Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية  Portuguese
Book of the day

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ.pdf


Advertisement
  • word cloud

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ.pdf
  • Extraction Summary

እናተባህለ ዝተጸንዐ ዘይኮነስ እንታይ ደኣ ኣንባቢ ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ብዘይካ ነታ ከተማ ኣብ ውሽጣ ንዝነበሩ ሰባትውን የመልክት ንኣብነት ኣቲ ኢየሩሳሌም ወይለኺ ነብያት እትቐትሊ ናባኺ ንዝተላእኩ ድማ እትቕጥቕጥዮም ክብል ከሎ ንኢየሩሳሌም ዝበሎ ነቲ ህዝባ እዩ። ከምዚ እንተድኣ ኮይኑ ቃል እግዚኣብሔር እዩ።

  • Cosine Similarity

ናይ ጅወ ቅዱሳት መጻሕፍቲ ዝርዝሮምን ኣቆጻጽሮኦምን ሓደ ሓደ መጻሕፍትን ኣቆጻጽሮኦምን መልሲ ንሓተትቲ መናፍቃን ካብ ዘይተቐበልዎም መጻሕፍትን ጥቕሞምን መጽሓፍ ቅዱስ ከመይ ጌርካ ይንበብ ሓብ መጽሓፍ ቅዱስ ብተመሳሳሊ ኣስማት ዝጽውዑ ብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዝተፈላለየ ኣስማት ዝጽዉዑ ጄብ መጽሓፍ ቅዱስ ብተመሳሳሊ መዓርግ ዝጽውዑ ፅመጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ማለት እዩ መጽሓፍ ቅዱስ ዝብል ሓረግ «መጽሓፍ» ን «ቅዱስ» ን ካብ ዝብል ክልተ ቃላት ዝተረኸበ ሓረግ ክኸውን ከሎ ትርጉሙ ድማ «መጽሓፍ» ዝብል ቃል ኣብ ሓደ ጥራዝ ንዝተኣከበ ጽሑፍ ይገልጽ። ስለዚ መጽሓፍ ቅዱስ ማለት ኣብ ሓደ ጥራዝ ዝተኣከበ ዝተፈለየ ጽሑፍ ማለት እዩ እምበኣር ፉሉይ ካብ በልናዮ እዞም ዝስዕቡ ሽድሽተ ነጥብታት ንመጽሓፍ ቅዱስ «ቅዱስ» ወይ «ፍሉይ» ካብ ዝገብርዎ ክንርኢ ኢና ሀ ብመንፈስ እግዚኣብሔር ዝተመርሑ ቅዱሳን ኣቦታት ዝጸሓፍዎ ብምኳኑ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ወጻኢ ዝኾኑ ጽሑፋት ናይ ታሪኸ ምርምር ልብወለድ ናይ ትምህርትን ካልኦት ዓይነት መጻሕፍትን ዋናታቶም ባዕላቶም እቶም ዝደረስዎም እዩም። ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ወሃብን ዋናን ግን እግዚአብሔር ባዕሉ ብምኳኑ መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ካልኦት መጻሕፍቲ ይፍለ እዚ ኸኣ በቲ «ኣብቲ ብዛዕባ ሕያዋን ፍጥረታት ዝዛረብ መጽሓፍ እግዚአብሔር ድለዩን ኣንብቡን» ዝብል ቃል መጽሓፍ ቅዱስ ዋንኡ እግዚኣብሔር ምኺኑ ንርዳእ ትኢጻ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ በዓል ቤት ዋና እግዚኣብሔር እዩ ክንብል ከለና ብእግዚአብሔር ተጻሒፉ ካብ ሰማይ ዝተዋህበ እዩ ማለት ዘይኮነስ ኣብ ዝተፈላለየ ዘመናት ብዝትንስኡ ቅዱሳን ኣቦታት ብጸጋ ሓዲሩ ዝጽሕፍዎ እናመልከተ ዝተጻሕፈ ማለትና እዩ ነዚ መረዳእታ ዝኾኑና ከኣ ነዞም ዝስዕቡ ጥቅስታት ንመልከት ኣብ ዘጽ «እግዚአብሔር ንሙሴ ንዝኸሪ ኣማሌቅ ካብ ትሕቲ ሰማይ ፈጺመ ክድምስስ እየ እሞ እዚ ንመዘከርታ ኣብ መጽሓፍ ጸሓፎ ንኢያሱውን ኣብ እዝኑ ኣስምዓዮ» ዝብል ቃል ንረክብ ካብዚ ከም እንርድኦ ሙሴ ንመጽሓፍ ኦሪት ዘጽኣት ካብ ርእሱ ኣመንጭዩ ዝጸሓፎ ዘይኮነስ ብናይ እግዚአብሔር ፍቓድ ተመሪሑ ዝጸሓፎ ምኳኑ እዩ ሊቀ ሓዋርያት ቅዱስ ሌጥሮስ «ቅድሚ ኩሉ ነቲ ኣብ ቅዱስ መጽሓፍ ዘሎ ትንቢት ትርጉም ካብ ርእሱ ከም ዘይኮነ ቅድሚ ኩሉ እዚ ፍለጡ። » ዝብል ቃል ናይ እግዚአብሔር ቃል ናይ ነፍሲ መግቢ ምእኑ እዩ ዘመልክት ሉቃ ዘዳቿቋ ከምኡውን ቅዱስ ሌጥሮስ «ነቲ ሕዋስ ዘይብሉ መንፈሳዊ ጸባ በሃግዎ» ጳዔጥ ይብል ካብዞም ክፍሊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ከም እንርድኦ ናይ ስጋ መግቢ ዝምገቡ ናይ ሰብነት ለውጢ ከም ዘርእዩ ቃል እግዚኣብሔር ዝምገቡ እውን ኣብ ገምገም ሩባ ዝተተኸለት ኦም በብጊዚኡ ፍረ ከም እትህብ ንሳቶም እውን ናይ መንፈስ ቅዱስ ፍረ ኣናፍረዩ ከም ዝነብሩን ኣብ ሰብነቶም ጣዕሚ ዝሓድሮም አእዩም። ኩሉ ናይ እግዚኣብሔር ዝኾነ ቅዱስ እዩ። ተባሂሉ ከም እተጻሕፈ ካብ መዓልትታት ኩሉ ሰንበት ናይ እግዚአብሔር ብምኳና ተቐዲሳ ዘፍ ከምኡውን መጽሓፍ ቅዱስ ናይ እግዚአብሔር ብምኽኑ ቅዱስ ተባሂሌ ሐ ንደቂ ሰባት ናብ ቅድስና ዘብጽሕ ብምእኺኑ ቅዱስ ተባሂሉ ስለዚ መጻሕፍቲ ኣሚንካ ምቕባል ናይ እግዚአብሔር ድምጺ ምስማዕ ማለት እዩ። መ ክብሪ ቅዱሳን ዝዝክር ስለዝኾነ ቅዱስ ተባሂሉ መጽሓፍ ቅዱስ ነቶም እግዚአብሔር ዘኸበሮምን ዝመረጾምን ሰባት ብዛዕባ ቅድስት ድንግል ማርያም ባዛዕባ ቅዱሳን መላእኸትን ጻድቃንን ሰማእታት ዝዛረብ ብምኻኑ ቅዱስ ተባሂሉ ሰ ንዘንብብዎን ዝሰምዕዎን ንዝኣምንዎን ዝሳለምዎን ኩሉ ዝቕድስን ዝባርኸን ስለዝኾነ ቅዱስ ተባሂሉ ቅድሚ ሕጂ ኣቐዲምና ዝገለጽናዮ ንዘንብብዎ ስለ ዝባርኸ ዝብል ርኢና ራኢጵ ነዚ እዩ ድማ «እቲ ንቃላት እዚ መጽሓፍ እዚ ዝሕሉ ከኣ ብጹዕ እዩ» እተባህለ መጽሓፍ ቅዱስ «ቅዱስ» እተባህለሉ ምኽንያት በዞም ክንገልጾም ዝጸናሕናን ካልኦትን እዩ ቅዱስ ተባሂሉ ተጸዊዑ። ብተወሳኺውን እግዚአብሔር ኣምላኽ እስራኤል ነዘን ዝነገርኩኻ ቃላት ኩለን ኣብ መጽሓፍ ጸሓፈን ይብል ኣሎ ካብዚ ጽሑፍ ከም እንርድኦ ነብይ ኤርሚያስ ጸሓፍ እናተባህለ ይጽሕፍ ከም ዝነበረ እዩ ቅዱስ ሌጥሮስውን «ቅዱሳት ሰባት እዮም ብመንፈስ ቅዱስ ተመሪሖም ካብ ኣምላኸ ዝተዛረብዎ እምበር ከቶ ብፍቓድ ሰብ ኣይኮነን» ብምባል ዝተዛረቦ ነዚ ዘረድእ እዩ። ንኣብነት ገለ ካብዚኣቶም እተን ሓሙሽተ ናይ ሙሴ መጻሕፍቲ ኣብ በረኻ ሲና እተን ዓሰርተ ክልተ ናይ ታሪኸ መጻሕፍቲ ድማ ኣብ ኢየሩሳሌም ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት እስራኤል ተጻሒፈን ናይ ሕዝቅኤልን ዳንኤልን መብዛሕትኦም ናይ ደቂቀ ነብያት መጻሕፍቲ ዝተጻሕፉ ኣብ ስደት ሃገረ ባቢሎን ክኸውን ከሎ ናይ ኣስቴርን ዮዲትን መጻሕፍቲ ድማ ኣብ ፋርስ ናይ ሎሚ ኢራን ዝተጻሕፋ እየን ናይ ሓዲሽ ኪዳን መጻሕፍቲ ድማ ናይ ሓዋርያ ጴጥሮስን ሓደ ሓደ ናይ ሓዋርያ ጳውሎስ መልእኸትታትን ኣብ ከተማ ሮማ ከምኡውን ካልኦት ጽሑፋትን ኣብ ዝተፈላለዩ ዘመናትን ቦታን ዝተጻሕፉ መጻሕፍቲ እዮም እኸብካብ እኳ እንተኾኑ መልእኸቱ ግን ዘይተዛብዐ ቅኑዕ ናይ ሓደ ሓሳብ ምስ ካልእ ዝሰማማዕ ብምኺኑ እዩ። ኣብ ውሸጢ መጽሓፍ ቅዱስ ዝርከቡ መጻሕፍቲ ኣሰያይምኦምን ቁጽሮምን መጽሓፍ ቅዱስ ናይ ብዙሓት ቅዱሳት መጻሕፍቲ እኸብካብ እዩ። ገለ ካብዚኣቶም ድማ መጽሓፈ ኢያሱ እዩ ዝተጻሕፈ ብመስፍን ኢያሱ ክኸውን ከሎ ዝተዋህቦ ስያሜ ድማ ብጸሓፊኡ ኮይኑ ኣብ ውሽጢ መጽሓፍ ቅዱስ ርእሱ ዝኸኣለ ሓደ መጽሓፍ እዩ። ብልምዲ እኳ እንተተባህለ እቲ ጐዲሉ ዘሎ ካብ ናይ ብሉይ ኪዳን መጽሓፈ ኩፋሌ መጽሓፈ ተግሳጽ ዘሰሎሞን መጽሓፍ ዮሴፍ ወልደ ኮርዮ ይ መጽሓፈ መቃብያን ካብ ሓድሽ ኪዳን ድማ እቶም ሸሞንተ ናይ ስርዓት መጻሕፍቲ እዮም መናፍቃን ካብ ዘይተቐበልዎም መጻሕፍቲ ሓደ ሓደ ቁም ነገር ካብ መንጎ ፍጥረት እንስሳታትን ደቂ ሰባት ዝረዳድኡሉ ናይ ሓባር ቋንቋ ከምዝነበሮም ተመን ምስ ሄዋን ብዝገበርዎ ዝርርብ ንምርዳእ ይክኣል። እዚ ድማ ምስ ስነፍጥረት ዘይሰማማዕ ዝጋጮ እዩ ነዚ ንምርዳእ ድማ ናይ ግድን ኣብቲ ዝርከበሉ መጽሓፍ ምውካስ የድሊ ብዘይካ ኣብ መጽሓፈ ሄኖክ ኣብ ካልእ ድማ ኣይንረኽቦን ኢና ቅድሚ ሙሴ ዝነበረ ሄኖክ ብድሕሪኡ ንዝፈጸመ ካብ ዝተዛረቦም ትንቢታት እቲ ሓደ እዚ እዩ «ደቂ እግዚኣብሔርን ደቂ ሰብን» ዝተባህሉ ዘረድእ ትንቢት እዩ። እዚ ድማ ኣብ ደብረ ቅዱስ ንዝፍጸም ዝተነግረ ትንቢት ከምዚ ይብል «በዚ ወርሓት ከምዚ ክኸውን እዩ እቶም ዝኸበሩን ዝተመርጽን ደቂ ሰብ ካብ ደብረ ቅዱስ ክወርዱ እዮም ደቆም ድማ ምስ ደቂ ቃየል ሓደ ክኾኑ እዮም» ሃሄኖክክሀ ሄኖክ ኣብ ደብረ ቅዱስ ክወርዱ እዮም ዝበሎ ደቂ ሴት ብምናኔ ሂወት ንጽህና ሓልዮም ካብ ሰብ ርሒቐም ዝነብሩ ዝነበሩ ካብ ሴት ንዝተወልዱ እዩ። ብናቶም ኣተሓሳስባ ደቂ ኣምላኸ ዝተባህሉ ቅዱሳት መላእኸቲ እዮም እንተተባሂሉ ካብ ናይ ስነ ፍጥረት ወጻኢ ዝኾነ ኣረኣእያ ኣለዎም ማለት እዩ ምኽንያቱ ኣብ ኦሪት ዘፍጥረት ምዕራፍጴ ዘሎ ቅዱስ ቃል ደቂ እግዚአብሔር ንደቂ ሰባት ምስረኣዩ ንዓዓቶም ድማ ኣንስቲ ወሰዱ ይብል ይኹን ደኣ እምበር ብዛዕባ መላእኸቲ ጐይታናን መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ከም ዝመሃረና ኣይኣትዉን ኣይታኣታተዉን ስለዚ ድማ ደቂ እግዚአብሔር ዝተባህሉ መላእክቲ እዮም ዝብል ኣበሃህላ ፈጺሙ ጌጋ ምኻኑ ንርዳእ። ከምኡውን ካብ ውሽጢ መጽሓፍ ቅዱስ ዝተወሰኑ ጥራይ ሒዝካ ምጉዓዝ «ክብደት ምቅላል» ዝመስሎ እንተሃልዩ ከምቲ ጎደሎ ዕትሮ ናይ ጥርጥር ማዕበል ካብዝን ናብትን እናተናግዐ ብስጋን ብነፍስን ከይጉዳእ ክጥንቐቅ ይግባእ ንምኺኑ ዝተፈላለየ ናይ እምነት ትካላት ኣብ ውሸጢ መጽሓፍ ዘለዉ ቅዱሳት መጻሕፍቲ ብዝሖም ካብ ሰማንያ ኣሓዱ ንታሕቲ እዩ ንምባል ከም ምኸንያት ዘልዕልዎ ሕቶታት ክልተ ክኾኑ ከለዉ ነዚኣቶም ድማ በብሓደ ክንርእዮም ኢና ኣብ ቁጽሪ መጽሓፍ ቅዱስ ኣትዮም ዝቁጸሩ ሓደ ሓደ መጻሕፍቲ መጽሓፈ ጦቢት መጽሓፈ ዮዲት መጽሓፈ ሄኖክ መጽሓፈ ኩፋሌ መጽሓፈ ባሮክ መጽሓፈ እዝራ ሱቱኤል ዮሴፍ ወልደ ኮርዮንን መጽሓፈ መቃብያን መጽሓፈ ሲራክ መጽሓፈ ጥበብ ተረፈ ኤርሚያስን ተረፈ ዳንኤልን እዚኣቶም ኣይተርጎምዎን ሰብዓ ሊቃውንቲውን ካብ ዕብራይስጥ ናብ ጽርኢ ክትርጉሙ ከለዉ ኣይተርጎምዎን ንሕና ድማ መጻሕፍቲ ዝተረከብናዮም ካብኣቶም ስለዝኾነ ንሳቶም ካብ ዘረከቡና ወጻኢ ከመይ ጌርና ንኝበል ብምባል ይዛረቡ ነዞም መጻሕፍቲ እዚኣቶም ምስ ካልኦት ዘይሓዝዎም