Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية  Portuguese
Book of the day

ክርስቲያናዊ ስነ ምግባር.pdf


Advertisement
  • word cloud

ክርስቲያናዊ ስነ ምግባር.pdf
  • Extraction Summary

ክርሰቲያን ሰዓቢ ተኸታሊ ክርስቶስ ናይ ክርሰቶስ ወደ መዝሙር ማለት እዩ። ትዕግስቲ ኣብ ህይወት ምእመናን ክርሰቲያናት ናይ ግድን ክህሉ ዘለዎ ፍረ መንፈሰ ቅዱሰ እዩ። መዝ መዝ እግዚኣብሔር ከድሕነካ ተሰፋ ምግባርን ብህድኣት ምጽባይን ሰናይ እዩ። እቲ ክሳብ መወዳእታ ዝዕገስ ግና ንሱ ክድሕን እዩ። ማቴ ነዚ ናይ ወንጌል ሓቂ ሃዋርያ ቅዱስ ጳውሉስ ከምዚ ዝሰዕብ ኢሉ ኣሉ እዚ ናይ ልግሲ ኣገልግሉሎትኩም ጎደሉ እቶም ቅዱሳን ምምላእ ጥራይ ዘይኮነስ ሰብ ንእግዚኣብሔር ዝዓዘዘ ምስጋና ከምዘቕርብ ይገብር እዩ። ከመይ እግዚኣብሔር ምርቓ ክትወርሱ እዩ ጸዊዕኩም። ኤፈ ርእስኻ ምግታእ ርእሰ ምግታእ ንሰምዒታትትካ ሓሳባትካ ቃላትካ ኣዕይንትኻ ኣእዛንካ ኣእዳውካ ኣእጋርካ ኩለንተናዊ ኣነባብራኻ ክትቐጻጸር ከተማእዝን ምኽኣል እዩ።

  • Cosine Similarity

ዝተባህለ ማቴ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቅድሰት ሥላሴ ቤተክርሰቲያን ኣብ ዱባይን ከባቢኣን ሸዱሸተ ትእዛዛት ሕጋጋት ወንጌል ኣብ ልዕሊ ሓውኻ ብኸንቱ ኣይትቀጣዕ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስሰቶስ ኣብዚ ብደሙ ክነብሮ ዝሃበና ክርስቲያናዊ ኣነባብራና ፍጹማን ምእንቲ ክንከውንን ክንቅደሰን ኣብ ዝሃበና ናይ ሓድሸቨ ኪዳን ትእዛዝ ነቲ ኣብ ብሉይ እይትቕተል ዝብል ዝነበረ ትእዛዝ እግዚኣብሔር ኣይትቆጣዕ ብምባል ናብ ቅድስና ዘብጽሕ ትእዛዝ ገይሩ ሂቡና ኣሉ። ማቴ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቅድሰት ሥላሴ ቤተክርሰቲያን ኣብ ዱባይን ከባቢኣን እዚ ትእዛዝ እዚ ሓደ ኣካል ዝኾኑ ሰብኣይን ሰበይትን ንሓድነቶምን ሓዳርምን ሓደጋ ካብ ዝኾነ ዝሙት ርሒቐም እሙናት ብምኳን ብሓድነት ክነብሩ ከም ዘለዎም ዝገለጽ ናይ ወንጌል ትእዛዝ እዩ። ማቴ አይትምሓል ከምኡ ድማ ነቶም ቀዳሞት ማሕላኻ ንእግዚኣብሔር ሃቦ እምበር ብሓሶት ኣይትምሓል ከም ዝተባህለ ሰሚዕኩም ኣለኹም ኣነ ግና እብለኩም ኣለኹ ብሰማይ ዝፋን ኣምላኽ ሰለ ዝኾነ ወይ ብምድሪ መርግጽ እግሩ ሰለ ዝኾነት ወይ ብኢየሩሳሌም ከተማ እቲ ዓቢይ ንጉስ ስለ ዝኾነት ከቶ ኣይትምሓሉ ካብ ጸጉሪ ርእስኻ ሓንቲ ከተጻዕዱ ወይ ከተጸልም ኣይትኽእልን ኢኻ እሞ ብርእስኻውን ኣይትምሓል ነገርኩምሲ እወ እወ ወይ ኣይኮነን ኣይኮነን ደአ ይኹን ካብዚ ዝበዝሕ ካብቲ ኽፉእ እዩ ማቴ እዚ ዓንቀጽ እዚ ኣብ ናይ ሓድሸ ኪዳን ህይወት ንክርሰቲያን ምሒሐልካ ከተእምን ምፍታን ኣንጻር ኣብ ክርስቲያን ክህሉ ዘለዎ ናይ ተኣማንነት ህይወት ምኳኑ ብምግላጸጽ ክርሰቲያን በታ እወ ወይ ኣይፋል ዝብላ እሙን ክኸውን ከም ዘለዎ ዝአዝዝ ሕጊ ወንንል እዩ ገለ ሰባት ነቲ ውሸጦም ዝፈልጦ ሓሶት ብሰባት ምእንቲ ክእመን ብማሕላ ከመልክዕዎን ሓቂ ከምሰልዎን ይፍትኑ ንኸምዚኦም ዝኣመሰሉ ሰባት ማሕላ ከም መረጋገጺ ሓቅነት እዩ ዝሕሰብ እንተኾነ ግን ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ኩነት ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ሓሶት ብማሕላ ተደጊፋ ሓቂ ክትከውን ኣይትኽእልን እያ ነዚ ከምዚ ዓይነት ሰንኮፍ ኣተሓሳሰባን ድኽመትን ካብ ሕይወት ክርስትና ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቅድሰት ሥላሴ ቤተክርሰቲያን ኣብ ዱባይን ከባቢኣን ንምውጋድ እዩ ከኣ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርሰቶስ ኣይትምሓል ብምባል ኣብ ሓቅነትና ክንተኣማመን ዝኣዘዘና ንክፉእ ብክፉእ ኣይትቃወምዎ ዓይኒ ክንዲ ዓይኒ ስኒ ክንዲ ሰኒ ከም ዝተባህለ ሰሚዕኩም ኣለኹም። ንዝበደሉኻ ጸላእትኻ ኣብ ክንዲ ምርጋም ዝገብርዎ ኣይፈልጡን እዮም እሞ ሕደገሉም ክትብል ምኽኣል እቲ ንክርስቶስን ቅዱሳኑን ንመሰለሉ ሕይወት ቅድሰና እዩ ሉቃ ግብ ሸዱሸተ ቃላት ወንጌል ቨዱሸተ ቃላት ወንጌል ዝበሃሉ እዞም ዝሰዕቡ እዮም ንጥሙይ ምምጋብ ማቴ ንጽሙእ ምስታይ ማቴ ንጋሻ ምቕባል ማቴ ንዕሩቕ ምኽዳን ማቴ ንሕሙም ምብጻሕ ማቴ ንእሱር ምጽንናዕ ማቴ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቅድሰት ሥላሴ ቤተክርሰቲያን ኣብ ዱባይን ከባቢኣን ክርስቲያናውያን ሰነ ምግባራት ኣብ ትሕቲ እዚ ኣርእሰቲ ንርእዮም ስነ ምግባራት ሓደ ክርስቲያን ብክርሰቶስ ምስ ኣመነ ክነብሮ ዘለዎ እግዚኣብሔር ዝኸብረሉ ህይወት ሰብ ከኣ ዝቕደሰሉ ዓይነት ኣነባብራ እዩ እዚ ድማ ብቋንቋ መጽሓፍ ቅዱሰ ፍረታት መንፈስ ቅዱሰ ምፍራይ ይበሃል ሰለዚ ክርስቲያናዊ ሰነ ምግባር ፍረታት መንፈስ ቅዱሰ ብምፍራይ ንነብር ክርሰቲያናዊ ህይወት እዩ። ኩሉ እኣምንየ ዝብል ኣብ እምነት ኣሎ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቅድሰት ሥላሴ ቤተክርሰቲያን ኣብ ዱባይን ከባቢኣን ክበሃል ዝከኣል ኣይኮነን። ኣማኒ ኩሉ ጊዜ ንህላዊ እግዚኣብሔር ኣብ ዙርያኡ የሰተብህሉ እዩ ሰለ ዝኾነ ድማ ነቲ ዝርእዮ ኣምላኽ ብምሕሳብ ኣብ ክፉእ ካብ ምህላውን ክፉእ ምግባርን ንሰማዕቲ ኣእዛን እግዚኣብሔር ኣብ ውሸጡ ብምቕማጥ ከኣ ክፉእ ካብ ምዝራብ ንገዛእ ርእሱ ይገትእ በዚ ከምዚ ከኣ ካብ ክፉእ ተፈልዩ ኣብ ሰናይ ኣብቲ ቅድሚ እቲ ልብን ማዕሙቅን ዝምርምር ኣምላኽ ብምንባር ንጽህና ይጎናጸፍ በቲ ሰናይ ምግባሩ ድማ ኣብ እምነት ምህላዉ ይልለ ከመይ ገይረኸ ነዚ ዓቢ ክፍኣት ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ክገብር ይኽእል ዘፍ ። እምበኣር ብእምነት ካብ ጸደቕና ብጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ምሰ ኣምላኽ ሰላም ኣለና ሮሜ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቅድሰት ሥላሴ ቤተክርሰቲያን ኣብ ዱባይን ከባቢኣን እምነት ናይቲ ምስ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዘራኽብ መገዲ ህይወት ናይ መጀምርታ ሰጉሚ እየዩ እቲ ኩሉ ትእዛዝ እግዚኣብሔር ብምሕላው ብፍቕሩ ተጠሜርካ ምስ እግዚኣብሔር ምጉዓዝ ምስኡ ምንባር ብአምነት ክዉን ዝኸውን እዩ እምነት ኣብ ነገረ ድሕነት መሰረታዊ መባእታዊ ኣገዳሰነት ኣለዎ። ማቴ ንዝኣምን ኩሉ ይከኣሉ እዩ ማር ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቅድሰት ሥላሴ ቤተክርሰቲያን ኣብ ዱባይን ከባቢኣን ደረጃታትን ዓይነታትን እምነት እምነት ሓድቨ ክርስትያን ብትዕቢት ተነፊሑ ኸምቲ ናይ ዲያብሉስ ኣብ ፍርዲ ምእንቲ ኸይወድቕ ሓድሸ ክርሰቲያን ኣይኹን ጢሞ እዚ ደረጃ እምነት እዚ ኣማኒ ብስምዒታዊ ምንቅሰቓሳቱን ኣነባብርኡን ዝልለየሉ ደረጃ እምነት እዩ ጎደሎ እምነት ማቴ ኣብነታት ሰብ ጎደሉ እምነት ሀ ንሓልዮት ኣምላኽ ብዛዕባ ዝበልዕዎን ዝሰትይዎን ዝኽደንዎን ዝጠራጠሩሉ ብዛዕባ ክዳንከ ሰለምንታይ ትጭነቁ ዕንባባታት መሮር ኣይፈትሉ ኣይደኽሙ ከመይ ኢሉም ከምዝዓብዩ ተመልከቱ ኣምላኽ ነዚ ሎሚ ዘሉ ጽባሕ ግና ናብ እቶን ዝድርበ ሳዕሪ መሮር ከምዚ ገይሩ ዝኸድኖ ካብ ኮነ ደኣ ኣቱም ሰብ ጎደሉ እምነት ንኣኻትኩም ግዳ ክንደይ ኣብሊጹ ዘይከድነኩም። ናይዚ ኣብነት