Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
እ መመይ ሣቁ አቂ ከ ተርጓማይ መጋቤ ምሥጢር መብራህቱ መባእ ሓጋዛይን ጸሓፋይን መሪጌታ ተወልደመድኅን ካ ናብ ኖይ ዘሪ ኅለም ሓጥ ጠማግር ተተወፖያይ ወጠ ነ ። መጥሓን ኣብ ክሳዱ ኣሲሮም ኣብ ሓላዊ መልኣኸ ኦ ጐይታ መን እዩ። ሙርቱ ናብ ጐይታ ኢየሱስ ከኣዩ እዚ ዝተረኸበት ኣይኮነትን ካልኣይራ አብዚ ዓለም እዚ ጥራይ ከመ እንተ ትኸውንሲ ኣይሁድ ናባኻ ኣሕሊፎም ከይህቡኒ ገላወይ መላእኸቲ ምተዋግኡለይ ነይሮም ፀይእዜሰ ባሰቱጉሑ ኢኮነት መንግሥትየ ቀዳማይ ሕጂ ግና መንግሥተይ ካብዚ እምዝንቱ ዓለም። ወከልሑ ካዕበ ኩለሙ ወይቤሉ ኣኮ ዘንተ ዘታሐዩ አላ በርባንሃ ወበርባንሰ ሊቀ ፌያት ውእቱ። መግለዲ አይሁድ በደል ንዘየብሉ ቅተል ንምግላጽ እዩ። ኢላጦስ ከኣ ሓቂኸ እንታይ እዩ።ዲ ራሕሪሖም እንተ ደግዎ ኢሉ። ወወደዩ ጌራ መድኃኒት ዲበ ርእሱ ዚብል ምእንቲ ኪፍጸም እዩ። መግአዲ ማቴዎስ ቀይሳ ግምጃ ይብል ማቴ ኣብዚ ግና ጻዕዳ ግምጃ በላ ከመይ እዩ። እንተበልና መደቡ ጻዕዳ እዩ ዳኅራይ ቀይሕ ተለም ስለዘስተይዎ እዩ። ዲያብለሰ ንኣዳም ገጸ ልቦናኡ እናጸፍዐ ገሃነም ኣውሪድዎ ስለዝነበረ ንእኡ ካሕሳ ምእንቲ ኪኸውን እዩ።
እዚ ወንጌል መንግሥቲ እዚ ኣብ ምሉእ ዓለም ኪስበክ እዩ። ንሱ ድማ ኣብ ሻሙናይ መዓልቲ ቤተ ና ሼ ግዝረት ኣብ መዓልቲ ቤት መቕደስ ምእታዉ እዩ። ክርስቶስ ከኣ ዝውለድ ካብ ያዕቆብ እዩ። እዚ ደኣ ከመይ እዩ እንተበልሩ እቲ ወርቂ ውሑድ ኣይኮነን ኣብ ኩሉ በጺሑ እዩ። ጐይታ ኢየሱስ ወዲ ሠላሳ ዓመት ምስ ኮነ ዮሓንስ ድማ ብመንፈቕች ኪዓብዮ ከሎ ሸዑ ካብ ገሊላ ናብ ዮርዳኖስ መጸ። ኣብ ብእኡ ዝተሓጐስኩ ፍትዊ ወደይ እዚ እዩ ኪብል ከሎ መንፈስ ቅዱስ ከም ርግቢ ወሪዱ ኣብ ርእሱ ኪቕመጥ ከሎ ሠለስትነት ኣብ ዝግለአጸሉ ግዜ በበፀ ህሃቪከ ገፍርበበፀ ዱ ትርጓጫ ወንጌል ማቴዎሰ መጺእኻ ኣጥምቐኒ ዘይብሎ ነበረ ግዙእ ናብ ጐይታ ይኸይድ እምበር ጉዬ ቡል ናብ ግዙእ ይኽይድ እዩ እንተ በልና ጐይታ ዝመጸ ንትሕትናኖ ስለዝኽነ እዩ ከምኡውን ጐይታ ንዮሓንሰ መጺእካ ኣጥምቸኒ ኢልዎ ኔሩ እንተ ዝኸውን ሉ ነገሥታትን መኳንንትን መጺእኹም ኣጥምቹና ምበሉ ኔሮም። ኣብ ብእኡ ዝሠመርኩ ፍትዊ ወደይ እዚ እዩ ኪብል ከሎ መንፈስ ቅዱስ ከኣ ወሪዱ ኣብ ርእሱ ኪቕመጥ ከሎ ሓድነትን ሠለስትነትን ስለ ዝግለጽ እዩ። ወአውሥአ እግዚእ ኢየሱስ ወይቤሎ ጐይታ ኢየሱስ ግና ሰብ ካብ ኣፍ ጽሑፍ ከመ አኮ በኅብስት ክመ ባሕቲቱ ኣምላኸ ብዝወጽእ ኩሉ ቃል ደኣ የዘየሓዩ ሰብእ አላ በ። ሉ እዩ ጐይታ ኢየሱስ ድማ ንእግዚኣብሐር ንድ መነኮሳት ዝደለይዎ ስለዘይረኸቡ ጾሮም ስምዒት ስስዐ እዩ ኣብ ገዳም ጁ ወአውሥአ እግዚእ ኢየሱሰ ወይቤሎ በረኻ ዲያብሎስ ብስስዐ እንተ መጾ ብትዕግስቲ ስዒሩሎም እዩ። እዚ ከመይ እዩ። ከምኡ ውን ጐይታ ኣብ ኩሉ ምሉእ ከሎ ሰለ ልዕ ልናኡ ኣብ ሰማያት ኣሎ ሰለ ዝበሃል እዩ ኣብ ሰማይ እትነብር ኣቦና በሉ ዝበለ። ማለት እዩ። እዩ። በጻብዖም ምዕራፍ ምዕራፍ ብጐይታ ኢየሱስ ካብ ምፅራፍ ሓሙሽተ ክሳብ እዚ ናይ ሓደ መዓልቲ ትምህርቲ ጉባኤ እዩ። ናብ ኣየር ወጺኡ ሙቸት ከም ዚቕበል ጐይታ ድማ ኣብ መስቀል ተሰቺሉ እዩ። ጐይታ ኢየሱስ ናብ ጃልባ ደደቡ ተሳገረ ናብ ዓዱውን በጽሐዘ እንሆ ኸኣ ሓደ ልሙስ ብዓራኑ ጸይሮም ኣምጽኡሉ ጐይታ ኢየሱስ እምነቶም ርእዩ ማለኑ ከሕውየልና እዩ ኢሎም ምምጻአእኦ ሃይማኖቶ እንተ በለ ከሕውየኒ ኢሌ ምምጽኡ ርእዩ ነቲ ልሙስ ኣጆኻ እዚ ወደይ ኃጢኣትካ ተሓዲጉልካ እዩ ዮሞሞ እንሆ ኸኣ መምህራን ነቁ ፈሪሳውያንን ዘረባኡ ሰሚዖዉ ንሓድሕዶም እዝስ ይጻረፍ ኣሎ በለ ጐይታ ኢየሱስ ድማ ሓሳቦም ፈለጤ ከምዚ በሎም ንምንታይ ክፉእ ትሓሰቡ። ናብ ቤት ምስ ኣተወ እቶም ዕዉራት ኖብኡ መጽ ጐይታ ኢየሱሰ ድማ እዚ ኸገብር ማለት ከሕዊ ከም ዝኽኸእልዶ ትኣምኑ ኢኹም በሎም ንሳቶም ድማ እወ ጐይታ በልዎ። ወድ ወአንሰሰወ እግዚእ ኢየሱስ ውስተ ጐይታ ኢየሱስ ኣብ ቤት ጸሎት ሁሉ አህጉር ወበሐውርት እንዘ ይሜህር አይሁድ እናመሃረ ብሥራት መንግሥተ በበፀ ህሃቪከ ገፍርበበፀ ትርጓሜ ወንጌል ማቴዎስ ር ሽ ሰማያት ወንጌል እናሰበኸ ከተማታትን ዓድታትን ዞረ ሰ ወልደ እግዚኣብሔር ከም ዝነገ በምሁዙራባቲሆሙ ወይሰብክ ወንጌላ ኣሓብ ለን መንግሥት መሙዲ ወንጌለ መንግሥት ማለቱ ክርሰቶ ዲያብሎሰ ከም ዝተሳዕረ ኣዳም ከም ዝደሓነ ሞተ ሥጋን ሞተ ነፍስን ከኤ ዝጠፍአ ሰለ ተበሥር እዩ። ለምኑ በለ እዚ ከመይ እዩ እንተበልና እቲ ሥጋዊ እዩ። ህ እዩ። ኪወሃበኩም እዩ እሞ እንታይ ይ እ እዩ። ወለዘሰ ከሀደኒ በቅድመ ሰብእ እነሂ ቀዳማይ ኣብ ቅድሚ ለብ እክሕዶ በቅድመ እቡየ ዘበሰማያት ንዝኸሓደኒ ግና ኣነ ድማ ኣብ ትድግ እቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣቦይ ክኸደ እየ ካልኣይ ኣብ እንዳ ዮሴፍ ክበልዕ ክሰትን ርእዩ ንዓይ ወዲ ዮሴፍ ኢሉ ንዝኽሕደኒ ኣነ ድማ ኣብ ትድግ እቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣቦይ ክከኸሕደ እየ። ናይ ጐይታ ኢየሱስ ግና ጐድለት ዘይብሉ ባሕርያዊ እዩ። እግዚእ ኢየሱስ በበፀ ህሃቪከ ገፍርበበፀ መ መሙ ሙ ። ዘነበበ ቃለ ላዕለ ወልደ እጓለ ካልኣይ ኣብ ብእኡ ዝሠመርኩ ፍትዊ እመሕያው ወደይ እዚ እዩ ኢሉ ከይምሰክከረሉ መንፈስ ቅዱስ ብኣምሳል ርግቢ ወሪቶ ኣብ ርእሱ ተቐሚጡ ከይተራአየ ከሎ ንክርሰቶስ ዕሩቕ ብእሲ ተራ ሰብ እዩ በበፀ ህሃቪከ ገፍርበበፀ ትርጓሜ ወንጌል ማቴዎሰ ጥና በ። ወአውሥአ እግዚእ ኢየሱስ ንሱ ድማ ከምዚ ኢሉ መለሰሎም ሰሎሞን ሕይወት ወሞት ውስተ እደ ሕይወትን ሞትን ኣብ ቃል ልሳን እዩ። እቲ ኣብ መገዲ ዝተዘርአ እዚ እዩ። ንሱ ድማ ከምዚ ኢሉ መለሰሎም እቲ ጽሩይ ዘርኢ ዚዘርእ ወልደ እጓለ እመሕያው ክርስቶስ እዩ። እቲ ዚዘርኦም አላኢ ከኣ ዲያብሎስ እዩ ቀውዒ ድማ መወዳእታ ዓለም እዩ እቶም ዓጻጸዶውን መላእኸቲ እዮም። ከማሁ ይከውን በኀልቀተ ዓለም ኣብ መወዳእታ ዓለም ከኣ ከምኡ ወሖረ ሀገሮ ወመሓሮውጮ ናብ ዓዱ መጺኡ ድማ ኣብ ቤት ኪኽውን እዩ። ዩ እዩ። ንገላውኡ ድማ እዚ ዮሓንስ መጥምች እዩ ካብ ሞት ተንሚኡ ኣሎ ስለዚ ከኣ እዚ ተኣምራት እዚ ብእኡ ይግበር ኣሎ በሎም። ምዕራፍ እዴሁ መን ኢየሱስ ጐይታ ኢየሱስ ድማ ብኡብኡ ኢዱ ሪጎ ውስተ ሐመር ይእ ጊዜ ኖብ ጃልባ ምስ ደየበ እቲ ንፋስ ሎቱ እቶም ኣብ ጃልባ ዝነበሩ ከኣ ንስኻ አማን ወልደ እግዚአብሔር ብሓቂ ወዲ ምድረ ግበ ኮሉ አድያም ወአምጽኡ ጐደብኦም ናብ ዘለዋ ኩለን ዓድታት ኩሎሙ እለ ለመንዎ ዘርጊሑ ኃዞ እሞ ኣታ በዓል ውጉድ እምነት ስለምንታይከ ተጠራጠርካ። ንኝ እግዚእ ኢየሱስ ጐይታ ኢየሱስ ድማ መሊሱ በሎም ቀዳማይ ምስ ሥሰየ ድግስግስ ምስ በለ ሰማይ ይቸይሕ ኣሉ እሞ ጻሕያ ክኸውን እዩ ትብሉ። እዚ ከመ እዩ። ለ ወአውሥአ እግዚእ ኢየሱስ ወይቤሎ ጐይታ ኢየሱስ ስምዖን ወዳ ብፁዕ አንተ ሰምዖን ወልደ ዮና እሰመ ነዚ ምሥጢር እዚ እቲ ኣብ ሾሙ ለአርዳኢሁ። ኣብ ምድሪ ዝፈታሕካዮ ከኣ ኣብ ሰማይ ፍቱሕ ኪኸውን እዩ ድኅሪዚ ንሉ ክርስቶስ ከም ዝኾነ ንደተ መዛሙርቱ ኣጠንተቐም። እግዚእ ኢየሱስ ተ ሽሁ ጐይታ ኢየሱስ ካብ ደቀ ወይቤሌሙ። ጐይታ ኢየሱሰ ድማ ዳላየት ደኣ ባዕሉ ጐይታ ኣብ ንጉይታይ በበፀ ህሃቪከ ገፍርበበፀ ምዕራፍ ምዕራፍ በእንተ መደልዋን ፌሪሳውያን። እዚ እዩ። ምኽንያቱ ድማ እዚ ሥጋይ እዩ እዚ ደመይ እዩ ኢሉ ኪህቦም ከሎ ምእንቲ ደፊሮም ኪችበልዎ። ኢየሱስ። ኣብ ልዕሊ ርእሱ ድማ እዚ ኢየሱስ ንጉሥ አይሁድ እዩ ዚብል ናይ ክሱ ጽሑፍ አንበሩ። ብልቦም ድማ ስለምንታይ እዩ እዚ ሰብ እዚ ከምዚ ኢሉ ዚጻረፍ ዘሎ። ክርስቶስ ጐይታ ሰንበት እዩ። ኣብ ወ ከ። ኢየሱስ ወዲ እዚ ኸኣ ጐይታ ኢየሱስ ኣታ ርኹስ መንፈስ ካብዚ ሰብ እዚ ውጻእ ኢልዎ ስለ ዝነበረ እዩ። ጐይታ ኢየሱስ ከኣ ስምካ መን እዩን ኢሉ ሓተቶ እቲ ጋኔን ድማ ብዙኃት ኢና እሞ ስመይ ለጌዎን እዩ ኢሉ መለሰ። በበፀ ህሃቪከ ገፍርበበፀ ጐይታ ኢየሱሰ ኣብ ከምዝመሃረ። ሂሮድስ ግና ነዚ ምስ ሰምዐ እዚ እቲ ኣነ ዘሰየፍከዎ ዮሓንስ እዩ ንሱ እዩ ካብ ሞት ተንሚኡ በለ። እቲ ካብ ሰብ ዚወጽእ እዩ። ጐይታ ኢየሱስ ድማ ብመንፈሱ እናኖኅዘንዘነ እዚ ወለዶ እዚ ንምንታይ እዩ ትእምርቲ ዚደሊ ዘሎ። ጐይታ ኢየሱስ ከኣ ናብ ዓዲ ኣይትእቶ ኣብ ከተማ ከኣ ንሓደ እኳ ኣይትንገር ኢሉ ናብ ቤቱ ሰደዶ። ወሖረ እግዚእ ኢየሱስ ወአርዳኢሁ ጐይታ ኢየሱስ ምስ ደቀ ፁሰተ ኣህጉረ ቂሳርያስ ዘፊልጾስ መዛሙርቱ ናብ ዓድታት ቂሳርያ ናይ ፊልጾስ ከደ በፍኖት ኣብ መገዲ ድማ ነቶም ደቀ መዛሙርቱ ሰብ መን እዩ ይብለኒ። ጐይታ ኢየሱሰ ድማ ነቦኡ ካብ ዝሳህ ክንደይ ገይሩ ኢሉ ሓተቶ ንሱ ኸኣ ካብ ንእስነቱ እዩ። እዚ ብዓቕሚ ሰብ ኣይከኣልን እዩ ብኣምላኸ ግና ኩሉ ነገር ይከኣል እዩ በሎም። ናብ ጐይታ ኢየሱስ መጸ። አውሥአ እግዚእ ኢየሱስ ወይቤሎ ጐይታ ኢየሱስ ድማ እንታይ ቭ ወሰሚዖ ከመ ኢየሱስ ናዝራዊ በበፀ ህሃቪከ ገፍርበበፀ የጃዊ ባቹዊዋ። ናይ መን እዩ። ቤልዎ ነጋ ንሳቶም ድማ ናይ ቂሳር በልዎ ፀአውሥኣ እግዚእ ኢየሱስ ወይቤሎሙ ጐይታ ኢየሱስ ከኣ እምበኣርሲ እቲ ዘ ዘነጋሚ ለነጋሚ ናይ ቂሣር ንቂሣር በእባገዚአብሔርኒ ግበሩ ለእግዚኣብሔር እቲ ናይ ኣምላኸ ከኣ ንኣምላኸ ሃቡ ኢሉ መለሰሎም ፀአገከርዎ። ጐይታ ኢየሱስ ኸምዚ በሎም ሓደ ካብ ዓሠርተ ክልቴኹም እቲ ምሳይ ጓ ጸሕሊ ዚጠልቕ እዩ። እቲ ኣብ መንጽሩ ደው ኢሉ ዝነበረ ሓለቓ ሚእቲ ኸኣ ነፍሱ ኸምዚ ኢላ ከም ዝወፀት ምስ ረአየ እዚ ሰብ እዚ ብሓቂ ወዲ ኣምላኸ ነይሩ በለ። እዚ ከመይ እዩ እንተበልና። እቲ ሕዝቢ ሁለ ምስ ጐይታ ኢየሱስ ድማ ተጠምቀ። እመሰ ወልደ ክመ መግለደ ማቴዎስ እዘን ኣእማን እንጌራ ይኹና በለ ሉቃስ ግና እዚ እምኒ እዚ ይብለ እዚ ከመይ እዩ እንተበልና ማቴዎስ ከም ዝጸሓፎ ክልተ እምኒ እዩ። ሉቃሰ ግና ገዜ ጊልያኡ በለ እዚ ከመይ እዩ እንተበልና ካብ ኣገልገልቲ ቤተ ሰብ ሰለ ዝወለዶ ገብሩ በለ እምበር ወዱ እዩ። ደቀ መዛሙርቴ ኸኣ እዚ ምስላ እዚ እንታይ ማለት እዩ። ማ ያየያዘዘዶያያያ ማረ ፀ ናይቲ ምስላ ትርጉም ከኣ እዚ እዩ እቲ ዘርኢ ቃል ኣምላኽ እዩ። ወወጽኡ ሰብእ ከመ ዙነ ለአህጉር ፀሖሩ ወበጽሑ ኀበ እግዚእ ኢየሱስ ናብ ጐይታ ኢየሱስ መጺኦም ከኣ ነቲ ኣጋንንቲ ዝወጹሉ ሰብኣይ ከዳኑ ፀረከበዎ ለውእቱ ብእሲ ዘወጽኡ አጋንንት አዎዕለ ውእቱ ብእሲ ቦኡ ላዕለ ሰብኣይ ወጺኦም ናብተን ሓሰማታት ኪኸይድ የንፍጸ ነበሪ ጐይታ ኢየሱስ ከኣ ስምካ መን እዩ። ንሳ ኩሉ ገገዘባ ንሓኻይም ሰብ መድኃኒት ከፊላ ወድአትሩ እንተኾነ ሓደ እኳ ኪሕውያ ዝኸኣላ ኣይነበረን ብድኅሪ ጐይታ ክዳኑ ተንከፈት ኢየሱስ ቀሪባ ዘፈር ብኡብኡ ድማ እቲ ምፍሳስ ድማ ኣቷረጸ ጐይታ ኢየሱስ ከኣ መን እዩ ዝተንከፈኒ። እግዚእ ኢየሱስ ቦ ጐይታ ኢየሱስ ግና ካባይ ኃይሊ ከም ዝወፀ ይፍለጠኒ ኣሎ እሞ በበፀ ህሃቪከ ገፍርበበፀ ትርጓሜ ወንጌል ሉቃሰ ኃይል ወጽአ እምነየ። ሓደ ካብቶም ምስ ጐይታ ኢየሱስ ኣብ መኣዲ ዝተቐመጡ እዚ ምስ ሰምዐ እቲ ኣብ መንግሥቲ ኣምላኸ እንጌራ ዚበልዕ ብፁእ እዩ በሎ። መን እዩ። ልማሩ ናብ ደብረ ዘይ መንሰ ጸልዩ በለ ይጸሊ ር ከጽሊ ቪ« ም« ጐይታ ኢየሱስ እዚ ኪዛረብ ከሎ እንሆ ብዙኃት ሕዝቢ መጹ ይሁዳ ሓደ ካበገቶም ዓሰርተው ክልተ ድማ ተቅድሚኦም ይኸይድ ነበረ ንጐይታ ኢየሱስውን ኪስዕሞ ቀረበ ዝሃቦም ምልክት ከኣ እዚ እዩ እቲ ኣነ ዝስዕሞ ንሱ እዩ ንእኡ ኣጽኒዕኩም ሓዝዎ በሎም። ፀአውሥአ እግዚእ ኢየሱስ ወይቤሎ ንሱ ድማ አንተ ትብል ከመ አነ ውእቱ። ጐይታ ኢየሱስ ከኣ እንታይ እዩ። ከምኡውን ኦሪት ወዲ ተባዕታይ ዘበለ ኩሉ ኣብ ዓመት ሠለስተ ጊዜ ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ይረኣ ስለ ትብል ዘጸ ኣብ ዓመት ሠለስተ ሳዕ በዓል ንምኸባር ናብ ኢየሩሳሌም ምኻዱ እዩ። ኣፈ ከ እቲ ቓ ስ ነጊ ጋል ድማ ኣብ ኣምላኸ ነበረ ሉቃሰ ድማ መንፈሰ ቅዱሰ ኣብ ልዕሌኺ ኪወርድ እዩ ኃደለ ውእቱ። እዩ ን። ኣብ ሣልሳይ መዓልቲ ኸኣ ኣብ ቃና ናይ ገሊላ መርዓ ከነ ሥዲ ሣልሳይ መዓልቲ ተባሂሉ ዘሎ ኢየሱስ ክርስቶስ ሃስ ተጦምቶ ብኡ ብኡ ናብ ገዳም ከይዱ መዓልትን አ መ ጣእ ካብ ዝተጠምቀሉ ፅዕለት ጥሪ ጀሜሩ ከላብ ቀዳም ለካቲት ጦልቲ ይመልእ ንጽባሒቱ እሑድ ሰንበት ናብ ገሊላ ይምለስ ስለዚ ኣብ ዖዕራፍ ንጽባኢቱ ድማ ዮሓንስ ምስ ከል ደቀ መዛሙርቱ ደው ኢሉ ክፍ ኢየሱስ ኪሓልፍ ከሎ ረኣዮ ይብል ን። ኣብ ዮሐንስ ንጽባሒቱ ጐይታ ኢየሱስ ናብ ገሊላ ኪኸይድ ደለየ ኣብዚ ምዕራፍ ክልተ ኣብ ሣልሳይ መዓልቲ ኣብ ቃና ናይ ገሊላ መርዓ ኮነ ዝበሎ ከኣ ሰሉስ እዩ። ከመይ እቲ ካብ ሥጋ ዝተወልደ ሥጋዊ እዩ እቲ ካብ መንፈስ ዝተወልደ ኸኣ መንፈሳዊ እዩ። ሚን መኢአምር እም ግበ ይመጽእ ወግበሂ ካበይ ከም ዝመጽእ ያውን ሁኩ መዝዲ ካብ ሰማይ ዝወረደ ኣካላዊ ቃል እዩ ካብ ለማይ ዝወረደ ወዲ ሰብ ንቁም የሐውር ዝሽይድ ግና ኣይትፈልጥን ኢኻ ምባሉ ድማ ባሕርየ ሰብ ለቢሱን ተዋሂዱን ሓደ አካል ሓደ ባሕርይ ስለ ዝኾነ ል ከማሁኬ ውእቱ ኩሉ ዘይትወለድ እቲ ካብ መንፈስ ቅዱስ ዚውለድ ፅጻ እዩ። ዘ ወዝ ውእቱ ኩነኔሁ እስመ ብርሃነን ሠጽአ ውስተ ዓለም ቀዳማይ እቲ ፍርዲ ከኣ እዚ እዩ እሞ ብርሃን ናብ ዓለም መጸ ፀአብደረ ሰብእ ጽልመተ እምብርነን ሰብ ግኖ ግብሩ ክፉእ ስለዝኾነ ካብ እሰመ እኩይ ምግባሩ። ወአውሥአ እግዚእ ኢየሱስ ጐይታ ኢየሱስ ድማ ካብዚ ግይ ወይቤሳ ኩሉ ዘይሰቲ እምዝ ማይ እዚ ዚሰቲ ዘበለ መሊሱ ይጸምእ እዩ። እስመ እግዚአብሔር መንፈስ ከመይ እግዚአብሔር መንፈስ እዩ ውእቱ ማለት ረቂቕ እዩ ኣብ ኩሉ ምሉእ እዩ። ትርጓሜ ወንጌል ዮሓንስ መ እዩ። ወይቤሎ እግዚእ ኢየሱስ ሑር ጐይታ ኢየሱስ ድማ ንስኻ ድኣ ፀልድከሰ ሐይወ ኣይኣመንካን እምበር ወድኻስ ሓውዩልካ እዩ ኪድ በሎ ፀአምነ ውእቱ ብእሲ በቃል ዘይቢሎ እቲ ሰብኣይ ከኣ በቲ ጐይታ ኢየሱስ እግዚእ ኢየሱስ ወሖረ። እዚ ዝበሎ እዩ። ሪ እቲ ካብ ሰማይ ዝወረደ እንጌራ እዚ እዩ። ኦ እዩ። መንፈስ እዩ። ረቂቕ እዩ ሕይወት እዩ። ነው በበፀ ህሃቪከ ገፍርበበፀ ወይቤሎሙ እግዚእ ኢየሱሰ ጊዜየሰ ጐይታ ኢየሱስ ከኣ ኣይበጽሐን ዚደ ። ዌ ኢየሱስ ናይ ዓለም ብርሃን እዩ። ንሱ ኸኣ እግዚአብሔር እዩ። ሓቂ ኣብኡ ሰለ ዘየልቦውን ኣብ ሓቂ ኣይጸንዕን እዩ ሓሶት ኪዛረብ ከሎ ድማ ካብ ገለ ርእሱ እዩ ዚዛረብ ከመይ ሓሳዊ ኣቦ እዩ። ቀዳማይ ናይ ማለት ምእመናን ደገ ኣባጊዕ ኣነ እቲ ብኣይ ዝኣቱ ማለት ብኣይ ዚኣምን ካብ ክሕደት ነድሕን እዩ ናብ እምነት ኪኣቴ እዩ ናብ ተግባር ጽድቂ ክወጽእ እዩቱ መገጓለይ ከረክብ እዩ ማለት መከራ መስተል ኪቕበል እዩ። ንሱ ድማ እዩ ስለዚ ኣይከኣለንን እዩ በሎም። ሟ ማጵ ማርያም እታ ንጐይታ ቅዱደ ሽ ዝቐብኣቶ ብጸጐሪ ርእላውን አጃ ዝደረዘቶ እያ ሓዋ ኣልኣዛር ድማ ሓሚሙ ህበ ሰለዚ እተን ኣኃቱ ጐይታ እቲ እተፍቅሮስ እንሆ ሓሚሙ ኣሎ ኢለን ናብ ጐይታ ኢየሱስ ለኣኻዘ ቀዳማይ ጐይታ ኢየሱስ እዚ ሰሜ እዚ ሕማም እዚ ንሞት ዜብክ ኣይኮነን ካልኣይ እዚ ሕማም እዚ ሞይቲ ንኸተርፍ ዝመጸ ሕማም እኣይኮነን እንታይ ድኣ እግዚአብሔር አብ እበ ወዱ ሀልው ኮይኑ ንኣልኣዛር ካብ ሞት ብምትንሣእ ጐይትነቱ ምእንቲ ክገልጸ ወልደ እግዚአብሔር ክርስቶስ ከኣ ንዕኡ ካብ ሞት ኣተንሚኡ ጉይትነቱ ምእንቲ ክገልጽ እዩ እምበር ሞይቱ ወማርያሰ ይእቲ እንተ ተብአቶ ለእግዚእነ ዕፍረተ ወመዝመዘቶ እገሪሁ በሥዕርታ ወእኀጉኃ ላቲ ኣልኣዛር ይደዊ። አ እዩ። ጐይታ ኢየሱሰ ድማ ክትንሥእ እዩ በላ። ካብ መቓብር እዩ። ዱንን ወብዙኃን እምነ አይሁድ እለ ድገርሂ ካብ ኣይሁድ ኸዙኣት አእመሩ ከመ ሀሎ እግዚእ ኢየሱሰ ሀየ ሰባት ጐይታ ኢየሱስ ኣብኤ ከም ወሖሩ ገቤሁ ዝነበረ ፈሊጦም ናብ ቢታንያ መጹ ወኦኮ በእንተ እግዚእ ኢየሱሰ ባሕቲቱ እንተኾነ ነቲ ካብ ሞት ዘተንሥአ ምዕራፍ ሙጫ ዘመ መ መ እግዚአብሔር እቲ ብስም እግዚአብሔር ዚመጽእ ንጉሥ እስራኤል ቡሩኽ እዩ እናበሉ ተቸበልዎ። ካልኣይ ካብ መንግሥፋ ለ ብ ርእሰይ ጥራይ ኣይኮንኩን ዝምህር ምኩራብ ቤት ያት ዘሎኹህቱ ወንጌል ኦሪት ስለ በ እቲ ትእዛዙ ኸኣ ናይ ዘለዓለም ዝ መረጹ እዩ ታእቱ ዘለዓለም ጐይታ ኢየሱስ ግሩ ዓው አሌ ጋ እነግር አነ በከመ ይቤለኒ አብ ዘም ዝለኣኸኒ ኣብ ድማ እምበ ቲ ጥራይ ኣይኮነን ዝኣምንቱ እቲ ንዓይ ዝርኢ ነቲ ዝለኣኸኒ ኣብፎ ይርእዮ እዩ። ጐይታ ኢየሱስ ኣብ ንኹሉ ኣብ ከመ አወፈዮ አብ ኩሎ ውሰተ እዴሁ ኢዱ ከምዝሃቦ ካብ እግዚኣብሔር ኣብ ከምዝወጸ ናብ እግዚኣብሔር አብውን ከምዝኸይድ ይፈልጥ ነበረ። ምልክት ገበረሉ ወሖረ ወረፈቀ ውእቴቱ ረድእ ዲበ ንሉ ኸኣ ኣብ እንግድአሁ ለእግዚእ ኢየሱስ ታ ኢየሱስ ዘፍቅሮ ኣብ ጥቻ ኣፍ ልቢ ጐይታ ኢየሱስ ጽግዕ ኢሉ እግዘ ወይቤለ እ መኑ ውእቴ ኦ ጐይታ መን እዩ ዘትሕዘካ። እግዚአብሔር ኣብ ብእኡ ካብ ተጋሀደ ኸኣ እግዚአብሔር ኣብውን ኬኸብሮ እዩ ማለት ኣብ መስቀል ኬግኅዶ እዩ ሽዑ ኸኣ ብተኣምራት ኬኸበብሮ ኬግኅዶ እዩ ከም ብሓድሽ ከኣ ኬኽብሮ እዩ ግማለት ብትንሣኤ ኬግኅዶ እዩ። ጐይታ ኸኣ ማቴዎስ ከም ዝጸሓፎዬ እቲ ኢዱ ምሳይ ኣብ ጻሕሊ ዚጠልቕ ንሱ እዩ ኣኅሊፉ ዝህበኒ በለ። ሽዑ እቲ ቅድም ዝወሰዳ መነኮስ ነዚ ልብሲ እዚ ዝወሰድክዎ ኣነ እየ እዚ ባሕታዊ ብዘይፈጸሞ በደል እዩ ተገሪፉ ዘሎ ኢሉ ተናዘዘ ሽዑ እቶም ማኅበር ለካ ጐይታ ኣብ ወንጌል ሰብ ኣብ ክንዲ ብጻዩ ንሕይወቱ በጃ ካብ ምሃብ ዚዓቢ ፍቕሪ የልቦን ዝበሎ ከምዚ እዩ ኢሎም ተገረሙ። ስምካ ስም ወላድነትካ ነጊረዮም ኣሎኹ እቲ ዘፍቀርካኒ ፍቕሪ ኣብኣቶም ጸኒዑ በበበኤሔ ሑጠጨብ ሙመው ጨ ጩክ ፔ ሙ ጨመጻጻፍነ በበፀ ህሃቪከ ገፍርበበፀ መመ ፍቅር ዘአፍቀርክኒ ወአነሂ እሄሉ ምስሌሆሙ አነ ድማ ኣብኣቶም ኃዲረ ኪነብር እየዘ ምዕራፍ ጉባኤ ዘከመ ጸለየ ኢየሱስ በጌቲሲማኒህ ኢየሱስ ኣብ ጌቴሴማኒ ከም ዝጸለየ ሀ ል ኤፌ እግዚእ ጐይታ ኢየሱስ እዚ ምስ ተዛረበ ኢየሱ ርናኢሁ ጮማፅዶተ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ንሩባ ቂድሮስ ቂድሮስ ፈለገ እርዝ ተሳጊሩ ከደ ን መፇግዲ ማዕዶትን ፈለግን ቂድሮስን ኣርዝን ወቦ ሀየ ቴ ዐፀደ ሐምል ኣብኡ ድማ ናይ ኣታኸልቲ ቦታ ነበረ ወቦአ እግዚእ ኢየሱስ ውስቲታ ምስለ ጐይታ ኢየሱስ ምስቶም ደቀ አርዳኢሁ። ዮሓንስ ድማ እዚ ከመይ እዩ። ወአውሥአ እግዚእ ኢየሱስ ጐይታ ኢየሱስ ከኣ ከምዚ ኢሉ ወይቤሎ አንሰ ከሥሠተ ተናገርኩ መለሰሉ ኣነ ኣብዚ ዓለም ብግህዶ እየ እታ ማዕጸ እትሕሉ ገረድ ንጴጥሮስ ገስኻውንዶ ካብ ደቀ መዛሙርቲ እቲ ሰብኣይ ኢኻ።