እንተኾኑ ድሕሪ ጊዜ ግና ዝግባእ ክብሪ ሂቦሞም እዮም። ስለዚ ድማ እዚ መጽሓፍ እዚ ኣየድልን እዩ ማለት ሓድሽ ኪዳን እውን ኣየድልን እዩ ከም ምባል ምእኑ ክንርድኦ ይግባኣና ሓደ መጽሓፍ ምስ ሓድሽ ኪዳን ብምስምማዕ ኣብ ውሸጢ ዘማሓላልፎ መልእኸቲ ግጉይ እዩ ቅድሚ ምባል ትሕዝቱኡ ምርዳእ ይግባእ ለ መጽሓፈ ዮዲት መጽሓፈ ዮዲት «ንእግዚኣብሔር እትፈታተኖ ንስኻ መን ኢኻ። እዚ ድማ ኣብ መጽሓፈ መቃብያን ጥራይ እንተዘይኮይኑ ኣብ ካልእ መጽሓፍ ኣይርከብን እዩ። » ዝብል ጽሑፍ ጐይታ ኣብ ማቴ«ሰብ ዝነብር ካብ ኣፍ ኣምላኸ ብዝወጽእ ኩሉ ቃል ደኣ እምበር ብእንጌራ ጥራይ ኣይነብርን እዩ ጽሑፍ እዩ» ብምባል ነቲ ብዲያቢሎስ ዝመጾ ፈተና ካብ ቅዱስ ቃል መሰረት ብምግባር ዝመለሰሉ ምስቲ ኣብ መጽሓፈ ጥበብ ዘሎ ቅዱስ ቃል ምፍልላይ ዝባሃል ዘይብሉ ኮይኑ ንረኸቦ እዚ ቃል እዚ ዋላኳ ኣብ ዘዳጀ ዝተጻሕፈ እንተኾነ ቅዱሳት መጻሕፍቲ ኣብ ሓደ ዝተጻሕፈ ኣብ ካልእ ናይ ምድጋም ልምዲ ስለዘለዎም ጠቢበ ሰለሞን ነዚ ተኸቲሉ ጽሒፍዎ እሞ ደኣ ጐይታና ከምዚ ኢሉ ተጻሒፉ ኣሎ ክብል ዝተጠቐመሉ መጽሓፍ ኣብ ሓድሽ ኪዳን ካብ ትሕዝቱኡ ኣይተጻሕፈሉን ማለት ከመይ ጌርካ ይካኣል ፍልልይ ዘይብሉ ምእኑ ኣንቢብና ንርዳእ። እዚ ድማ እቲ መጽሓፍ ማዕረ ክንደይ ተኣማንነት ዘለዎ ምኑ ንርዳእ «ካብ ኣዳም ሻውዓይ ወለዶ ዝኾነ ሄኖክ ነዚኣቶም እነሆ ጐይታ ንኹላቶም ክፈርዶም ኢሉ ምስ ኣእላፋት ቅዱሳት መጺኡ ኣሎ ነቶም ፍርሓት እግዚኣብሔር ዘይብሎም ኩላቶም ድማ ብዛዕባ እቲ ዝገብርዎ ኩሉ እከይ ግብርን ብዛዕባ እቲ ሓጥኣንን ገፋዕትን ብዛዕቡኡ ዝተዛረብዎ ዘበለ ኩሉ ዘረባ ድርቕና ክቐጽዖም እዩ ኢሉ ተነብይሎም» ይሁ እዚ ኣበሃህላ ኣብ መጽሓፈ ሄኖክ እንተዘይኮይኑ ኣብ ካልእ ዝኾነ መጽሓፍ ዘይንረኸቦ ትንቢት ክኸውን ከሎ ሓዋርያ ይሁዳ ኣብ መልእኸቱ ዝተጠቀመሉ መጽሓፍ ድማ ካብዚ ናይ ብሉይ ኪዳን መጽሓፍ መጽሓፈ ሄኖክ ብምጥቃም እዩ ካብ ሓዋርያት ሓደ ዝኾነ ሓው ያዕቆብ ይሁዳ ዝተቐበሎ መጽሓፍ ኣይንቕበልን ማለት እንታይ ማለት ምእኑ ንኩሉ ኣንባቢ ርዱእ እዩ። ናይዚ መጽሓፍ እዚ ናይ እብራይስጥ ትርጉም ብኸፊል ብ ብኤርትራ ኣቆጻጽራ ኣብ ምውት ባሕሪ ከባቢ ቁምራን ጫካታትን ብዝተኻየደ ጻዕሪ ተረኺቡ ሰ ተረፈ ኤርሚያስ እዚ መጽሓፍ ምስ ትንቢተ ኤርሚያስ ዝቹጸር ምኳኑ ኣቐዲምና ርኢና ኔርና ይኹን ደኣ እምበር ናይዚ መጽሓፍ ሓቅነቱ ዝጠራጠሩ ወገናት ከም ካልኦት ሰማንያ ኣሓዱ መጻሕፍቲ ዝዛረቦ ቃል ፍጹም ናይ እግዚኣብሔር ምዝኳኑ ንጠራጠረሉ ኣይኮነን ኣብ ሓድሽ ኪዳን ከይተረፈ ኣብ ካልኦት ናይ ብሉይ ኪዳን መጻሕፍቲ ዘይርከብ ኣብዚ ናይ ትንቢት ኤርሚያስ ክፋል ዝኾነ ተረፈ ኤርሚያስ ዝተጻሕፈ ቃል ተጠቂሱ ንረኸቦ። እዚ ጽሑፍ ድማ ከምዚ ይብል «ደቂ እስራኤል ዝተሰማምዕዎ ናይ ክርስቶስ ዋጋ ሰላሳ ቅርሺ ክቕበሉ ነቲ ገንዘብ ድማ ንሰራሒ መሬት ቦታ ዋጋ ገይሮም ክህብዎ እዮም» ዝብል እዩ ሓደ ሓደ ተኸራኸርቲ መናፍቃን ግን ነዚ መጽሓፍ እዚ ንምንቃፍ እዚ ናይ መጽሓፍ ጥቕሲ ክጥቀሰሎም ከሎ መሊሶም ንምፍራስ ነቲ መጽሓፍ ቅኑዕ ከም ዘይኮነ ዝፍለጥ ኣብ ብሉይ ኪዳን ሽሙ ዘይፍለጥ ናይ ጐይታ ሽም ክርስቶስ ኢሉ ብምጽዉዑ እዩ ይብሉ። ፈሪሀ እግዚኣብሔር መጽሓፍ ቅዱስ ናይ እግዚኣብሔር ቃል እዩ። ነቢይ ዳንኤል ራእይ ኣብ ዝረኣየሉ እቲ ራእይ ስለዘይተረድኦ ነዚ ንኸትርጉመሉ እግዚኣብሔር ንቅዱስ ገብርኤል ልኣኸሉ ዳንኋ ኣብ ትሕቲ እግዚኣብሔር መምህራን በቲ ካብ እግዚኣብሔር ዝተቐበልዎ ጸጋ ሚስጥራት ይትርጉሙልና ነዚ እዩ ድማ ቅዱስ ጳውሎስ ንጢሞቴዎስ ወዱ «ንስኻ ግና በቲ ዝተማሃርካዮ ጽናዕ ካብ መን ከም ዝተማሃርካ ትፈልጥ ኢኻ» ክብል ዝመኸሮ ጢሞ ኣብዚ ሓይለ ቃል እዚ «ካብ መን ከምዝተማሃርካ ትፈልጥ ኢኻ» ዝብል ቃል ቅዱስ ጢሞቴዎስ ናይ ቅዱስ ጳውሎስ ተማሃራይ ምኳኑ የመልክት ንዝበለጸ ርድኢት ልዕል ኢልና ካብ ቁጽሪ ዓሰርተ ንጀምር ሎሚ ብዙሓት ናይ እምነት ትካላት ንኸፍልፍላ ምኽንያት ዝኾነ ብገዛእ ርእስኻ ብዝፈቐደ መጻሕፍቲ ብምትርጓም ዝተጀመረ እዩ። ራኢጵጳ ይሁዳ ወዲ ያዕቆብ እዚ ይሁዳ ድማ ካብ ሓዋርያት ሓደ እዩ። ነዚ ብሓጺሩ ክንርኢ ኢና ኣብ ናይ በጥሊሞስ ዘመነ መንግስቲ ሊቃውንት ናይ ብሉይ ኪዳን መጻሕፍቲ ካብ እብራይስጥ ናብ ጽርኢ ቋንቋ ክትርጉሙ ተኣዚዞም ካብ ዝነበሩ እቲ ሓደ ስምኦን ኣረጋዊ ክኸውን ከሎ ዝተዋህቦ መጽሓፍ ድማ ትንቢተ ኢሳይያስ እዩ። ሳውል ናይ እብራይስጥ ቃል ክኸውን ከሎ ሳኦል ምስ ዝብል እም ትርጉም ሓደ እዩ ትርጉሙ ድማ ካብ እግዚኣብሔር ዝተለመነ ማለት እዩ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Advertisement
Bottom banner

Download options | Convert to Pdf | Reading List | Advertise on dirzon

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact