Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية  Portuguese
Book of the day

ወጋሕታ፡ ቀትርን ምሸትን part 12.pdf


Advertisement
  • word cloud

ወጋሕታ፡ ቀትርን ምሸትን part 12.pdf
  • Extraction Summary

ሽሕኳ ሰለስቲኦም ደቁ መወዳእታ ዝተራኸቡላ ግዜ ዓመት እንተኣሕለፈ ምኽንያት ናይዚ ሕጂ መተኣኻኸቢኦም ከምኡውን ብሓባር ምህላዎም ደስታ ከፈጥረሎም ኣይከኣለን ሲድኒ ሸልደን ብምባል ኣርአስቲ ንከቅይር ሓሪቆም ንዝጥምትዎ ዘለው ኣሕዋቱ ሕቶ ኣቕረበሎም እወ ቴይለር ዝተጸወገ ገጹ ከይፈትሐ ሓጺር መልሲ መለሰሉ ግጸኛየ ኣቦና ንዓና ዘኪሩ ሳንቲም እውን ከምዘይገድፈልና በለ ዉዲ። ንታይ እሞ ከገብሮዩ። ፍልይቲ ንግሆ ክትኸውን እያ በለ ስቲቭ ብፍላይ ምስ ነገርናዮም ከመይ ከም ዝኾኑ የተሓሳስበኒሎ ደሓን እንታይ ኣጨነቀካ ዘይ ሕጂ ከንርአዮም ኢና በሎም ምስ ኩሎም ሰላምታ ድሕሪ ምልውዋጥ ከልቲኦም ጠበቓታት ተታሓሒዞም ካብቲ ቪላ ወጽኡ ብመኪንኦም ናብ ቤትጽሕፈቶም እንዳተመለሱ ከለው ፊትዝግራልድ እሞ ንደቂ ስታንፎርድ ከም መጀመርታ ሌላኻ መጠን ከመይ ረኺብካዮም። ምሒር ከም ዝጸልእዎ ይፈልጥ ነይሩ እዩ። ንምንታይ ግን ከንድኡ ዝኣከል ሃብቱ ብሙሉኡ ገዲፉሎም ኣይተረድኣንን ሣዋጋ ሓደ ሚለዮን ዶላር ሕቶ ኢኻ ሓቲትካ ስቲቭ። መልሱ ከንፈልጦ ዘይንኸእል ሕቶ እዩ። ብህይወቱ ከሎ ግን ከህበና ነይርዎ ካብ ሽዑ ጀሚርና በቲ ገንዘብ ምተዘናጋዕናሉ ብዛዕባ እዚ ኣረጊት ሓደ ነገር ከነግረኩምየ ካንደል ኤእ። ምሟቱ ከኣ ይግብአኦ እዩ።

  • Cosine Similarity

ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ምዕራፍ ፍጹም ዘይፋለጡ ኣጋይሽ ዝተራኸቡሉ ስነስረዓት ኮይኑ ኣሉ ዳኛ ቴይለር ስታንፎርድ ካብ ቦስተን ብነፋሪት መጺኡሎ ካንደል ስታንፎርድ ካብ ፓሪስ መጺኣ ኣላ። ሰብኣያ ማርከ ሬናውድ ከኣ ካብ ከተማ ኒውዮርከ ብባቡር ተጓዒዙ ኣብ ጎድኒ ሰበይቱ ተረኺቡሉ ዉዲ ስታንፎርድ ከምኡውን በዓልቲ ቤቱ ፔጊ ካብ ሆብሳውንድ ብመኪንኦም ተጓዒዞም ኣብ ስነስረዓት ቀብሪ ተረኺቦም ኣለው ወረስቲ ቢልዮናት ዶላራት ከም ዝኾኑ ኣብ ኩለን ማእከላት ዜና ዝቃለሐሎም ዘሎ ሰለስተ ደቁ ኣብ ስነስርዓት ቀብሪ ኣቡኦም ዝካየደሉ ቤተከርስትያን ተኣኻኺቦም ኣለው ኣፍደገ ቤተከርስትያን ዝርከብ ጽርግያ ብኣባላት ጸጥታን ፓሊስ ከተማን ተሓጺሩሉ ኣብ ስነስርዓት ቀብሪ ንዝሳተፉ ዓበይቲ ሰበስልጣን መንግስትን ፍሉጣት ሰብ ሃብትን ንኸዕዘቡ ዝመጽኡ ግዱሳትን ጋዜጠኛታትን ከኣ ብድሕሪ መስመር ሓለዋ ኮይኖም ምከትታሎም ቀጺሎም ኣለዉ። እዚ ከኣ ሓወይ እዩ ቴይለር ይበሃል ብምባል ዉዲ ንሰበይቱ ምስ ሓዉን ሓፍቱን ኣላለሊያ ዝሑልን ናይ ይምሰል ሰላምታን ከለዋወጡ ጸኒሖም ስነስረዓት ቅዳሰ ከካይድ ዝተቆጽረ ሰብአይ ናብ ዝነበርዎ ከፍሊ ኣትዩ ቀዳሰ ከጀመር ብምኺኑ ኣብ ቦትኦም ከርከቡ ሓቢርዎም ናብ ውሽጢ አዳራሽ ቤተከርስትያን ተመልሰ። ካንደል ኣቦና ኣብ ገሃነም ዘሳልጦም ብዙሓት ጉዳያት ስለ ዝህልውዎ ከምለስ እዩ ኢልኪ ኣይትጠራጠሪ ቴይለር ነቲ ውቁብ ቪላ ከጥምቶ ድሕሪ ምጽናሕ ዓሚቕ ትንፋስ ኣስተንፊሱ ንኺድ ንእቶ በሎም ናብ መዓጾ እቲ ዓቢ ቪላ ምስ ቀረቡ ልዕሊ ዓመታት ዝሰርሐን ኣብቲ ሕማቅ እዎን እውን እንተኾነ ንኩሉ ዝወጽእ ዝነበረ ወረን ዜናን ተጻዊሩ እሙንነቱ ዘመስከረ ወዲ ሰብዓ ዓመት ገዲም ሰረሕተኛ ገዝኦም ከለርከ ከፈቶም ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ከላርከ ንደቂ ሄሪ ምስ ረኣየ ኣዝዩ ተሓጎሰ። በዓልቲ ቤተይ እኳ ብዛዕባኻ ብዙሕ ጽቡቕ ነገር ከም ዝፈልጥ ጌይራትኒ እያ መለሰ ማርከ የቐንየለይ ማርከ ኢሉ ምስጋንኡ ምስ ኣቅረበ ናብ ቴይለር ገጹ ጠመተ። ቅሩብ ከም ዕላል ከራኸቦም ዝኸእል ዘሕለፍዎ ንእስነት ጥራይ እዩ ካንደል ንዝጸንሐ ስቅታ ደፊራ ናብ ቴይለር ብምጥማት ኣብ ጉዳይ ፊዮረሎ ንዝሃብካዮ ውሳኔ ኣብ ጋዜጣ ኣንቢበዮ ነይረ። ሓተተ ቴይለር ናብ ሰብኣይ ሓፍቱ ብምጥማት ኣኣብ ናይ ድለላ ስራሕ ኣብ ዝተዋፈረ ትካል ተቆጺረየ ዝሰርሕ መለሰ ማርከ ቴይለር ካብ ሰብኣይ ሓፍቱ ልዕል ዝበለ ስራሕ ተጸብዩ ስለዝጸንሐ ተገሪሙ እሞ ሓንቲ ዕውትቲን ፍልጥቲን ሰበይቲ ምርካብካ ዕድለኛ ኢኻ በሎ ብድፍረት ካንደል ብቶኸታኺ ቃላቱ ሓሪቃ ዓይና ኣፍጢጣ ጠመተቶ ናብ እዝኒ ሰብኣያ ቀሪባ ንዝበለካ ግዲ ኣይትግበረሉ። ከም ትፈልጥ ከትኸውን ኣይትድለ ደሓር ከኣ ኣቦይ ብኸመይ ንገንዘቡ ምስኡ ናብ ጉድጓዱ ሒዝዎ ከም ዝኣቱ ኣይጠፍአንዩ በሎ ዉዲ ተጸዊጉ ንማርከ ከጥምቶ ጸኒሑ ናብ ቴይለር ቆላሕትኡ ብምምላስ ደሓን ጽባሕ ንኩሉ ክንፈልጥ ኢና በለ ቴይለር ተረጋጊኡ ሕጂ ንደረር ጥራይ ንጽባሒታ ንግሆ ልከዕ ኣብ ቆጸራ ሰዓቶም ፊትዝግራልድን ስቲቭን ኣብ ቪላ ሮዝ ሂልስ ተረኸቡ ከለርከ ንኸልቲኦም ተቐቢሉ መሪሕዎም ኣብ ውሽጢ እቲ ቪላ ናብ ዝርከብ ገፊሕ ቤትንባብ ኣተወ። ስቲቭ ይበሃል ፊትዝግራልድ ሰላምታ ድሕሪ ምቅራብ ንመሳርሕቱ ኣላለየ ንደል ሬናውድ እዚ ከኣ ማርክ ይበሃል በዓል ቤተይዩ ወጋሕታ ቀትርን ምሸትን ናይ ኢድ ሰላምታ እንዳተለዋወጡ ከለው ዉዲን ፔጊን ተመራሪሖም ናብ ቤትንባብ ኣተው ዉዲ ተላለዮ ስቲቭ ይበሃል እዚ ከኣ ፊትዝግራልድ በለት ካንደል ንዉዲ ምስቶም ኣጋይሽ ከተላልዮ ብምድላይ ዉዲ ሰላምታ ቅድሚ ምሃቡ ርእሱ እንዳነቅነቀ ንከልቲኦም ጠመቶም ተስፋ ይገብር ንብሙሉኡ ገንዘብ ኣቦይ ሒዝኩሞ መጺእኹም ከትኾኑ እ መጀመርታ ከግበሩ ዝግብኦም ኣጆኻ ይላገጽየ ዘለኹ ኣይትሰንብድ በሎ ዉዲ ስንባደ ስቲቭ ኣስሒቅዎ ፍሽኸ እንዳበለ። ቴይለር። ብልክዕ ዘሕዝን ሓደጋዩ አጋጢም ናይ ኣቦኻ መርከብ ኣብ ጉዕዞ እንከላ እያ ኣብ ኮርሲካ ምስ በጽሐት እቲ ሓያል ማዕበል ዘጋጠማ ከም ሓላዊኡ ዲሚትሪ ካሚኒስኪ ዝበሎ እንተኾይኑ ኣቦኹም ገለ ንፋስ ዝበታተነሱ ናይ ስራሕ ወረቓቅቲ ከእከብ ከብል ናብ በረንዳ መርከቡ ምስ ወጸ እዩ ነተን ብንፋስ ሲድኒ ሸልደን መሊሰን ዝብተና ዝነበራ ወረቓቅቲ ንከሕዝ ሚዛኑ ስሒቱ ናብ ባሕሪ ዝጠሓለ ካፕቴን መርከብ ጠጠው ኣቢሉ ከሳብ ደልዮም ዘውጽእዎ ከኣ ኣቦኹም ብህይወት ከጸንሕ ኣይከኣለን ብምባል ስቲቭ ዝከኣሎ ዝርዝራዊ መልሲ ከህብ ፈተነ እንታይ ዓይነት ሕማቅ ኣማውታዩ በጃኻ ካንደል ኣስካሕከሐት ነዚ ዲሚትሪ ካሚኒስኪ ትብልዎ ሰብ ባዕልኹም ኣዘራሪብኩሞ ኔርኩም። ሓተተ ዉዲ ጠጠው ኢሉ እንከሎ ንፊትዝግራልድ ብምጥማት ብልክዕ መጠን ሃብቲ ኣቦኻ ክንድዚ እዩ ኢለ እኳ ኣይፈልጦንየ ግን ኣብ መጽሔት ፎርብስ ከም ዝሰፈረ እንተኾይኑ ከባቢ ሹዱሸተ ቢልዮን ኣቢሉ እዩ ዝኸውን። ሓተተ ቴይለር ኑዛዜ ኣቦኻ ከም ዝብሎ እንተኾይኑ ሙሉእ ሃብቱን ንብረቱን ኣብ ሞንሃቶም ናይ ሕጊ ወረስቲ ብማዕረ ከምቀል እዩ ዘገድድ ይ ሕጊ ወረስቲ ከትብል ከለኻ ከመይ ማለትካ እዩ። ሓተተት ፔጊ ኣጽቂጣ ድሕሪ ምጽናእሕ ሕጋዊያን ወረስቲ ዝበሃሉ ብተፈጥሮኣዊ መንገዲ ካብ ኣውራሲ ዝተወለዱ ወይ ከኣ ብሕጋዊ መንገዲ ናብ ኣውራሲ ዝረዓሙን ኩሎም ማለት እዮም መለሰ ቴይለር ኣብ ቅድሚኡ ኮፍ ኢሎም ናብ ዘለዉ ጠበቓታት እንዳጠመተ ፊትዝግራልድ ብመልሲ ቴይለር ከም ዝሰማማዕ ንምግላጽ ንፔጊ ጠሚቱ ርእሱ ነቅነቐዋላ። ሓተተት ካንደል ንፊትዝግራልድ ጠሚታ ኣቦኹም ቅድሚ ብዙሕ ዓመታት ካብ ሓንቲ ኣብዚ ቪላ ትሰርሕ ዝነበረት ኣላይት ቆልዑ ወሊዱ ከም ዝነበረ ትፈልጡ ይመስለኒ ካብ ሮዝሜሪ ኔልሰን ሓተተ ቴይለር እወ። እሞ ዝኾነ ተወሳኺ ትሓቱና ነገር እንተሃልዩ ቴይለር ኮፍ ካብ ዝበለሉ ድሕሪ ምትንሳእ ዘሎ ኣይመስለንን ብወገንና የቀንየልና ኣቶ ፊትዝግራልድ ከምኡውን ኣቶ ስቲቭ ዝኾነ ንደልዮ ነገር እንተደኣ ሃልዩ ክንድውለልኩም ኢና በሎም ምስ ኩሎም ሰላምታ ድሕሪ ምልውዋጥ ከልቲኦም ጠበቓታት ተታሓሒዞም ካብቲ ቪላ ወጽኡ ብመኪንኦም ናብ ቤትጽሕፈቶም እንዳተመለሱ ከለው ፊትዝግራልድ እሞ ንደቂ ስታንፎርድ ከም መጀመርታ ሌላኻ መጠን ከመይ ረኺብካዮም።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Advertisement
Bottom banner

Download options | Convert to Pdf | Reading List | Advertise on dirzon

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact