Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ሓዲስ ሥርዓት ደመይ እዩ። እዚ ኸኣ ዚስይፍን ዚቹርጽን ዚፈላልን ብጽሒት ኃጥኣን እዩ። ሽዑ ነፍስውን ብኹሉ ዘመን ሕይወታ ዝገበረቶ ግብራ ኺግለጽ እዩ። ዘፈጠረ ዙሎ ወይአዜኒ አልሕቅ አጽግብ ርጉባኒሆም ዒ አሕዩ ድውያኒሆምሙ ቅዳሴ ያዕቆብ ጋ ሟ ሮ ሃአሜ መሐረነ ወምሐክነ ወተሣሃለነ አ ለይኳጅ ስብሐት ለአብ ፈናዊ አኩቱት ር ትእምርተ ዘሠና ይወፈኑላዕሌ ምሕረት ንምግባር ሥልጣን ዘለዎ እግዚኣብሔር አኣምላኸና እዩ። ኣቡኡ ንጐይ ታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክር ስቶስ ምስኡን ምስ መንፈስ ቅዱስን ምስጋናን ጽንዓትን ብእኡ ዘሎካ ሎምን ዙሉ ሳዕን ንዘለዓለም ዓለም። ኀቤከ ንስአል ወናስተበቀዕ ኢፍ ዞኢ ጉመውት ለዓለመ ዓለም ። ደ ያን አግዚኣብሔር ንጽዮን ኃርይዋ እዩ። መኅደሪኡ ኸትኮኖውን ፈትይዋ እዩ። በሰላመ እግዚኣብሔር።
ምስጋና ምስ ሓደ ወድኻን ምስ መንፈስ ቅዱስን ናትካ እዩ እሞ ሉምን ዙሉ ሳዕን ንዘለዓለም ዓለም ኣሜን። ሕዝቢ አሜን ይበሉ። ሂ ሕዝቢ ኣብ ብሓቂ ቅዱስ እዩ ወልድ ብሓቂ ቅዱስ እዩ መንፈስ ቅዱስ ብሓቂ ቅዱስ እዩ ይበሉ ካህን ንእግዚኣብሔር ኩልኹም ኣመስግንዎ ይበል። ንፍቅ ዲያቆን ንጸሎት ተንሥኡ ይበል ሕዝቢ ኦ ጐይታ ይቕረ በለልና ይበሉ። ምስ መንፈስካ ይበሉ ኣብ ኅብስቲ ዚጽልዮ ጸሎት ኦ ጐይታይ ኢየሱስ ክርስቶስ ምስ ቀዳማይ ኣብ ሓደ ዝኾንካ ንጹሕ ናይ አብ ቃል ናይ መሕወዬ መንፈስ ቅዱስውን ቃል ካብ ሰማያት ዝወረድካ ናይ ሕይወት ኅብስቲ ንስኻ ኢኻ። ሕዝቢ ኣሜን ኦ ጐይታ ይበሉ። ሕዝቢ አሜን ኦ ጐይታ»» ይበሉ። ሕዝቢ አሜን ኦ ጐይታ ይበሉ። ሕዝቢ ኣሜን ኦ ጐይታ» ይበሉ። ኦ ኣብ ወልድ መንፈስ ቅዱስ ናይ ቅዱስ ስምካ ምስጋና ክቡርን ምሉእን እዩ እሞ ሎምን ኩሉ ሳዕን ንዘለ ዓለም ዓለምን ኣሜን። ኣብ ዙርያ ቤተ መቕደስ ኪዘውር ከሎ በብኣፍ ዶጊኡ በርባዕተ መኣዝን ንሥሉስ ቅዱስ ኣብ ወልድ መንፈስ ቅዱስ ምስጋናን ክብርን ይኹን ሎምን ዙሉ ሳዕን ንዘለዓለም ዓለም ኣሜን ይበል። ሕዝቢ ኦ ጐይታ ይቕረ በለልና ይበሉ ንፍቅ ካህን ሰላም ንኙዥልኹም ይኹን ይበል። ምስ ኣንበበ ድማ ከምዚ ይበል ይ ኣብ በረኸት ናይ ወልድ ፍቕሪ ናይ መን ፈስ ቅዱስ ሃብቲ ኣብ ቅድስቲ ጽርሓ ጽዮን ኣብ ልዕሊ ሓዋርያት ከም ዝወረደ ግብ ሓ ምቀ ከምኡ ኸኣ ኣብ ልዕለይን ኣብ ልዕሊ ኩልኹምን ዕጽፊ ኾይኑ ይውረድ። ዥሉ እትፈልጥ መንፈስ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱ ቅዱስ ንስኻ ኢኻ ይበሉ በቆፎ ፆ ጁጽ ካህን ኣብ ቅድሚ መሠውኢ ደው ኢሉ ከምዚ ይበል እግዚኣብሔር ኣምላኸና መሥዋዕቲ ኣቦና ኣቱ ርሃም ዝተቐበልካ። ሕዝቢ እ ጐይታ ይቕረ በለልና ይበሉ ካሀን ሰላም ንኹልኹም ይኹን ይበል። ካህን እግዚኣብሔር ምስ ኩልኹም ይኹን ይበል። ሕዝቢ ኦ ጐይታ ይቕረ በለልና ይበሉ ንፍቅ ካህን ሰላም ንኹልኹም ይኹን ይበል። ሕዝቢ ምስ መንፈስካ ይበሉ ካህን ሕጂ ኸኣ ኩሉ ንዚኅዝ እግዚኣብሔር ኣቦ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንልምን ኣሎና። ቋ ሕዝቢ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ እግዚኣብሔር ጐይታ ሠራዊት ክብሪ ምስጋናኻ ሰማይን ምድ ርን ምሉእ እዩ ይበሉ። ሕዝቢ ኣሜን ኦ ጐይታ ምሓረና ኦ ጐይታ ኣና ሕስየልና ኦ ጐይታ ይቕረ በለልና ይበሉ ዲያቆን ንእግዚኣብሔር ኣምላኸና ሠናይ ኅብረት መንፈስ ቅዱስ ምእንቲ ኺህበና ብምሉእ ልቢ ንለምና ይበል። ሕዝቢ ኸምኡ ይበሉ ካህን ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ኣብ ልዕሌና ፈኑ። ሕዝቢ ሓደ ኣብ ቅዱስ እዩ ሓደ ወልድ ቅዱስ እዩ ሓደ መንፈስውን ቅዱስ እዩ ይበሉ። ሕዝቢ ድማ ኸምኡ ይበሉ ብድኅርዚ ካህን ይተ ጊዜ ኦ ክርስቶስ ጐይታ ምሓረና ይበል። ካህን እዚ ናይ ብሓቂ ናይ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ክቡር ደም እዩ። ሕዝቢ አሜን ይበሉ ነው ። ሕዝቢ ኣሜን ይበሉ ይ ሕ አሜን ። ኣብ ቅዳሴ ሓዋርያት ካብ ሰማይ ዝወረደ ናይ ሕይወት ኅብስቲ ቅዱስ ዝኾነ ሥጋ ክርስቶስ እዚ እዩ ይበል። ሕዝቢውን ኣብ ሥጋ ሓደ ጊዜ ኣብ ደም ክልተ ጊዜ ኣሜን ይበሉ። ሕዝቢ ኣብ እግዚኣብሔር ኣምላኸና ኣሎና ይበሉ። ካህን አብ ሰማይን ኣብ ምድርን ዘሎን ዚነብርን ናይ ኣማልኸቲ ኣምላኸ እግዚኣብሔር ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ እዩ ይበል። ሕዝቢ ማዱስ ቅዱስ ቅዱስ እግዚኣብሔር ጐይታ ሠራዊት ናይ ክብርኻ ምስጋና ሰማያትን ምድርን ምሉእ እዩ ይበሉ። ሕዝቢ አብ እግዚኣብሔር ኣምላኸና ኣሎና ይበሉ። ሕዝቢ ሓደ ኣብ ቅዱስ እዩ። ሐደ ወልድ ቅዱስ እዩሓደ መንፈስውን ቅዱስ እዩ ይበሉ ካህን እግዚኣብሔር ምስ ኩልኹም ይኹን ይበል። ሕዝቢ ምስ መንፈስካ ይበሉ ካህን ኦ ክርስቶስ ጐይታ ምሓረና ይበል። ሕዝቢ ብሓቂ ይግባእ እዩ ይበሉ ካህን ሰማያዊ ነገር ሕሰቡ ይበል። ዮሓ መንፈስ ቅዱስ ዝኾነ ሓደ ናይ ቅዳሴ ማርያም ። ዶ ጊዜ ናብ ኅብስቲ ይባርኸ ሕዝቢ አሜን ይበሉ ሾ ካህን ኦ ጐይታ ከምቲ ናይ ሽዑ ጊዜ ነዚ ጽዋዕ እዚ ምልክታ ባሪኸካን ቀዲስካን ሃብ። ካህን ኦ ጐይታ ክርስቶስ ምሓረና ሕዝቢ ኸኣ ኸምኡ ይበሉ። ይኹን ይኹን ሕዝቢ ድማ ኸምኡ ይበሉ ካህን ይበል። ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ኣብ ልዕሌና ፈኑ ምኡ ይበሉ ዙ ጁ ጁ ዲያቆን ንጸሎት ተንሥኡ ይበል። ሕዝቢ ኦ ኣምላኸና ከም ምሕረትካ ተ ጊዜ ይበሉ ብድኅሪኡ ሕዝቢ ናይ መድኃኔ ዓለም ሠራዊት መላእኸቱ ንመድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድሚኡ ይቐሙ። ሕዝቢ ኦ ጐይታ ኣብ ቅድሜኻ ነመስግነካን ኣሎና ይበሉ። ቆሮ ሕዝቢ ሓደ ኣብ ቅዱስ እዩ ሓደ ወልድ ቅዱስ እዩ ሓደ መንፈስውን ቅዱስ እዩ ይበሉ። ብድኅሪኡ ካህን ጊዜ ሕዝቢ ተ ጊዜ ኦ ጐይታ ክርስቶስ ምሓረና ይበሉ ኣብ ንስሓ ዘሎኹም ርአስኹም ኣድንኑ ንሰግድን ዛ ዲያቆን ይበል። ሥ ሇ ዝ ዲያቆን ንፍቅ ካህን ናይ ቡራኬ ጸሎት ኣብ ገጽ ጓጣ ካህን እግዚኣብሔር ኣብ ንሓደ ወዱ ኦ ጐይታ ንሥጋ ምስ መንፈስ ሓደ ጌርካ ኸተተ ንሥእ ከሎኻ ኣብ ናይ ክብሪ ትንሣኤ ክትጽው ፆም ንልምነካ ኣሎና። ት ቹ ቁ ካህን እግዚኣብሔር ምስ ኩልኹም ይኹን ይበል። ሕዝቢ ሓደ ኣቱ ቅዱስ እዩ ሓደ ወልድ ቅዱስ አዩ ሓደ መንፈስውን ቅዱስ እዩ ይበሉ። ግ ካህን ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ኣብ ልዕሌና ፈኑ ይበል። ሕዝቢ አ ጐይታ ኣብ ነመስግነካን ይበሉ። ሕዝቢ ድማ ኸምኡአ ይበሉ ብድኅርዚ ካህን ጊዜ ሕዝቢ ጊዜ ይበሉ ዲያቆን ኣቱም ኣብ ንስሓ ዘሎኹም ርእስኩም ኣትሕቱ ይበል። ሕዝቢ አሜን ንኣምን ኢና ኦ ጐይታ ምሓረና ኦ ጐይታ ኦ ጐይታ ይቕረ በለልና ይበሉ። ሕዝቢ ከምኡ ይበሉ ካሎህግ ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ኣብ ልዕሌና ፈኑ ይበል። ጄ ሕዝቢ ኦ ጐይታ ኣብ ቅድሜኻ ንሰግድን ነመ ስግነካን ይበሉ ካህን ናይ ንስሓ ጸሎት ኣብ ገጽዛ ዘሎ ይጸሊ። ሕዝቢ አደ ኣብ ቅዱስ እዩ ሓደ ወልድ ቅዱስ እዩ ሓደ መንፈስውን ቅዱስ እዩ። ሕዝቢ ኸምኡ ይበሉ ብድኅርዚ ካህን ጊዜ ሕዝቢ ተ ጊዜ ይበሉ ዲያቆን ኣቱም ኣብ ንስሓ ዘሎኹም ርእስኹም ኣድንኑ ይበል። ሕዝቢ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ እግዚኣብሔር ጐይታ ሠራዊት ፍጹም ክብሪ ምስጋናኻ ሰማያ ትን ምድርን ምሉእ እዩ ይበሉ። ሕዝቢ ኸኣ ኸምኡ ይበሉ ካህን ስም እግዚኣብሔር ቡሩኽ እዩ። ካህን ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ኣብ ልዕሌና ፈኑ ይበል። ሕዝቢ ኦ ጐይታ ይቕረ በለልና ይበሉ ካህን ሰላም ንኙልኹም ይኹን ይበል። ቅደስ ሥጋን ፆምን ንዝተቐደሱ እዩ ደጌታት ክፈቱ ዘሎኹም በ ሓደ ኣብ ቅዱስ እዩ ሓደ ወልድ ቅዱስ እዩ ሓደ መንፈስውን ቅዱስ እዩ ይበሉ። ብድኅርዚ ካህን ጊዜ ይበል ሕዝቢ ተ ጊዜ ይበሉ። ሕዝቢ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ እግዚኣብሔር ጐይታ ሠራዊት ፍጹም ክብሪ ምስጋናኻ ሰማይን ምድርን ምሉእ እዩ ይበሉ። ኦ እግዚኣብሔር ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ ኢኻ። ሕዝቢ ኦ ጐይታ ይቕረ በለልና ይበሉ ካህን ሰላም ንዥልኹም ይኹን ይበል። ሕዝቢ ሓደ ኣብ ቅዱስ እዩ ሓደ ወልድ ቅዱስ እዩ ሐደ መንፈስውን ቅዱስ እዩ ይበሉ። ሕዝቢ እዩ ምስ መንፈስካ ይበሉ። ሕዝቢ ድማ ኸምኡ ይበሉ ብድኅርዚ ካህን ተ ጊዜ ሕዝቢ ክልተ ጊዜ ብሓጺር ዜማ ይበሉ። ንዘለዓለም ዓለም ሕዝቢ አሜን ይበሉ። ሕዝቢ ቅዱስ እግዚኣብሔር ቅዱስ ኃያል ቅዱስ ሕያው ዘይመውት ካብ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ዝተወልደ ኦ ጐይታ ይቕረ በለልና። ሕዝቢ ኸምኡ ይበሉ ካህን ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ኣብ ልዕሌና ፈነ ይበል ሕዝቢ ኸኣ ኸምኡ ይበሉ። ሕዝቢ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ እግዚኣብሔር ጐይታ ሠራዊት ፍጹም ክብሪ ምስጋናኻ ሰማያ ትን ምድርን ምሉእ እዩ ይበሉ ኣ። ሕዝቢ ኸኣ ኸምኡ ይበሉ ካህን ስም እግዚኣብሔር ቡሩኸ እዩ ብስም እግዚኣብሔር ዚመጽእ ከኣ ቡሩኽ እዩ። ሕዝቢ ኸምኡ ይበሉ ቅዱስ ኣብ ልዕሌና ፈኑ ይበል። ድቿ ዲያቆን ንጸሎት ተንሥኡ ይበል ሕዝቢ ኦ ጐይታ ይቕረ በለልና ይበሉ ካህን ሰላም ንኩልኹም ይኹን ይበል ሕዝቢ ምስ መንፈስካ ይበሉ። ሕዝበሓደ ኣብ ቅዱስ እዩ ሓደ ወልድ ቅዱስ እዩ ሓደ መንፈስውን ቅዱስ እዩ ይበሉ ካህን እግዚኣብሔር ምስ ኩልኹም ይኹን ይበል። ብድኅርዚ ካህን ይተ ጊዜ ሕዝቢ ተ ጊዜ ኦ ጐይታ ክርስቶስ ምሓረና ይበሉ። ሕዝቢ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ እግዚኣብሔር ጐይታ ሠራዊት ክብሪ ምስጋናኻ ሰማያትን ምድ ርን ምሉእ እዩ ይበሉ። ነዚ ምስጋና እዚ ፍጹም ምእንቲ ኺገብር ሕዝቢ አሜን ኦ ጐይታ ምሓረና ኦ ጐይታ ለውሃልና ኦ ጐይታ ኅደገልና ይበሉ ዲያቆን ንእግዚኣብሔር ኣምላኸና ሠናይ ኅብ ረት መንፈስ ቅዱስ ኪህበና ብምሉእ ልብና ንለ ምኖ ይበል። ይኹን ይኹን ቡሩኸ ይኹን ሕዝቢ ድማ ከምኡ ይበሉ ካህን ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ልኣኸልና ይበል። ሕዝቢ ኦ ጐይታ ኣብ ነመስግነካን ኣሎና ይበሉ። ሕዝቢ ሓደ ኣብ ቅዱስ እዩ ሓደ ወልድ ቅዱስ እዩ ሓደ መንፈስውን ቅዱስ እዩ ይበሉ እግዚኣብሔር ምስ ኩልኹም ይኹን ይበል። «ኣሜን» ካህን እግዚኣብሔር ይበል። ሕዝቢ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ እግዚኣብሔር ጐይታ ሠራዊት ፍጹም ክብሪ ምስጋናኻ ሰማይን ምድርን ምሉእ እዩ ይበሉ ካህን እግዚኣብሔር ብሠለስትነቱ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ እዩ ዉሳ ዋ ራእ ዯቀ ክ። ሕዝቢ ሐደ ኣብ ቅዱስ እዩ ሓደ ወልድ ቅዱስ እዩ ሓደ መንፈስውን ቅዱስ እዩ ይበሉ። ብድኅርዚ ካህን ዞ ጊዜ ሕዝቢ ጊዜ ይበሉ ሀ ዲያቆን ኣብ ንስሓ ዘሎኹም ርእስኹም ኣድንኑ ይበል። ካህን መንጽሒ ነፍስ ይበል ከም ብሓድሽ ኩሉ ንዚኅዝ እግዚኣብሔር ኣቦ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንልምን ኦ እግዚኣብሔር ገጽ ዛ ኣብ ፍቕዲ ዘሎ ኣሎና። ሕዝቢ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ እግዚኣብሔር ጐይታ ሠራዊት ፍጹም ክብሪ ምስጋናኻ ሰማይን ምድርን ምሉእ እዩ ይበሉ ካህን። ሕዝቢ ኸምኡ ይበሉ ካህን ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ኣብ ልዕሌና ፈኑ ይበል። ሕዝቢ ሓደ አብ ቅዱስ እዩ ሓደ ወልድ ቅዱስ እዩ ሓደ መንፈስውን ቅዱስ እዩ ይበሉ። ሕዝቢ ከኣ ኸምኡ ይበሉ ብድኅርዚ ካህን ጊዜ ሕዝቢ ተ ጊዜ ይበሉ። ናይ ውሽጢ ቡራኬ ኣበየናይን ኣበየናይ ጊዜ ዚፍጸም እዩ ንዚብል ሓታቲ ካህን ቡሩክ እግዚኣብሔር ኣኃዜ ኩሉ ኪብል ከሎ ሾ ጊዜ ጸሎተ እንፎራ ኪጽሊ ኸሎ ጊዜ ኣመስገነን ባረኸን ኪብል ከሎ ኣብ ልዕሊ ኅብስቲ ጊዜ ኣብ ልዕሊ ወይኒ ጊዜ ይረስዮ ይለውጦ ኪብል ከሎ ኣብ ልዕሊ ኅብስቲ ጊዜ ኣብ ልዕሊ ወይኒ ጵ ጊዜ ኣብ ክልቲኡ ጊዜ ኣመስገነ ኪብል ከሎ ተ እንተ ገበረ ኣብ ይረስዮ ይለውጦ ኣብ ኣመስገነ ሄጄ እንተ ባረኸ ድማ ኣብ ይለውጦ ኮ ጊዜ እዩ ዚባ ኣኣምን ኣኣምን አኣምን ምስ በለ ኣብ ልዕሊ ኽልቲኡ ሄ ጊዜ ይባ ብሥጋ ኣብ ልዕሊ ደም ብደም ኣብ ልዕሊ ሥጋ ይባ ብኢድ ካህን ብዓስቢ ዲያቆን ሄተ ድምር ናይ ውሽጢ ቡራ ኬያት እዚ እዩ። ሕዝቢ ኦ ጐይታ ይቕረ በለልና ይበሉ ካህን።