Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ሰባት ንዉድሮው ብሙሉእ ስሙ ዘይኮኑ ኣሕጺሮም ዉዲዳ እንዳበሱ እዮም ዝጽውዕዎ ምጩውነቱን ግሩም መልከዑን ብብዙሓት ኣዋልድ ተጠማታይ ከም ዝኸውን እኳ ተገብርዎ ምስዚ ኩሉ ትዕድልቱን ተፈታዊ ተዋዛያይ ባህሪኡን ነታ ሽዑ ጓል ዕስራን ሓሙሸተን ዓመት ዝነበረት ፔጊማልኮቪች ምስ ተመርዓወ ንኹሉ ኣገሪሙን ኣስደሚሙን እዩ። ጥንሲ ከትሕዝ ትኸእል እንድያ ግን ንኣሳሳይት። ኣብ ልዕሊ ዉዲ ዓረፈ። ብዝሰዓበ ናይ ኣፍራስ ሕንፍሽፍሽ ወዲቹ እንከሎ ብኻልኣይ ፈረስ ተቐልዐ። እንተ ንሳ ግን ሽሕኳ ሰብኣያ በደለኛን ጀማሪን ኮይኑ ኣብ ቀጻሊ ባእሲ ይኣቱ ምህላዉ ተፈለጠት ምስኡ ምድንጋጻ ቀጸለት ዉዲ ጭቼጭንቀት ስለዝገበረ እዩ እንበር ከምኡ ዓይነት ሰብ ኣይኮነን በጃኹም ምስ ሕልንኡ ስለዘየለ ከይሓርቐኩም ንኩነታቱ ተረድኡሉ ብምባል ንተበዲልና በሃልቲ ዝሓዘነትሎም ከትመስል ትፍትን ነበረት ቀንዲ ጠንቂ ዘይንቡር ጠባያት ዉዲ እንታይ ዘበገሶ ምዉኑ ዝፈለጠ ዶከተር ቲትነር እዩ። ፔጊ መጸዋዕታ ዶከተር ሃንደበት ስለዝኾና እንዳተሻቀለት ኣብ ሰዓታ ደበኸ በለት እንታይ ጸገም ተፈጢሩ ድዩ ዶከተር። ዶከተር መልሲ ቅድሚ ምሃቡ ንፔጊ ኣስተብሃለላ። ኮፍ እሞ በሊ ፔጊ ነቲ ሓቂ ከትፈልጥሉ ኣብ ዝግበኣኪ ግዜ ኢና ዘለና ንኻልእ ሰብኳ ንጹር እንዳኾነሉ ዝመጽአ ሓቂ እዩ። አንተ ነዓኺ ግን ንከይተስተብህሊ ፍቕሪ ጋሪዱኪ ይኸውን እዩ። ከትሕግዝዮ አይትደልይን ዲኺ ይዲሊ እንበር ዶከተር። እንታይ ናይ ጥዕና ጸገም ጌይረ ድየ ዶከተር። ጸገምካ ንስኻ በዓልኻ ትፈልጦ ኢኻ መስለኒ እንታይ ኢኻ ከትብል ደሊኻ ዶከተር። ጽቡቅ ኣለኻ ዶክተር ንነብሰይ ከተዓሻሽዋ እየ ጸኒሐ። ሓተቶ ዶከተር። አቲ ዘገድስ ንስኻ ካብቲ ወልፊ ንከትናገፍ ምውሳንካ እዩ። ንኸነግረኒ ሓቲተዮ ከኣ ፍቃደኛ ኣይኮነን ሞርፌይ ሓለቃ ስታፍ ፓሊስ ሆብሳውንድ ግን ካብ ሰለስቲአም ወጻኢ ካልእ ሰብ እዩ። ሓደ ነገር ከነግረካ እየ ካብ ዝከታተለካ ነዊሕ ግዜ ኮይኑሎ። ደሓር ከኣ ብሉጽ ተጻዋታይ እዩ። አብ ትሕቲ እቲ ፍሱጥ ኣሰልጣኒ ሄከተር እዩ ሰልጢኑ። ሓተተት ፔጊ። እተን ናይ ዕረፍቲ እዋን እንተሓዲግናየን ሽዱሽተ ናይ ጸወታ እብረግዜ ኣሎ ማለት እዩ። ጸወታ ተጀመረ። ይ ብሓቂ ዉዲ። ካብ ተጠቀስቲ ሕግታት እቲ ውድድር ተጻዋታይ ኩዕሶ ኮብኪቡ እንዳጋለበ ከሎ ሲድኒ ሸልደን ሃንደበት ብቅድሚ መስመሩ ሰንጢቅካ ምሕላፍ ኣይፍቀድን ዝብል እዩ። ኣነ አነ እየ በደለኛ።
ፔጊማልኮቪች ኣዝያ ጽብቅቲ ዘይትብላ እንተኾነ ማዕረ ሰባ መልከዕን ግርማን ዘይተነፍጋ ካብ ትሑት መነባብሮ ዘለዎም ስድራ ዝተወልደት ገና ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርታ ከይዛዘመት ኣብ ስራሕ ዝተዋፈረት ውጽዕቲ እያ ዉዲ ንፔጊ ምምርዓዉ ዘስደምም ከም ዝኸውን ዝገበሮ ምኸንያት እንተሎ ኩሎም ቤተሰቡ ፈተውቱን የዕሩኸቱን ዝተመነዩሉ ኣዝያ ተፍቅሮን ብኹሎም ተቐባልነት ንዝነበራን ጓል ሃብታማት ሚሚ ካርሰን ገዲፉ ነታ ብዓይኒ ሃብታማት ኣብ ጸብጻብ ዘይትኣቱ ኣሳሳይት ምምርዓዉ እዩ ኣብቲ ሽዑ ግዜ ናይ ክልቲኦም መርዓ ብኹሉ ሸነኻቱ ከወሓጠሎም ዘይከኣለ ፈለጥቱ ዉዲ ከምርዓዋ ዝወሰነ ጥንሲ ብምሓዛ እዩ እንዳበሉ ብርግጸኝነት ወረ ከነዝሑ እዮም ጀሚሮም ኣቡኡ ነዚ ምስ ሰምዐ እንታይ ማለትካዩ ግን ከምርዓዋ ኢልካ ምውሳንካቨሸ። እዛ ደሴት እዚኣ ብምዕራብ ምስ ገማግም ማያት ሆብሳውንድ ከትዋሰን ከላ ብምብራቕ ከኣ ምስ ኣትላንቲካዊ ውቅያኖስ እያ ትዳወብ ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን እቲ ገና ቅድሚ መርዕኦም ብኩነታት ነበርቲ እታ ከተማ ዝተሻቀለ ዉዲ ድሕሪ መርዓ ንፔጊ ብኸመይ ኣብቲ ናይ ሃብታማት ሕብረተሰብ መንበሪ ዝኾነት ሆብሳውንድ ተቐባልነት ከም ዝህልዋ ይገብር ከሕስቦን ከጨንቆን ጀመረ። ኣብ ትዕፅደሙሉ ዝነበረት ቦታ ብእተርእዮ ዝነበረት ዘይአሩም ጠባያት ብሕብረተሰብ ሆብሳውንድ ዳግማይ ከትጽላእ ጀመረት ፔጊ ከይተገደሰት ኣብ ልዕሊ ወዲ ንዘለዎም ከብሪ ከገልጹ ብምባል ዕድመ ናብ ዘቕርቡሎም ዝነብሩ ቤተሰብ ዘይቅቡል ዝኾነ ኣከዳድና ተኸዲና ከትከይድ ጀመረት የዕሩኸ ዉዲ ብኩነታት ፔጊ ሓሪቆም ከም ወትሩ ሕሜትኦም ከቕጽልዎ ተገደዱ ነዚ ከውስን ከሎ እንታይ ሰይጣን ዓዚምዎ ነይሩዩ ከመይ ኢሉ ንኸምዚኣ ዝኣመሰለት ቀልቢ ዘይብላ ሰብ ተመርዕዩ ካብ ነዚኣስ ዝኾነት ሓላፊት መንገዲ መዋጽኣቶ ካብ ኩሉ ንኹሉ ነባራይ ሆብሳውንድ ዘገረመ አታ ቀዳማይ ናይ ዕድመ መጸዋዕታ ነዞም ሓደስቲ ሰብ ሓዳር ዘቐረበት እታ ንዉዲ ከምትምርዓዎ እያ እንዳተባህለ ዝዝረበላ ዝነበረት ሚሚካርሰን ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ብምኺና እዩ። ከጻወት ከሎ ዝጥቀመሎም ኣፍራስ ካብ ውሩያት ተጻወቲ እዩ ዝልቅሖም ብሉጽነት ተጻወቲ ኣብ ፈረስ እንዳጋለብካ ንኩዑሶ ብበትሪ ብምኹብካብ ዝጽወት ጸወታ ብዘመዝግብዎ ነጥቢ እዩ ዝምዘን አቶም ብሉጻት ተጻወቲ ደረጃ ክኾኑ እንከለው ዉዲ ከኣ ካብኣቶም ብሓንቲ ደረጃ ትሒቱ ኣብ ደረጃ ዝርከብ ምኩር ተጻዋታይ እዩ። ብምባል ሓደ መዓልቲ የዕሩኹ ብዛዕባ ዉዲ ንሱ ኣብ ዘይነበረሉ እዋን ዕላል ጀመሩ ነ ይፈልጥ እየ ብሰንኪ ኣቡኡ እዩ ዝኸውን ምናልባት ኣብ ደረጃ እንተደይበስ ኣቦይ ኣብኡ ከይጸንሓኒ ስለዝብል እዩ ዝኸውን ይገርመኩም እዩ ኣብ ልዕሊ ኣቡኡ ዘለዎ ጽልኢ መጠኑ ዝሓለፎ እዩ እቲ ሓቂ እውን ንሱ እዩ ዉዲ ንኣቡኡ ብጣዕሚ እዩ ዝጸልእኦ ሚሚ ካርሰን ብዝተኻእላ መጠን ንዉዲ ከተሕጉስ እያ ትደሊ። ቅድሚ ቀለቤት ምእሳሩ ጊታር ከም ህያብ ምስ ገዝኣትሉ የዕሩኹ ንምንታይ ከምኡ ከም ዝገበረት ምስ ሓተትዋ ንሓቀኛ ስምዒታ ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ሓቢኣ ንዑ ብዝተኻኣለ ዓቅመይ ከሕጉሶ ደስ እዩ ዝብለኒ ብምባል እያ መሊሳትሎም ህይወት ዉዲ ብዓይኒ እቶም ንሃብትን ናይ ስድራ ስምን ዓቢ ሚዛን ዝህብዎ ነበርቲ ሆብሳውንድ ዘሕፍር እዩ። የዕሩኸካ እኮ ብትዕቢት ዝተመልኡ ንነብሶም ከም ፈጠርቲ ዝርእዩ ሰባት እዮም ከም ንዓኻ ዘይበቅዕ ሰብ ገይሮም እኮ እዮም ዝርእዩኒ ጊ ልዕሌኺ ከስራዕ ዝኸአል ፍጡር የለን ንስኺ ንዓይ ልዕሊ ኩሉ ኢኺ ስለዚ በጃኺ እዛ ዝበልኩኺ ክተተግብርያ ፈትኒ ንደቀንስትዮ ጥራይ ዝሓቁፍ ማሕበር ደረስትን ስነጥበበኛታትን ሆብሳውንድ ኣብ ሰሙን ሓንሳብ ድሕሪ ዝገብሮ ኣብ ስነጥበብ ዘተኮረ ዘተ ናይ ምሳሕ እንግዶት ብምግባር እዩ ንመደቡ ከም ልሙድ ናይ ቀጻሊ ሰሙን ቆጸራ ብምሓዝ ዝዓጽዎ ሓደ መዓልቲ ማሕበርተኛታት ደቀንስትዮ ከምቲ ልሙድ ድሕሪ ምዝታየን ኣብ ናይ ምሳሕ እንግዶት ከለዋ ኣሳሳዩ ናብ ወይዘሮ ኣንቶኒፕሊተኣር ቀሪቡ ወይዘሮ ዉድሮም ስታንፎርድ መጺኣ ኣብ ደገ ትጽበ ኣላ። ኣምስዩ ናብ ገዝኡ ምእታው ልሙድ ነገር ገበሮ ፔጊ እውን ሰብኣያ ምስ ካልኦት ኣምስዩ ናብኣ ይመጽእ ከም ዘሎ ርግጸኛ እንዳኾነት መጽአት እቲ ስዒቡ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ከኣ ንኩነታት ሓዳሮም ሙሉእ ብሙሉእ ከም ዝቕየር ገበሮ ኣብ ጸወታ ቃርሳ ፈረስ እንከሎ እዩ እቲ ሓደጋ ዘጋጠሞ ዉዲ ንጉቡእ ናይ ጸወታ ስልታዊ ቦትኡ ሒዙ ኣብ ዝጋልበሉ ዝነበረ እዋን ናይ ኣንጻር ጋንታ ተጻዋታይ ኩዕሶ ንከሃርም ከብል እዩ ሰሪሩዎ ንዝነበረ ፈረሱ ዳሕረዋይ አግሩ ዝሃንኮለሉ። ፔጊ ግን ምስ ኩሉ በደላቱ ሰባት እንታይ ከም ዘጋጠማ ኣብ ዝሓትዋ እዋን ዝተፈላለዩ ናይ ሓደጋ ምኸንያታት እንዳሃበት ንሰብኣያ ትሓብኣሉ ነበረት ኣብ መዓጾ ተናጉጸ ስራሕ ገዛ እንዳሰራሕኩ ተዓንቂፈ ወዲቀ ተቀማጦ ሆብሳውንድ ብሓድሽ ጠባያት ዉዲን ኣብ ልዕሊ ሰበይቱ ብዝገብሮ ዝነበረ በደላትን ከቹጥዑ ጀመሩ። ክከተሓባበረካ ስለዝደለኹ እየ ዝሓተካ ዘለኹ በሎ ዶከተር ቲትነር ዓይነት እቲ ሓሽሽ ካብ ዉዲ ንከሰምዕ እንዳተጸብበየ ዉዲ ኮፍ ካብ ዝብለሉ መንበር ከይተንሰአ ርአሱ ናብ መሬት ደፊኡ ከሓስብ ድሕሪ ምጽናሕ ብልሕቱት ድምጺ ነቲ ሓቂ ከነግር ጀመረ። ካብሕጂ ግን ከምኡ ከገብር ዝኸእል አይመስለንን እንታይ ኢኻኸ ትወስድ ኔርካ ሮይን ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ሄሮይን ዶከተር ካብ ምሒር ስንባደ መነጽሩ ከውጽእ ኣይተረድአን ቁመነኒ ዶከተር ንኸቋርጾ ብዙሕ ፈቲነ እየ እንተኾነ ኣይከኣልኩን ዉዲ ዓቢ ሓገዝ የድልየካ ኣሎ ነዚ ሓገዝ እትረኸበሉ ቦታ ከኣ ከነግረካ እየ ከም ድሌትካ ተዝኾነለይ ንዓይውን ደስ ምበለኒ ዶከተር በሎ ዉዲ ሓዘንተኛ ከመስል ብትሑት ድምጺ። ቅድሚ ሹዱሽተ ኣዋርሕ ይኸውን ኣብ ሆብሳውንድ ብምምጻእ ናይ መስተ ኣከፋፈልቲ ብምኺን ንግዳዊ ትካል ዝኸፈቱን ዝተፈላለዩ ኣብ ዓይኒ ፖሊስ ዝኣተው ዉልቀሰባት ከም ዓማዊል ዝሓዙን ሰብ ሃብቲ ኣለው እዚኦም ጥራይ ከይኣኸሉውን ሓደ ናይ ከሊኒክ ዶከተር ንተገልገልቲ ካብ ዓቐንን ግቡእን ንላዕሊ ናይ ቃንዛ መድሃኒት ብምሃቡ ዝተኸሰሰ ተቐማጣይ ሆብሳውንድ ኣሉሎ ካልእ ክጥርጠር ዝኽእል ሰብ እንተሎ ከኣ ቅድሚ ዓመት ኣቢሉ ይኸውን ሓድሽ ጂምናዝዮም ዝኸፈተ ውልቀሰብ እዩ። ሓተተት ፔጊ ናብ ሜዳ ከትጥምት ጸኒሓ ኣቓልቦኣ ናብ ሚሚ ብምምላስ ኣሰልጣኒ ቅድሚ ምኺኑ ናይ ነጥቢ ተጻዋታይ ቃርሳ ፈረስ እዩ ነይሩ። እወ ናይ ቅድመ ጸወታ ምርስሳኖም ወዲኦም ጸወታ ከጅምሩ ተዳልዮም ኣለው ናይ ኣንጻር ተጻወቲ ብጉጅለ ኣርባዕተ ብምኺን ኣብቲ ግቡእ ቦትኦም ኣፍራሶም ሰሪዖም ጸወታ ንምጅማር ተዳለው ዉዲ ብተንተንቲ ጸወታ ብዝተዋህቦ ግምት እንተኾይኑ ኣብ ጽቡቕ ቁመና እዩ ዝርከብ ዘሎ ሸሞንቲኦም ተጻወቲ ኣብቲ ጉቡእ ቦትኦም ተሰሪዖም ኣቓልቦኦም ናብ ዳኛ ገይሮም ንመኾብኮቢ በትሮም ኣትሪሮም ብምሓዝ ኣብ ሞንጎኦም ንእትድርበ ኩዕሶ ክሃርሙ ተዳለው ኣብዚ ጸወታ ሹዱሽተ ናይ ዕረፍቲ ሓጸርቲ ግዜያት ኣለዋ ሚሜ ካርሰን ፋልማያ ከትዕዘብ ንዝመጸት ፔጊ ብዛዕባ ሕግታት እቲ ጸወታ ከትገልጸላ ጀመረት። ሓንቲ ቻከር ከሳብ ዳኛ ፊስኩኡ ዝሃርም ኣይትቋረጽን እያ ከምቲ ዝነገርኩኺ ኣብ ሞንጎ ከልተ ቻከር ሓጺር ናይ ዕረፍቲ ግዜ ኣሎ ኣብቲ ናይ ዕርፍቲ ግዜ ተጻወቲ ኣፍራስ ከቅይሩ ወይ ውን ኣብ ደቂ ጋንታ ንሓድሕዶም ከቀያየሩ ይኸአሉ እዮም እታ ኣብ ልዕሊ ፈረስ እንዳጋለብካ ኩዕሶ ብምኹብካብ ናብ ኣንጻር ጋንታ ዝበዝሐ ጎል ዘመዝገበት ከኣ ተዓዋቲት እቲ ውድድር ትኸውን ማለት እዩ የቐንየለይ ሚሚ ከም ዝፈትዎ ትገብርኒለኺ ዳኛ ኩሉ ነገር ምስ ኣረጋገጸ ንዝሓዛ ጸዓዳ ኩዕሶ ብማእከል ከልተ መስርዕ ኣፍራስ ሰደዳ። ኣብ ምዝዛም ሓምሸይቲ ቻከር ከኣ ሳላ ብሉጽ ጸወትኡ ጋንትኡ ንመቀናቅንታ ብገፊሕ ነጥቢ መሪሓ ወጽአት ዉዲ ካብ ፈረስ ብምውራድ ናብ ከፍሊ መቀያየሪ ከዳን እንዳምረሐ ፔጊን ሚሚካርሰን ኮፍ ናብ ዝበላሱ ጠሚቱ ናይ ርሑቅ ሰላምታ ሰደደለን ፔጊ ብሰብኣያ ኩርዓት እንዳተሰምዓ ንሚሚ ጠመተታ ከምዚ ኣይመስለንን ነይሩ እቲ ጸወታ ጽቡቅዶ ነይሩ።