥልጣንን ንናይዚ ዓለምዚ ሥልጣን ብሂጎም ወይ ሃሪፎም ኣይኮኑን ኣብ ናይ ሃገራዊ ኣከያይዳ ኢዶም ቪመልሱ ዚነበሩ እንታይደኣ እቲ ዝለዓለ ናይ መንፈስ ናይ ሃይማኖት ነገራት ከይሰናኸል መዓንቀፍታ ከይርከብ ክርስትና ኣጸቢቹ ኬስ ፋሕፍሕ ኣብ ናይ ነፍሲወከፍ ልቢ ወዲሰብ ኪሠርጽ ብዚብል ጽቡቕ ሓሳባት ተንሚኦም ኢያቶም ምስ ነገሥታት ሻርነት ዚኣትዉ ዚነበሩ ። ብዙሓት ጳጳሳት ኣብ ናይ ዓለም ነገራት እምብዛ ብምእታው ናይ ዓለም ኮይኖም ተሪፎም ኢዮም መፍትሕ ቅ ጴጥሮስ ኣብ ውሕጅ ጢብሮስ ደርቢዮም ሴፍ ዝተዓጥቁ ጳጳሳት ኣይተሳእኑን ይብሃል ። ርሊ ጳጳሳት ጎርጎርዮስ ይን ንጉሥ ሄንሪ ዘይን ኣብ ዓዲ እንግሊዝ እስጳኛ ፍራንስያ ዝነበሩ ሕዝበ ክርስትያን ነገ ሥታቶም ኮኑ ጳጳሳቶም ካህናቶም ኮኑ ምእመናኖም ነዚ ናይ ርሊ ጳጳሳት ቃል አኸቢሮም ተቐቢሎም ኣብ ግብሪ እንኬውፅዕልዎ ኣብ ዓዲ ጀርመን ዚነበሩ ክር ስትያን ነገሥታትን መሣፍንትን ግን ብትርን ግብዝነትን ተቐበልዎ ። ኣብ ዓዲ ጀር መንን ኣብ ጐረባብትን ዝነበሩ ሰዓብቱ ደሃዩ ምስ ጠፍኦም ተቐቲሉ መሲልዎም ብዙኀ ጐሃዩ ናዕብታት እውን ፈጠሩ ኣብ ቤተ ክርስቲያናት ኣትዮም ኣብ ግዜ ቅዳሴ ኣብ ምርባሽ በጽሑ ። ኣብ ታሪኸ ዓለም እዚ ጊዜዚ ሪፎርመሽን ማለት ከም ብሓድሽ ናይ ምስራዕ እዋን ተባሂሉ ይጽዋዕ እዚ ከዓ እቲ ብእኒ ጆን ዊክሊፍ ሁስ ጀሚሩ ዝነበረ ናይ ቤተክርስትያን ምሕዳስ እንቅስቃሴ ኢዩ ዜመልክት ። ኣብ ግዜ እኒ ሉተር ኣብ ቤተ ክርስትያን ውድቀት ከምዝነበረ ዘይከሓድ ኢዩ። ንጉሥ ክርስትያን ዚግበር አብቲ ጌና ዘይበ ስ ኣብ ናይ ሉተር ብዘይ ሓይ ጸገም ዓብቲ ሉተር ግን ብርቱዕ ናይ ተቓ ካብዚ ዕለትዚ ቲ ዚብል ስም ናይ ግዕዝ ቃል ም ብሓድሽ ናይ ዊክሊፍ ሁስ ዜመልክት ። ዝኾነ ኮይኑ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ እውን ብዛዕባ ጳጳስ ሮማ ምኾርምራም ነይሩ ኢዩ ። ማርቲን ሉተር ኣብ ቅድሚ ጠቕላሊ ጉባኤ ናይ ቤተ ክርስቲያን ሓሳባቱ ገሊጹ ኬረድእ እሞ ፍርዲ ኣቡናት ኪሰምዕ ብርቱዕ ሃረርታ ነበሮ ስለዚ ከዓ ንሱን ሰዓብቱን ኣብ ምድረ ጀርመን ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ናይ ሕዝበ ክርስትያን ሓደ ዓብይ ጉባኤ ክግበር ጠየቐ። በዚ እዋንዚ ኣብ ሕዝበ ክርስትያን እውን ዓቢይ ናይ ሃይማኖት ምንቕ ቓሕ ኪርአ ጀመረ ኣብ ቤተ ክርስቲያኖም ጽሬትን ጽፈትን ርእዮም ብዙኀ ተሓነጹ ነዚ ናይ ኣበው ትረንቶስ መምርሕ ከዓ ብለጋስን ውዕውዕን መንፈስ ተቐቢሎም ኣብ ግብሪ ኬውዕልዎ ተረኽቡ ። እንተኾነ በቲ ዓመታትቲ ኣብ ኤውሮጳ ብሓደ ወገን ብምኽንያት ናዕቢ ማርቲን ሉተር ብኻልእ ከኣ ናይ ንጉሥ ቻርልስ ይ ናይ ፍራንስ ምስፍሕፋሕ መንግሥቲ ይርአ ነበረሞ ርሊ ጳጳሳት ኮነ ናይ ፖርቲጋል ንጉሥ ነናቶም ዙነታተ ኣስጊኡዎም ንመጀመርያ ነዚ ሕቶ ሓፀይ ልብነ ድንግል ሕጹጽ ጉዳይ ጌሮም ከይወሰድዎ ተረፉ። አብ ናይ ሃይ ማኖት ነገራት እውን ኣብ ገገሊኡ ዓንቀጽሃይማኖት ናይ ርእይቶ ፍልልይ ዝገለጹ በባት ኣብ ናይ ሮማዊት ቤተ ክርስትያን ቤት ፍርዲ ድሕሪ ቀሪቦም ብዘይ ርሕራሔ ኣብ ሃልሃል ዝብል ሓዊ ተጠቢሶም። በዚ እዋንዚ ናይ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ዓንዲ ማእከል ኮይኖም ኣብ ናይ ስፍሓት ወገጌል ስራሕ ኣብ ምዕባሌ ኣብያተ ትምሀርቲ ኣብ ጉስነት ነፍሳትን ተዋፊሮም ዝነበሩ ኢየሱሳውያን ዝተባህሉ መነኮሳን ኢዮም ንሳቶም ኣብ ልዕሊቲ ኩላቶም መነኮሳን ዚምሕኔዎ ናይ ተኣዝዞ ናይ ድኽነት ናይ ንጽ ሕና መብጽዓ ብተወሳኺ ራብዓይ ማሕላ ተኣዝዞ ንርሊ ጳጳሳት ዚብል ኣለ ዎም ንሮርሊ ጳጳሳት የማናይ ኢዶም ኢዮም ስለዚ ክዓ ብጊዜ ኤንላይትንመንት ናይ ርሊ ጳጳሳት ስልጣን ኪድፈር ካብ ናይ ቤተክርስትያን ትምህርቲ ገሊኡ ዓናቅጽ ኪከሓድ ምስረአዩ ኢየሱሳውያን ተቢዖም ተኸላኸሉ ከምኡውን ምከ ቶም ኣብ ናይ ወድሰብ ዘይዕገት ኃይሊ ምምርማር ዚአምኑ ምስቶም ኣብ ዓይ ወድሰብ ምዕባሌ ብርቱዕ ተስፋን ሃረርታን ኣንቢሮም ንኣምላኸን ንሓልዮቱን ሸለል ኢሉም ዝነበሩ ሰባት ዝተፈላለየ ርእይቶን ዝተረሓሓቐ ኣተሓሳስባን ኣር ኣዩ። ከምዚ ኢሉ ከዓ ሃይማኖት ካቶሊክ ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ብዙኅ ጸገምን ድኻምን ተተኸለ። ካብቲ ዝቐረበ ኣካራኻሪ ዓንቀጻት ናይ ርሊ ጳጳሳት ኢተሰሓሓትነት ጅ ሴ ፔ ነበረ እዚ ማለት ርሊ ጳጳሳት ኣብ ዙፋኖም ተቐሚጦም ብስም መንፈስ ቅዱስ ዝኣወጅዎ ትምህርቲ ካብ ጌጋ ብዩን ኢዩ ማለት ኢዩ። ስለዚ ከዓ ኣብ ቤተ ክርስትያን ሓደ ናይ ኦልድ ካቶሊክስ ጥንታውያን ካቶሊካውያን ዝተባህለ ሓውሲ መናፍቅነት ተላዕለ ። ኣብ ዙፋን መንበረ ጴጥሮስ ከዓ ሓደ ጻድቅ ርሊ ጳጳሳት ፒዮስ ይ ተተክኡ። ጸጸኒሖም ኢትዮጵያውያን ናትና ኣቡን ይሸየመልና ካብ ዓሌትና ካብ ዓድና ከይበሉ ኣይተረፉን እንተኾነ ነዚ እስክንድርያ ኣጸቢቓ ተቓወመቶ ክሳብ ኣበው ናይ ኒቅያ ኢትዮጵያ ፓትርያርክ ከይህልዋ ኢትዮጵያዊ ፓቶር ያርክ ከይርከብ ኣቡን ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ መንበረ እስክንድርያ ኪኸውን ኮምቲ ናይ ካልኦት ፓትርያርክታት ኣቡናት ኪቐብእ መሰል ኮይህልዎ ኣብ ሀገረ ሩም ግሪኸ ቁስጥንጥንያ ጉባኤ እንተተገብረ ድማ ድሕሪ ፓትርያርክ ናይ ሰለ ውቅያ ይሰራዕ ምናልባት ድማ ሊቀ ጳጳሳት ኪመርጽ ሰልጣን እንተረኸበ አብዚ መዓርግዚ ሓደ ኢትዮጵያዊ ከይድይብ ኣበው ኒቅያ ተቓዊሞም ኢዮም ብምባል ይኣብዩ ነበሩ ። ኢትዮጵያ ኮይኑ ከዓ በቲ እስክንድርያ ፓት ከዓ ኣብ ስንክሳር ኣቡነ ሰላማ ንዝሳቐዩን ንሰ አብ ዘዝርከቡሉ ባዕሉ ኪፈርዶ ዝዓበየ ሰላማዊ ክርስትና ኣብ ክንድርያ ዝነበሩ ባዕልኻ ኣብ ዓመት ኢዩ ኣብ ዓሌትና ካብ ግቶ ብጊዜ ሐዘይ ኃይሌ ናይ ነገዴ ዛጐ ንጉሥ ኢትዮጵያ ከምዚ ክብል ሕቆ ኣቕረበ ንኣቡነ ሚካኤል ሊቀ ጳጳስ ግብጻዊ ናይ ኢትዮጵያ ዝሕግዙ ዓሠርተ ዝኾኑ ተራዳእቲ ጳጳሳት ኢትዮጵያውያን ኪቅብኡ ለመነ ። ኣቡነ ገብርኤል መበል ድ ፓትርያርክ ናይ እስክንድርያ ነዚ ሓሳባተ ናይ ሓፀይ ተቐቢሎሞ ነበሩ እንተ ኾነ ሓድሓደ ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ቤተ መንግሥት ዝሰርሑ ዝነበሩ ግብጻውያን ሜላ ኢትዮጵያውያን ቆብ ኣቢሎም ንናይ ግብጺ ሠልጣን ብልኡኸ ነገርዎ ንሱ ድማ ካብቲ ኢትዮጵያ ንመንበረ እስክንድርያ እትጽግዎ ዝነበረት ገጸ በረኸት ይካፈል ስለዝነበረ እዚ ከይተርፎ ኢሉ ነዚ ሕቶ ንጉሥ ኢትዮጵያ ከምዘይሠምር ገበሮ ። ኢትዮጵያውያን በዚ ናይ ሕቶኦም ምንጻግ ብዙኅ ኣንጸርጸሩ ኣጋጣም ኮይኑ ከዓ በቲ ዓመት እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ብርቱዕ ደርቂ ኣትዩ ነበረሞ ናይ እስክንድርያ ፓትርያርክ ብምኽንያት ስርዓት ንምጉዳልኩም ቅጽዓት ኢዩ ስለዚ ከዓ አብ ስንክሳር ዕለት ሚያዝያ ዘክርዎ ኪብል ኣዘዘ። ካብዚ ጀሚሩ ሀብፅን ጽኑዕ ርክብ ከዓ ኣብዚ ኩሉ ዊ ኣቡን ብምንባሩ እታኡ ካብ ግብጺ ብያተ ክርስትያናት ጨረሻ ይ ክፍለ ም ኢሉ ንኢትዮ ትርያርክ ታትቀጺ ዓመት ኢዩ ኣብ ብ ዓሌትና ካብ ቢቓ ተቓወመቶ ኢትዮጵያዊ ፓቶር ንድርያ ኪኸውን ትርያርክ ናይ ሰለ ጣን እንተረኸበ ሞም ኢዮም ሙ ብጊዜ ሓፀይ ኃይሌ ናይ ነገደ ዛጐ ንጉሥ ኢትዮጵያ ከምዚ ክብል ሕቶ ኣቕረበ ንኣቡነ ሚካኤል ሊቀ ጳጳስ ግብጻዊ ናይ ኢትዮጵያ ዝሕግዙ ዓሠርተ ዝኾኑ ተራዳእቲ ጳጳሳት ኢትዮጵያውያን ኪቅብኡ ለመነ። ኢትዮጵያውያን በዚ ናይ ሕቶኦም ምንጻግ ብዙኀ ኣንጸርጸሩ ኣጋጣም ኮይኑ ከዓ በቲ ዓመት እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ብርቱዕ ደርቂ ኣትዩ ነበረሞ ናይ እስክንድርያ ፓትርያርክ ብምኸንያት ስርዓት ንምጉዳልኩም ቅጽዓት ኢዩ ስለዚ ከዓ ኣብ ስንክሳር ዕለት ሚያዝያ ዘክርዎ ኪብል ኣዘዘ። ዝተባህሉ ጳጳሳት ሎም ኣብ ትግራ ሓለፉ ኣቡነ ብጊዜ ሓ ተሪፎም ነበሩሞ ኣበባ ብዓብይ ሕዝቢ ኣምሪሩ እንደገና ሎም ሕቶ ኣቕረ ከይጨረስዎ ኣብ ናይ ሠለስተ መ ታሕሣስ ሀቿ መበል ዘ ናይ ካብ ሞንጎ ኣበ ዚመርጽ ግብጻዊ ሕቶዚ ነጺጎም ድማ ንእጨጌ አ ርያ ጊዜ ሓደ አ ታሪኸ ነጥቢ ኮ ቤተ ክር ረቶ ስለዚ ቀ መፈጸምታ ሲኖዶ ጽ ኢትዮ ካብ ግብጺ ኪኸ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ባስልዮስ ስለዚ ከዓ መጀመርያ ኢትዮጵያዊ ፓትርያርክ ቡነ ቄርሎስ ናይ ዞ ክርስትያን ኢትዮጵያውያን ንናይ ግብጺ ክርስትያን ብብዝኒ ይተዓጻጸፉ ዎም ነበሩ እንተኾነ ግብጺ ብመዓርግ ፓትርያርክን ብብዙኃት ኣቡናትን እንክ ትምራሕ ኢትዮጵያ ግን ብሓደ ጋሻ ኣቡን ትምራሕ ነበረች። ናይ ኢትዮጵያ ቤተ ክርስትያን ምዕባሌ ኣጸቢቆም ተገዲሶሙሉ ዝነበሩ ሓሀይ ዮሓንስ ይ ኣቡን አትናቴዎስ መበል ግብጻዊ ጳጳስ ናይ ኢትዮጵያ ምስ ሞቱ ከምቲ ልሙድ ንእስክንድርያ ናይ መተካእታ ሕቶ ኣቕረቡ ምስኦም ከዓ ካልኦት ሠለስተ ተራ ዳእቲ ኣቡናት ከሰንይዎም ሓተቱ እንተኾነ በቲ ዓመታትቲ ኣብ ኢየሩሳሌም አብ ሞንጎ ግብጻውያንን ኢትዮጵያውያንን