ድማ እምነት ማርያምን ማርታን ኣሓት ኣልኣዛር እዩ ዮሃ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቅድሰት ሥላሴ ቤተክርሰቲያን ኣብ ዱባይን ከባቢኣን ምውት እምነት እዚ ዓይነት እምነት ግብሪ ዝተፈልዮ እምነት ኮይኑ እቲ ዝኸፍአ ደረጃ እምነት እዩ። ሓደ ሰብ ብጽኑዕ ሓሟሙ ሕክምና ኣትዩ ተሓኪሙ ኣብ ዚሓውየሱሌ ተራ ሰብ ነቲ ሕሙም ንዝሓከመ ሓኪም እዩ ዘመሰግን ኣማኒ ሰብ ግን ብኣእዳው እቲ ሓኪም ኣቢሉ ንሕሙምና ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቅድሰት ሥላሴ ቤተክርሰቲያን ኣብ ዱባይን ከባቢኣን ዘሕወየ እግዚኣብሔር ዝተመስገነ ይኹን ብምባል እዩ ንእግዚኣብሔር ዘመሰግንን ኣብ እግዚኣብሔር ብምንባር ዚያዳ ብእምነት ዝዓብን ሓንቲ መኪና ካብ ሓደጋ ምጽዳፍ ምሰ ተረፈት ዚረአ ነገር ኣሉ እቲ ተራን ዘይኣማንን ሰብ ነቲ መራሕ መኪና ከድንቕ እዩ ዚሰማዕ እቲ ኣማኒ ግን እግዚኣብሔር ሉሚ ነዚ ኣብዚ ዘሉ ሰብ ካብ ሞት ኣድሒኑ ሓድሸቨ ህይወት ሂብዎ። ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቅድሰት ሥላሴ ቤተክርሰቲያን ኣብ ዱባይን ከባቢኣን ናይ ፍቕሪ ህይወት ሃዋርያ ቅዱሰ ዮሃንስ ኣምላኽ ፍቕሪ እዩ እሞ እቲ ዘየፍቅር ንኣምላኽ ኣይፈልጦን እዩ ዮሃ ክብል ብዝጽሓፈልና መሰረት ምስቲ ፍቕሪ ዝኾነ ኣምላኽና ቅዱስ እግዚኣብሔር ዘራኽበና ናይ ፍቅሪ ህይወት ሰብ ንእግዚኣብሔርን ንኹሉ ሰናይ ነገርን ብምፍቃር ክነብር ከሉ። ሒ መንፈሳዊ ምሕረት ንዝተጋገዩ ምሂርካ ምዒድካ ጸሊኻ ናብ ቅኑዕ መገዲ ምምላሰ ብንስሓ ምስ እግዚኣብሔር ከምዝራኸቡ ምግባር ንነፍሲ ሰባት ካብ ዘልኣለማዊ ሞት ዘድሕን ብምኳኑ መንፈሳዊ ምሕረት ይብሃል ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቅድሰት ሥላሴ ቤተክርሰቲያን ኣብ ዱባይን ከባቢኣን ናይ ተስፋ ህይወት ተስፋ ኣብ ምንባር ብፍሉይ ድማ ኣብ ናይ ክርሰትናን ኣገልግሉትን ህይወት ኣመና ኣገዳስን ሓደ ካብ ኣዕኑድ ህይወትን ብምኳኑ ብእግዚኣብሔር ተሰፋ ክንገብር ከም ዘለናን ናይ ተሰፋ ሕይወት ክህልወና ከም ዘለዎን መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ብዙሓት ገጻቱ መዝጊቡልና ኣሉ በርትዕ ልብኻ ቀጥ ይበል ኣጆኻ ብእግዚኣብሔር ተሰፋ ግበር መዝ ሕጂ ከኣ እምነት ተሰፋ ፍቕሪ እዚኣተን ሰለሰቲአን ኣለዋ። ኢሳ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቅድሰት ሥላሴ ቤተክርሰቲያን ኣብ ዱባይን ከባቢኣን ኣብ ናይ ተሰፋ ህይወት እግዚኣብሔር ኣብ ህይወተይ ክዓዩ እዩ ዘይኮነስ ብእምነት ይዓዩ ኣሉ ክንብል ይግባእ ኩሉ ጊዜ ብእግዚኣብሔር ተሰፋ ንግበር እቲ ምንታይ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ኩነት ተሰፋ ክንቀርጽ ኣይግባኣናን እዩ ሀ ሰብ ጾር ምኳንና ተሰፋ ዘቹርጽ ኣይኮነን ጾር ተባሂሉ ዘሉ መንፈሳዊ ማሕበራዊ ሰጋዊ ሰነ ኣእምሮኣዊ ጸገማት እዩ ብዙሕ ጊዜ ጸገማት ሰለ ዝበዝሑኻ ተሰፋ ምቁራጽ ኣብ ብዙሓት ሰባት ዝርአ ጸገም ድኽመት እዩ። መዝ ጢሞ ዮሓ ዘፍ ሉቃ ናይ እግዚኣብሔር ቃላት ተሰፋ እንሆ ከኣ ኣነ ምስኻ እየ እቲ ዝበልኩኻ ክሳብ ዝገብሮ ኣይሓድገካን እየሞ ኣብ ትኸዶ ኩሉ ክሕልወካ እየ ናብዛ ምድሪ እዚኣ ድማ ክመልሰካ እየ ዘፍ ምሳኻ እየ እዚ ኩሉ ድማ እቲ እግዚኣብሔር ብነቢይ እንሆ ድንግል ክትጠንስ ወዲዉን ከትወልድ እያ ስሙ ከኣ ኣማኑኤል ክብልዎ እዮም ትርጉሙ ከኣ ኣምላኽ ምሳና ማለት እዩ እናበለ ዝተዛረቦ ምእንቲ ክፍጸም ኮነ ማቴ እግዚኣብሔር ምስኡ ዝኾነ ዝሰኣኖ የብሉን። እወ እቲ እሙን ኣምላኽና ካብዛ ናይ ፍዳ ዓለም ናብ ርሰትና ገነት መንግስተ ሰማይ ክመልሰና እዩ ሰለዚ ብእግዚኣብሔር ተሰፋ ንግበር ቀሮ ዮሓ ፊልሏ ራእ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቅድሰት ሥላሴ ቤተክርሰቲያን ኣብ ዱባይን ከባቢኣን ናይ ሓጎስ ህይወት መንፈሳዊ ሓጎሰ ናይ እግዚኣብሔር ክንከውን ብምኽኣልና ወይውን እግዚኣብሔር ምሳና ብምኳኑን ህይወትና ኣብ ትሕቲ ሓለዋን ረድኤትን እግዚኣብሔር ብምህላዋን ዝሰመዓና ሓጎስ እዩ። ስለዚ እቲ ወንጌል ክርስቶስ መሰረት ብምግባር ክርሰቲያናዊ ህይወት ዝነብር እቲ ንፈተና ብትዕግስቲ ዝሓልፍ እዩ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቅድሰት ሥላሴ ቤተክርሰቲያን ኣብ ዱባይን ከባቢኣን ናይ ልግሲ ህይወት ልግሲ ካብ ዘለካ ኹሌ ንካልኦት ብዝበለጸ ኣበሃህላ ድማ ንእግዚኣብሔር ከተማቕል ምኽኣል እዩ ናይዚ መሰረት ድማ እቲ እግዚኣብሔር ካብ መሰዋእቲ ምሕረት አፈቱ ዝበሉ እዩ ማቴ ሆሴ እዚ ተግባር ምሕረት እዚ ብተግባር ልግሲ ብከመይ ከምዝግለጽ ድማ ኣብ ኢሳ ንረኽቦ። እንንራኹም ንጥሙይ ምምቃል ነቶም ዝተሰዱ ድኻታት ኣብ ቤትኩም ምኝባል ዕሩቕ እንተርኤኹም ምኽዳን ንዘመድኩም ካብ ምሕጋዝ ዘይምሕባእ እዩ እዚ ተግባር ምሕረት እዚ ድማ ኣብ ምሕረት እግዚኣብሔር ዝተመሰረተ ተማቐልቲ መለኮታዊ ባህሪ ኣምላኽና ከምዝኾና ዘርኢ እዩ ይጴጥ እቲ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ኣቦ ንጽህን ርኽሰት ዘይብሉን ኣምልኾ ገዛእ ርእሰኻ ካብ ርኽሰት ዓለም እናሓሉኻ ንዘኽታማትን መበለታትን ኣብ ጊዜ ጸበብኦም ምርዳእ እዩ ያዕ ካብ ዘለካ ዘይምክፋል ዘይምልጋስ ነቲ ንዓኻን ንካልኦትን ክኸውን እግዚኣብሔር ዝሃበካ ንበይንኻ ምግባት ሰለዝኾነ ሓጢኣት እዩ ኢዮ ማቴ ልግሲ ንገዛእ ርእስኻ ምስ ካልኦት ምምቓል እዩ ንበይኑ ክነብር ካብ ሰባት ዝተነጸለ ኩሉ ጊዘ ካብ ሰባት ዝረሓቐ ኮይኑ ክህብ ወይውን ክቕበል ኣይደልን ምቕሉል ሰብ ይህብ ከምኡውን ይኝበል ለጋስ ሰብ ግና እንታይ ክኝበል እየ ከይበለ ኩሉ ጊዜ ብልግሲ ይህብ ካብ ንርእሱ ንካልኦት ቀዳምነት ብምሃብ ካብ ገዛእ ርእሱ ብምውሳድ ንካልኦት ይህብ ። ጴጥ ሕሐ ሕያውነት ካብ ጭካኮ ህውከት ትዕቢት ግጭት ርሒቕካ ብለውሃት ርህራሄ ትሕትና ሰናይ ምገባርን ምንባር እዩ እቲ ዘሕዝን ብዙሕ ጊዜ ሰባት ክርሰትና በቲ ኣብ ቤተክርሰቲያን ሃልዮም ዝፍጽምዎ ሰርዓት ኣምልኾ ጥራይ ዝግለጽ ዝመስሉም ምኻኳኑ እዩ እንተኾነ ግን ክርስትናና ምልኣት ዝረክብ ነቲ ኣብነት ክኾነና ኣብ ቅዱሳት መጻሕፍቲ ተመዝጊቡ ዘሉ ሕያውነት ክነብር ከሉና እዩ ሕያውነት ኣቦ ኣብቲ ጥሩእ ወዲ ሕያውነት ጎይታ ድማ ኣብ ልዕሊ ጴጥሮስ ኣብታ ሳምራዊት ሰበይትን ከምኡውን ኣብ ልዕሊ እታ ኣብ ምንዝርና ተረኺባ ተባሂላ ዚተኸሰት ሰበይትን ማርያም በዓልቲ ጨናን ገለ ካብቲ ኣብ ቅዱሳት መጻሕፍቲ ዝሰፈረ ንዓና ንትምህርትና ክኸውን ዝተመዝገበ ሕያውነት ኣምላኽናን ቅዱሳኑን እዩ ሉቃ ዮሃ ዮሃ ዮሃ ሉቃ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቅድሰት ሥላሴ ቤተክርሰቲያን ኣብ ዱባይን ከባቢኣን ናይ ለውሃት ህይወት ለውሃት ንገዛእ ርእሰኻ ብትሕትና እናመራሕካ ሰለ ናይ ካልኦት ጥቕሚ ኣዕዚዝካ ምሕሳብን ምሰራሕን እዩ ሃዋርያ ቅዱስ ጳውሉሰ ንለውሃት ብከምዚ ዚሰዕብ ገሊጽዎ ኣሉ ሓንቲ ነገር እኳ ንርእሰይ ይጥዓመኒ ብምባል ወይ ንውዳሴ ከንቱ ኢልኩም ኣይትግበሩ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Advertisement
Bottom banner

Download options | Convert to Pdf | Reading List | Advertise on dirzon

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact