Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
እግዚኣብሔር ኃይለይ እዩ ንሱ እቲ ንኣሕዛብ ብርሃን ንሕዝብኻ አስራኤልውን ከብሪ ዚገልጽ እዩ።
ንእግዚኣብሔር ኣመስግንዎ መዝሙር ምስጋና ዘምሩሉ ንዘለዓለም ከኣ ልዕል ኣብልዎ። ንእግዚኣብሔር ኣመስግንዎ መዝሙር ምስጋና ዘምሩሱ ንዘለዓለም ከኣ ኣዚኹም ልዕል ኣብልዎ። ንእግዚኣብሔር ኣመሰግንዎ መዝሙር ምስጋና ዘምሩሱ ንዘለዓለም ከኣ ኣዚኹም ልዕል ኣብልዎ። ንአግዚኣብሔር ኣመስግንዎ መዝሙር ምሰጋና ዘምሩሉ ንዘለዓለም ከኣ ኣዚኹም ልዕል ኣብልዎ። ንእግዚኣብሔር ኣመሰግንዎ መዝሙር ምስጋና ዘምሩሉ ንዘለዓለም ከኣ ኣዚኹም ልዕል ኣብልዎ። ንእግዚኣብሔር ኣመስግንዎ መዝሙር ምስጋና ዘምሩሉ ንዘለዓለም ከኣ ኣዚኹም ልዕል ኣብልዎ። ንእግዚኣብሔር ኣመሰግንዎ መዝሙር ምሰጋና ዘምሩሉ ንዘለዓለም ከኣ ኣዚኹም ልዕል ኣብልዎ። ንእግዚኣብሔር ኣመስግንዎ መዝሙር ምስጋና ዘምሩሱ ንዘለዓለም ከኣ ኣዚኹም ልዕል አብልዎ። ንአግዚኣብሔር ኣመስግንዎ መዝሙር ምስጋና ዘምሩሉ ንዘለዓለም ድማ ኣዚኹም ልዕል ኣብልዎ። ንአግዚኣብሔር ኣመሰግንዎ መዝሙር ምስጋና ዘምሩሉ ንዘለዓለም ድማ ኣዚኹም ልዕል ኣብልዎ። ኣስሓይታን በረድን ንእግዚኣብሔር ኣመሰግንዎ መዝሙር ምስጋና ዘምሩሉ ንዘለዓለም ከኣ ኣዚኹም ልዕል ኣብልዎ። ንእግዚኣብሔር ኣመሰግንዎ መዝሙር ምስጋና ዘምሩሉ ንዘለዓለም ድማ ኣዚኹም ልዕል ኣብልዎ። ንእግዚኣብሔር ኣመስግንዎ መዝሙር ምስጋና ዘምሩሉ ንዘለዓለም ድማ ኣዚኹም ልዕል ኣብልዎ። ንአግዚኣብሔር ኣመስግንዎ መዝሙር ምስጋና ዝምሩሉ ንዘለዓለም ድማ ኣዚኹም ልዕል ኣብልዎ። ኩልኹም ኣራዊትን እንስሳን ንእግዚኣብሔር ኣመስግንዎ መዝሙር ምስጋና ዘምሩሉ ንዘለዓለም ከኣ ኣዚኹም ልዕል ኣብልዎ። ንእግዚኣብሔር ኣመስግንዎ መዝሙር ምስጋና ዘምሩሉ ንዘለዓለም ከኣ ኣዚኹም ልዕል አብልዎ። ንእግዚኣብሔር ኣመስግንዎ መዝሙር ምሰጋና ዘምሩሉ ንዘለዓለም ድማ ኣዚኹም ልዕል ኣብልዎ።