መነኮሳት ኣሰሓሓብ ተፈጢሩ ነበረሞ ፓትርያርክ ነቲ ሕቶ ቅድም ቨለል በሉዎ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድማ ኣቡነ ኣብርሃም ስፍራኦም ሒዞም ነበሩ ብ ኅዳር ዓም ን ከስ ኣቡነ ኣብርሃም ብዓብይ ክብሪ ሲመት ሊቀ ጵጵስና ተቐበሉ ሽዑ መዓልቲ ባሕርይ ዘይ ከዓ ንሓሙሽተ ኢትዮጵያውያን ቅብኣ ጽጵስና ሀቡ ንሓደ ከዓ ኤጺስ ቆይፅስ ሾሙ « ፁዕ ወቅዱስ ር ጸዮስን ብዛዕባ ዙዙ ኣቡነ ዮሓንስ እጨጌን ናይ ሸዋ ኣቡንን ዙ ኣቡነ ማርቆስ ዓይ ኤርትራ ድጅ ኣቡነ ሰላማ ናይ ሓረር ፎ ኣቡነ ማቴዎስ ናይ ወሎ ዙ ኣቡነ ገብርኤል ናይ ጎንደር ጽ ኣቡነ ሉቃስ ናይ ወለጋ በዚ ሲመተዚ ግን እስክንድርያ ቅር ከይበላ ኣይተረፈን ካብዚ ንድሕር ግና ደጊም ኢትዮጵያውያን ኣቡናት ካብ መነኮሳን ኢትዮጵያ ዐፅንባብኦም እናመ ናይ ረጹ ቀብኡ ። ትሕዘት ኢየሩሳሴም ፍርዲ ታሪኸ ቤተክርስቲያንን ሥልጣን መንግሥትን ብወገን ነገሥታት ርፅሊ ጳጳሳት ጎርጎርዮስ ሄይን ንጉሥ ሄንሪ ይን ረፎርመሽን ማርቲን ሉተር ማርቲንን ስድራኡን ሉተር ተጻይ ሮማ ፕሮተስታንትስ ምፍላይ ዓዲ እንግሊዝ ናይ ካቶሊካውያን ረፎርመሽን ታሪክ ክርስትና ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ሄይ ዘመን ንደሓር ርክብ እስክንድርያን ኢትዮጵያን ደብረ ሕይቅን ደብረ ሊባኖስን መሓመድ ግራኝን ስደት ክርስትናን ኢየሱሳውያን ኣብ ኢትዮጵያ ምዕራፍ ምዕራፍ ምዕራፍ ምዕራፍ ምፅራፍ ታሪክ ቤተክርስቲያን ብጊዜ ኤንላይትንመንት ፍረንች ሪሾሉሽን ናይ ርሊ ጳጳሳት ምድራዊ ግዝኣት ካቶሊካውያን ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ኣቡነ ያፅቆብ ዩስጢኖስ ብወገን ኣምላክን ተጻይ ኣምላክን ማርክሲዝም በዛቲ ከክሕ እሐንጻ ለቤተክርስቲያን ይ ጉባኤ ቫቲካን ኢትዮጵያዊ ፓትርያርክ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Advertisement
Bottom banner

Download options | Convert to Pdf | Reading List | Advertise on dirzon

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact