Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ይዕ ደሴ ቀዳሞት ጀጋኑ ኤርትራን ባህልናን እዚ መጽሓፍዚ ነቶም ግዝኣታት ቱርክን ሣብጽን መሪርዎም ብዝነበሮም ጉራደ ኩናት ኣረጊት ወጨፎ ከምኡ ኣድራጄሻ ደራሲኡ ቁጽሪ ሳጹን ቡሰጣ ኣሥመራኤርትራ መዘከርታ እውን ብውፉይ ሃግራዊ ሓሞት ንሓርነትን ክብሪ ህዝብን እናተቓለሱ እተሰውኡን እተሰዱን እተጋደሉን ቀዳሞት ኣርበኛታት ኤርትራ ልፅሊ ኮሁለ ከኣ ንእሉራት ደሴት ፍኹራን ዓሰብን ንክብሮም መዘከርታ ኪኾነለይ እውፍዮ ሕሱዳዎ መፅለ ድራፈ ጩይጄ ዱፖመ ዲድ ምጮጤጭ ባሕሪ ነጋሚ ጉራደ ዘርኣ ከንቲባ ጣዕማይ ከንቲባ ሐ ብላታ በራ ሃይሉ ገብራይ ቶዶት ከይትኾኒ ድርጎኛታት ኣብ ኤርትሪ አይተ ዝብኣይ እምባደርከ ክልተ ደቁ ሕምብርቲ ኣይተ ወልደገርግሽ ጐይታ በራዕዲ ግብርኻ ዝኣቱ ኣብ ዓዲ ፖ ንቆልዓዶ ኮንካ መዋረዲ ኣእምሮኻ ስሒትካ ኣሪግካ በራዕዲ ከብቲ ዕጭ ትወዲ እምቢ ትብል መማለዲ ገጸ በረኸት ኢድ መንስኢ ሃባዕደ እዚ ግጥሚዚ ሓደ ብዘመን ጣልያን ተገፊዑን ተጨቁኑን ቀረጽ መለስናሉሎም ክንዲ ፅንደ ዝነብር ዝነበረ ኤርትራዊ ብብድዐን ብዝሒ ጉቦን መግዛእቲ ንባጽዕ ወረዱ ናብ መንግደ ተሳቕዩ እኳ እንተ ነበረ ኣብ መወዳእታ ባርነት ተቐንጢጡ ተመሳሲልካ ሕደር ሓርነት ነጊሱ ፍትሒ ከም ዚሰፍን እምነት ዝነበሮም ዝደረስዎ ኢዩ። በዚ እዋንዚ እቲ ንኹሉ ዚዕዘብ ዝነበረ ብድሆ ወዲ ዘመኑ እተባህለ ማሰኛ ኣልቃሰን ሕላይ ዚገጥም ደራስን በቲ ጠባይ ህዝቢ ተገሪሙ እስኪ ጽን በሉ ሓንሳእ ስምዑ ጫው ጫው እናበለ ዘልቅስ ዝነበረ ህዝቢ ሃድኤ። «ቃልሲ ጸረድንቱርናጋ ሻሪ ዛንታ ከተማ ኣሥመራ።
ስለዚ ኢጣልያውያን ገዛእቲ ኣብ ዓድዋ ብውግእ ከም እተሳዕሩ ኣብ ኤርትራ ከአ በዚ ከምዚ ኣብ ላዕሊ እተዘርዘረ ተሳዕሩሞ ናብ ልዕሊ ከንቲባ ኣረይ ወዲ ወልዱ ስጉምቲ ኪወሰዱ ወሰኑ። ብላታ ገብረ እግዛአብሔርን እቶም ምስኦም ዝነበሩ ኣርባዕተ ካልኦትን ባሻይ ተሰፋማርያም ወዲ ባህታን ንትልንተ ሳንጐነቲ ብህይወቱ ምስ ምሉእ ጥዕናኡ ሒዞሙዎ ሰገነይቲ ምስ አተው በቲ እዋንቲ ኣብ ኤርትራ ሰፊሩ ዝነበረ ምምሕዳር ጣልያን ተሓጐሰሎም። ክን መክበር ን ብላታ ገብረእግዚአብሔር ጊላይ ኣብ ኩናት ዓድዋ ሰንበት መጋቢት ቀንዲ ትርጁማን ናይ ጀነራል ባራትየሪ ኦሪሰተ ኮይኖም ኣብ ርእሲ ምውዓሎም ጻዕዳ ፈረስ ተወጢሖም ዓቢ ባንዴራ ጣልያን እናአንበልበሉ ኣብ ጐድኒቲ ጀነራል ከም ዝወዓሉ ኪረጋገጽ ከሎ ውሽጣዊ ስምዒቶም ግን «እዚ ኩሉ ዚጣፋእ ዘሎ ኣፍሪቃዊ ንመንን ስለምንታይን ኢዩ እናበለ ሓደ ሓሳብ ይሕምብሰ ከም ዝነበረ ዘጣራጥር ኣይኮነን። ብላታ ገብረ እግዜአብሔር ጊላይ ኣብ ኤርትራ ከም ትርጁማን ኮይኖም ኪሰርሑ ከለው ከይሓፈሩ ወይ ከኣ ከይፈርሑ ዓው ኢሎም ምስ ዝኾነ ሰብ እናበሉ ዚዛረቡ ዝነብሩ ተባዕ ሃገራዊ ነበሩ። ኣብ ዝቕጽል ምዕራፋት ተገሊጹ ከም ዘሎ ኣብ ደሴት ናኹራ ተአሲሮም ዝነበሩ ኤርትራውያንን ካልኦት ኢትዮጵያዊያንን ብጥበብ ብላታ ገብረእግዚኣብሔር ነቲ ቤት ማእሰርቲ ሰቢሮም ከም ዝወጽኡውን ምስኩር ኢዩ። ብፍላይ ከኣ ከም በዓል ብላታ ገብረእግዚአብሔር ጊላይ ዝአመሰሉ ብህዝቢ ኤርትራ ኣዝዮም እተፈለጡን እተፈትውን ኣብ ርእሲ ምእሳሮም ንሓያሎ ካልኦት ከኣ ረሺኖምን ኣሕቂቐምን ስለ ዝነበሩ እቲ ኣብ መንጎ ተገዛእቲ ደቂ ኤርትራን ገዛእቲ ደቂ ኢጣልያን ክርኤ ዝደልይዎ ዝነበሩ ዝምድና ዳርጋ ተባታቲኹ ጸንሐ። ንደሴት ናኹራ ወሲዱ ክአስሮም ብሓላፍነት እተቐበሎም ከኣ ከሎኔሎ ማርኪ ካፖ ዲ ስልዳቶ ማጆረ ኣማሓዳሪ ማርቲኒ ፈርዲናንዶ ኣብ ሃገሩ ዓዲ ጣልያን ብሥራሕ ከይዱ ከሎ ብወርሒ የካቲት ዓምፈ ሓደ ላትሪቡና እተባህለ ጋዜጣ ኢጣልያ «ብላታ ገብረ እግዚአብሔር ጊላይ እተባህለ ቀንዲ ትርጁማን ምምሕዳር ኢጣልያ ዝነበረ ብኸድዓት ባንዴራ ኢጣልያ ተጠርጢሩ ተታሒዙ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ደሴት ናዥራ ተአሲሩ ኣሎ ኢሉ ገሊጹ ነበረ። ኣብ ምጽዋዕ ምስ ኣተው እውን ከም በዓል ደሓን ስርጀንተ ሪቺ እተባህለ ካራቢኔሪ ፖሊስ ጸዊዑ «እንሆልካ ብላታ ገብረ እግዚአብሔር እተባህለ እዚ ኢዩ። ብላታን ሓፈሻዊ ፍልጠቶምን ብላታ ገብረ እግዚኣብሔር ወዲ ጊላይ ካብቲ በቲ ንሶም ብሰደት ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ከኣ ኣብ ሓረርን ራእሲ መኮነን ኣብ ዝነበርዎ ቦታታትን ኪነብሩን ኪመላለሱን ከለዉ ካብቲ ኣብ ከባቢኦም ዝነብር ዝነበረ ህዝቢ ብንቕሓትን ትምህርትን አተሓሳሰባን ኣዝዮም ሰጉሞም ስለ ዝነበሩ እቲ ንሶም ዝምህርዎን ዝጽሕፍዎን ዝነበሩ ኩሉ በቶም መኳንንቲ ኮነ በቶም መንፈሳዊ ። በዚ ከምዚ ዝበለ ምኸንያት ከምቲ ዛንታ ብላታ ገብረ እግዚኣብሔር ወዲ ጊላይ ከነዘንቱ ከሎና ጠቹስናዮ ዘሎና ምምሕዳር መንግስቲ ኢጣልያ «ንስኻ ምስ በዓል ብላታ ገብረእግዚኣብሔር ወዲ ጊላይ ውዲት ኣሎኳ። ብላታ ዘጎ ብርሃኑ ኣምሓራይ ብላታ ዘጎ ፍሉጥ ዓርኪ ብላታ ገብረ እግዚኣብሔር ወዲ ጊላይ ነነሶም ኣብ ዓዲ ኺላ ዝነበሩ ኢትዮጵያዊ ነበሩ። ሓቢሮም ኪጐዓዙ ከለዉ ኣብ ጥቓ እንዳ ብላታ ገብረእ ግዚአብሔር ወዲ ጊላይ ማለት ኣብ ጥቓቲ ሽዑ ሰፈር ራእሲ ኣሉላ ተባሂሉ ዝፍለጥ ዝነበረ በጽሑ ሽዑ ብላታ ዘጎ ብርሃኑ እንዳ ብላታ ገብረ እግዚኣብሔር ወዲ ጊላይ ምስ በጽሑ ትዝ በሎም እሞ «ሕራይ እምበኣር ኣብዛ እንዳ ዓርከይ ገብረእግዚኣብሔር እልይ አለ ንዓርከተይ ሰላም ክብላ እየ ኢሎም ተኣልዩ። እንተኾነ እቶም ከም በዓል ከንቲባ ጊላሚካኤል ዑምባይ በዓል ጐዳይፍ ቀሺ ምልክየሰ በዓል ወከድባ ብላታ ገብረ እግዚኣብሔር ወዲ ጊላይ ዝኣመሰሉን ካልኦትን ኣብ መላእ ኤርትራ ዝነበሩ ዓበይቲ ዓድን በዚ ከምዚ ከምለኹሉ ኣይከኣሉን። እዚ ኩሉ ኮይኑ ከሎ ግን ግዝኣታዊ ምምሕዳር ኢጣልያ ኣብ ኤርትራ ብገሓምለ ዓምፈ ንከንቲባ ጊላ ሚካኤል ዑቕባይ ኣብ ጐዳይፍ ዓዶም በዓል ቆጽሊ ዝነበሩ ቀዳማይ ምስ ብላታ ገብረ እግዚኣብሔር ወዲ ጊላይ ውዲት ኣሎካ። ኣብ ኣሥመራ ከኣ ጣልያን ብሰደት ከንቲባ ጊላሚካኤል ብዙሕ ተባሳጨው። ዝኾነ ኮይኑ ደጃዝማች ባህታ ሓጎስ በዚ ኣብ ላዕሊ እተዘርዘረ ምኽንያት ምስ ደጓዑ ተጻልኡ እሞ ሸፊቶም ኣብ ምድሪ ዓሳውርታ ኣተዉ። ስለዚ ከኣ ደጃዝማች ባህታ ሓጎስ ብ ዓምፈ ምስ ጅግና ሓዎም ሰንጋልን ካልኦት እሙናት ሰዓብቶምን ኣሕዋቶምን ሓቢሮም ጸረመግዛእቲ ኢጣልያ ዝእዉጅ ባይቶ ገበሩ ዝኾኑ ሰዓብቲ ሐዞም ከኣ ኣብ ከባቢ ሰገነይቲ ጸረ መግዛእታዊ ኢጣልያ ውግእ ኣወጁ። እንተኾነ ግን ደጃዝማች ደበብ ምስ ሓዎም ልጅ እምባየ ዝቐተሉሎም ሰብ ምስምማዕ ኪኾነሎም ሰለ ዘይኸእል ር ኣብ ርእሲኡ ከኣ ክልቲኦም ማለት ደጃዝማች ባህታ ሓጎስ ንቐረባ ዘመድ ደጃዝማች ደበብ ዝኾነ ልጅ እምባየ ተቲሎም ሰለ ዝነበሩ ምስ ተጋሩ ኪዕረቁ ዘይከኣል ስለ ዝኾነ ከምኡውን ግዝኣት መረብ ምላሽ ብፍላይ ድማ ግዝአት ኣውራጃ ኣከለ ጉዛይ ዚደልዩ ስለ ዝነበሩ በዚ ምኽንያትዚ ድማ ስለ ዝዋግኡ ምምሕዳር ኢጣልያ ንክልቲኦም ከም ዝሰማምዑ ብምግባር ንኢትዮጵያ ምውራር ዝወጠኖ ውጥን ፈሺሉ ተረፈ። ኣብዚ እቶም ደራሲ ሓደ ኢትዮጵያዊ ኪብሉ ከለዉ ንኤርትራውያን ከም ኢትዮጵያውያን ጌሮም ንምምሳል ኪጥዕሞም ዝመረጽዎ ቃል ምኻኑ ምግንዛብ ይግባእ በዚ ጊዜዚ ሓፀይ ምነሊክን ራእሲ መንገሻን ተሰማሚዖም ጣልያን ንምውጋእ ይዳለዉ ከም ዝነበሩ ደጃዝማች ባህታ ሓጎስ ይፈልጡ ሰለ ዝነበሩ ላዕሊ ላዕሊ ምስ ጣልያን ውሽጢ ውሽጢ ግን ምስ ራእሲ መንገሻ ብራእሲ መንገሻ ኣቢሎም ከኣ ምስ ምነሊክ መልእኸቲ ክለኣኣኹ ጀመሩ። ቅድም ብላታ ተባሂሎም ምስ ሓፀይ ምነሊክ ቀጺሎም ከኣ ሓረር ከይዶም ምስ ራእሲ መኮነን ኣማኻሪ ኮይኖም ዝነብሩ ዝነበሩ ኢዮም። በዚ እዋንዚ ኣብ መንጎ ብላታ ገብረ እግዚኣ ብሔርን ደጃዝማች ባህታን ብምኽንያት ምእሳር ሳንጐነቲ ክርክር ከም እተላዕለ ደሎሲባር ኪገልጽ ከሎ ደሎሲ ባር ሓደ ጹሓፍ መጻሕፍቲ ኢዩ ብላታ ገብረ እግዚኣብሔር «እዚ ዝገበርካዮ ሥራሕ ጽቡቕ ኣይኮነን በልዎም ንደጃዝማች ባህታ። በዚ ጊዜዚ እቲ ኣብ ኤርትራ ናይ ሰራዊት ውግእ ኢጣልያ ቀንዲ ኣዛዚ ዝነበረ ጀነራል ባራቴሪ ኣብ ከረን ኢዩ ዝነበረ እሞ ብጊ ታሕሣሥ «እቲ ምሰ ሳንጐነቲ ዘራኽብ መሰመር ኣቋሪጹ ኣሎ ዝብል ወረ ምስ ስምዐ ብጌጋ ድዩ ወይ ከኣ መስመር ተባለሽዩ «እናበለ ምስ ሹማምንቲ እናተማኸረ ከሎ ባህታ ከዲዑ ንሳንጐነቲ ከም ዝኣስሮ ፈለጠ። ኣብ መንጎ ሰራዊት ውግእ ኢጣልያ ከም እተጸግፆም ደጃዝማች ባህታ ሓጎስ ሰምዑ እሞ ነቶም እሱራት ናብ ራእሲ መንገሻ ምእንቲ ኪሰድዎም ኣብ ሰገነይቲ ገዲፎም ነቶም ካብ ብዙሕ ቦታታት እተጠራቐሙ ሰዓብቶም ሐዞም ነቲ ኣብ ጥቓ ሰገነይቲ ማለት ኣብ ሓላይ ዝነበረ ሰራዊት ኢጣልያ ኪወግኡ ከዱ። ከንቲባ ጉልወት ወዲ ከንቲባ ቴድሮስ ሓው ከጉ ወልደጋበር ካብ ዓዲ ከንቲ ዘማት በዓል ዓዲ ተከለዛን ከንቲባ ጉልወት ወዲ ቴድሮስ በቲ ካብ ሰድራ ቤቶም ዝወረሰዎ ቅርሕነታዊ ተዘክሮታት ጸረቲ ሃገራዊ ምምሕዳር ራእሲ ወልደሚካኤልን እመቤት ኢለንን ኮይኖም ን ሰልፎም ምስ ደጊያት ሃይሉ ተወልደመድህን ኣብ መወዳእታ ግን ዓበይቲ ዓድን ቤተ ክህነትን ባይቶ ጌሮም ንስድራ ከንቲባ ጉልወት ምስ ራእሲ ወልደ ተፈ ሰሎሞን ዓረቕዎም እሞ እቲ እተደልየ ሰላም ከንቲባ ጉልወት ወዲ ቴድሮስ ደጋን ቋላን ባሕርን ማልርን እናበሉ ሃገራዊ ሓላፍነዯም ግናለሙ ኅበዜሩ ብህዝቢ ግዝኣት ከንቲባ ዘማት እተፈትዉን እተመሰጉ እተኸበሩን ነበሩ። ደሓር ግን ሰራዊት ኢጣልያ ብምጽዋዕ ኣቢሉ መሬት ኤርትራ ረገጸ እሞ ንኢትዮጵያውያን ገዛእቲ ደጓዑ ወይ ከኣ ተጋሩ ዘሕርቹ መሲልዎም ይመሰል ምስ በዓል ደጃዝማች ባህታ ሓጎሰ ደጃዝማች ክፍለ ኢየሱስ ጎፋር ብላታ በራኺ ከንቲባ በኺት ኮይኖም ናብ ጣልያን ኣተው። ኣ ወዲ ወዶም ንደጀዝማች ሃይሉ ካብ ገዛ ዓዲ ምንባሮም ይፈልጥ ሰለ ዝነበረ ከኣ «ብዙሓት ክረክብ ይኸእል ኢዩ» ኢሉ ሰግአ ቀልጢፉ ከኣ ምጽዋዕ ኣተወ። ክተት ኢሎም ከኣ ባዕሎም ሰራዊት ውግእ መሪሖም ንጽልማ ተበገሱ «እንተኾነ ግን ኣብ መንገዲ ጓል ሕምብርቲ ኣብ እተባህለ ቦታ ምስ ሃይሉ ዓዲ ባሮ ተራኺቦም ውግእ ገጠሙ። ስለዚ ከኣ ንበረምበራስ ይልማ ዝሃድኑ ካብ ዝነበሩ ደቂ ኤርትራ ከኣ ሓደ ደጊያት ሓድገምበስ ወዲ ከንቲባ ጉልወት በዓል ዓዲ ተከሌዛን ነበሩ። ድሕሪ ብዙሕ እዋን ከኣ ኣብ ከባቢ ውሕጅ መረብ ሕበኖ ኣብ እተባህለ ቦታ ምስ በረምበራስ ይልማ ተራኺቡ ውግእ ገጠመ። እቲ ቅርሕንቲ ሱርን መበገስን ዝኾንዎ ምኽንያታት ከኣ ቀዳማይ ምስሌንነት ካርነሽም ከም ሕጊ እንዳባ ብምርጫ ሹም ኣሕዋት ኣብ ኢድ ኣቦይ ባህረ በለዛ ስለ ዝነበረሞ እቲ ሹመት ከኣ ብስድራ እንዳ ሰለሞን ሃዘጋ ተፈሊጡ ክነሱ ከንቲባ በኺት ብመልክዕ ተወዳዳሪ ካብ ድሌት ሰድራ ጎሚዳ ርሒቐም ኪቕልቀሉ ስለ ዝጀመሩ ካልኣይ ክልቲኦም ኣሕዋት ደቂ ኣይተ ሰሎሞን ሃዘጋ ማለት ወልደሚካኤልን መርእድን ደጃዝማች ተባሂ ሎም ካብ ምልኪ ደጃዝማች ሃይሉ ተፈንቲቶም ኣብ ስደት ከለዉ ብፍላይ ከኣ ደጃዝማች መርእድ ሰሎሞን ሓው ጎሚዳ ብስደት ኣብ ዓደ። ምስ ደጃዝማች ሃይሉ ተወልደመድህን ዝምድና ጌሮም ስለ ዝነበሩ ከኣ ካብ ጸዓዘጋ ዝረኸብዎ ነበረ። ጀነራል ባልዲሰራ ከኣ ምስ ኩሎም ሰራዊቱ ኣባቕሉ ኣፍራሱ ኣብቲ ሽዑ ኣዝዩ ለምለምን ማይ ዝመልኦን ዝነበረ ጎልጎል ሎሚ ጠቕላሊ ቤት ጽሕፈት ቡሰጣን ንግዳዊ ባንክ ኤርትራን ተሃኒጸሙሉ ዘለው ኣፅሪፉ ባንዴራኡ ተኺሉ ምምሕዳሩ ኪጅምር ከኣለ በዚ ከምዚ ከኣ ኣይተ በራኺ ብላታ ተባሂሎም ቀሚሽ ሹመት ኣብ ርእሲ ምልባሶም ኣገልግሎቶም ተፈሊጡሎም ሹመትን ናእዳን ከ ብጣልያን ተመሰጊኖም እንጌራ ረኺቦም ውሩይ በዚ ከምዚ ዝበለ ምኸንያት ከኣ ሓደ ኣይተ መብራህቱ እተባህሉ ክኢላ ተቐናይን ሕላይ ዘሰምዑ ኣዝማርን ኣብ ዓዶም ዓዲ ኣሕደሮም ሰሓርቲ ይነብሩ ነበሩሞ ኣብ ቅድሚ ብላታ በራኺ ከንቲባ በኺት ቀሪቦም ኣንታ በራኺ ወዲ በኺተ ሓጺን ኣርዑት ወዲ በኺተ ብኣሌላ ጸዊምካ ነርካ ኢኻሞ ሎሚ ኣስዕተ እናበሉ ዋጠዩሎም። ከንቲባ ሃይሉ ወዲ ኣይተ ገብራይ ወዲ ሓውቦ ራእሲ ወልደሚካኤል ከም ምንባሮም መጠን ከም በዓል ደጃዝማች መሰፍን ወዲ ራእሲ ወልደሚካኤል ኣይተ ጉዱም በዓል ቤት ወይዘሮ ውባ ጓል ራእሲ ወልደሚካኤል ዝኣመሰሉ ሰብ ሃዘጋን ካልኦት መሳፍንትን ብመሪሕነት ኣሰሊፎም ደጃዝማች ካሣ ጉልጃ ኣባ ከይሲ ንምውጋእ ንሰራየ ኪኸዱ ከለው ንዓወት ዝመርሖም ስልተውግእ ቀይሶም ነበሩ።